Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
“100 ንወገነይ” ዝተብሃለ ምትእኽኻብ ሓገዝ ካብ 1 ጳጉሜን ጀሚሩ ዕላዊ ከምዝግበር ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ንክብሪ ሃገር ኣብ ግምባር እናተዋደቐ ንዝርከብ ሰራዊት ምክልኻል ሃገርን ብምኽንያት ግብረ ራዕዲ ህወሓት ንዝተመዛበሉ ዜጋታትን ዝውዕለር “100 ንወገነይ” ዝተብሃለ ምትእኽኻብ ሓገዝ ካብ 1 ጳጉሜን 2013 ዓ.ም ጀሚሩ ዕላዊ ከምዝግበር ተገሊፁ።
ወፍሪ…
ህወሓት ኣብ ዓፋር ወረዳ በርሃሌ ብዝኸፈቶ መጥቃዕቲ ብዙሓት ንፁሃን ሰባት ተጎዲኦም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ዓፋር ወረዳ በርሃሌ ብዝኸፈቶ መጥቃዕቲ ብዙሓት ንፁሃን ሰባት ተጎዲኦም።
ብኣማኢት ዝቑፀሩ ንፁሃን ብጥይት ቆሲሎም ኣብ ቀዳማይ ብርኪ ሆስፒታል ኣብዓላ ሕክምና እናተገበረሎም ከምዝኾነ ኣብቲ ቦታ ዝርከቡ ጋዜጠኛታት ፋና…
ኣዲስ ኣበባን ቻይናዊት ከተማ ፉጃን ሕውነታዊ ከተማታት ንምምስራት ስምምዕነት ተፈራሪመን
ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣዲስ ኣበባን ቻይናዊት ከተማ ፉጃን ሕውነታዊ ከተማታት ንምምስራት ዘኽእል ስነስርዓት ምንባር ክታም ሎሚ መዓልቲ ኣብ ከተማ ቤጂንግ ተኻይዱ።
ኣብቲ ስነስርዓት ምንባር ክታም፥ ንምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብምውካል ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ቻይና…
ኣብ ሞንጎ ሓይሊታት ኢትዮጵያ ዝተፈጠረ ውዳበ ዓወት ቀረባ ክገብሮ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)እናተገበሩ ኣብ ዝርከቡ ምድላዋትን ኣብ ሞንጎ ሓይሊታት ኢትዮጵያ ዝተፈጠረ ውዳበን ዓወትና ቀረባ ኢዩ ክብሉ ሚኒስትር ዲኤታ ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ዶክተር ኣህመዲን መሓመድ ተዛሪቦም።
ኣመራርሓታት ፌዴራልን ክልልን፥ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዞባ ደቡብ ወሎ…
ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴን ሃርጌሳ ኣቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዲኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኢትዮጵያ ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴን ሶማሊ ላንድ ሃርጌሳ ኣቲዮም።
ኣምባሳደር ሬድዋን ኣብ ሃርጌሳ እንትኣትዉ፥ ምክትል ሚኒስትር ውሽጢ ጉዳይ ሶማሊ ላንድ ሊባን ዩሱፍን ቆንስላ ኢትዮጵያ ኣብ ሃርጌሳ ኣምባሳደር ሰኢድ…
ኣብ ግምባር ማይ ፀብሪ ወቅን ቆሪፁ ክኣቱ ዝነበረ ሓይሊ ፀላኢ ተወቒዑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕይሊ ፀላኢ ትማሊ ለይቲ 8 ግዘ መጥቃዕቲ ንምፍናው ይፈትን እበር ብወገን ጦር ተወቒዑ።
ናይ ወገን ጦር ብዝገበሮ ተጋድሎ ልዑል ዓወት ከምዝተጎናፀፈ ተሓቢሩ።
ኣብ ልዕሊ ሓይሊ ፀላኢ ብዝተወሰደ ስጉምቲ ምዉትን ምሩኽን ከምዝኾነ እውን ተገሊፁ፡፡…
ኩባ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ታሪኻዊ ርክብን ምትሕብባርን ኣጠናኺራ ከምትቕፅል ገሊፃ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኩባ ኣምባሳደር ሽብሩ ማሞ ምስ ምክትል ሚኒሰስትር ጉዳያት ወፃኢ ኩባ ኣናያንሲ ሮድሪጌዝ ኣብ ክልተኣዊን ዝተፈላለዩ ጉዳያትን ኣድሂበን ተዛቲየን።
ኣምባሳደር ሽብሩ ማሞ፥ ኩባ ንኢትዮጵያ ዝገበረቶ ሓገዝ ብምንኣድ ምስጋና…
ኬንያ ኣብ ሰላምን ምዕባለን ኢትዮጵያ ትገብሮ ሓገዝ ኣጠናኺራ ከምትቕፅል ገሊፃ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢሲ)ኬንያ ኣብ ሰላምን ምዕባለን ኢትዮጵያ ትገብሮ ሓገዝ ኣጠናኺራ ከምትቕፅል ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዕላዊ ዑደት ስራሕ እናገበራ ዝርከባ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኬንያ ራይሸል ኦማሞ ኣፍሊጠን።
ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ…
ሃገርለኸ ጉባኤ ልምዓት ምሕደራ ቢዝነስን ኣይሲቲን ዩኒቨርሲቲታት ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሐሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገርለኸ ጉባኤ ልምዓት ምሕደራ ቢዝነስን ኣይሲቲን ዩኒቨርሲቲታት ይሳለጥ ኣሎ።
ሚኒስትር ሳይንስን ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲን ምስ ዩኒቨርሲቲ ድሬዳዋ ብምትሕብባር ዝተዳለወ እቲ ጉባኤ፥ ብብርኪ ሃገር ኣብ ዩኒቨርሲታት ብዛዕባ ዲጂታል መሰረተ ልምዓት፣…
ከተማ ጋምቤላ ተጠቃሚት 4ጂ ኣገልግሎት ኢንተርኔት ኮይና
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ -ቴሌኮም ኣብ ከተማ ጋምቤላ ሪጅን ደቡብ ምዕራብ ምዕራብ መርሃ ግብሪ ምጅማር ራብዓይ ትውልድ /4ጂ ኤል ቲ ኢ አድቫንስድ / ቅልጡፍ ኣገልግሎት ኢንተርኔት ኣካይዱ። ሞባይል ኢንተርኔት ብዝለዓለ ቅልጣፈ ንምጥቃም ዘኽእል 4ጂ ኤል ቲ ኢ አድቫንስድ፥…