Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ናይ ሎሚ ስራሕና ኣብ ገዛና ዘሎ ሕሩድ ሓዊሱ ንኻልኦት ወገናት ብምክፋል እንዝክሮ ኢዩ – ሓጂ ሙፍቲ እድሪስ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ሎሚ ስራሕና ኣብ ገዛና ዘሎ ሕሩድ ሓዊሱ ንኻልኦት ወገናት ብምክፋል እንዝክሮ ኢዩ ክብሉ ፕሬዚዳንት ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ ተቐዳሚ ሙፍቲ ሓጂ ዑመር እድሪስ ገሊፆም።
ሰዓብቲ እምነት እስልምና መበል 1 ሺሕን 442 በዓል ዒድ ኣእ…
መበል 1 ሽሕን 442 በዓል ዒድ ኣል ኣድሃ ዓረፋ ኣብ መላእ እዛ ሃገር ይኽበር ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ) መበል 1 ሽሕን 442 ዓመተ ሂጅራ በዓል ዒድ ኣል ኣድሃ ይኽበር ኣሎ።
እቲ በዓ ኣብ መላእ እዛ ሃገር ብሰዓብቲ እምነት እስልምና ሎሚ መዓልቲ ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ ስርዓታት ኢዩ ዝኽበር ዘሎ።
ፕሬዚዳንት እቲ ቤት ምኽሪ ተቀዳሚ ሙፍቲ…
ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ካልኣይ ዙር ምምላእ ማይ ግድብ ህዳሰ ብዕዉት ኩነታት ምዝዛሙ ስዒቡ ናይ እንኳዕ ደስ በለኩም መልእኽቲ አመሓላሊፈን
ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ካልኣይ ዙር ምምላእ ማይ ግድብ ህዳሰ ብዕዉት ኩነታት ምዝዛሙ ስዒቡ ናይ እንኳዕ ደስ በለኩም መልእኽቲ አመሓላሊፈን።
ኣብ መልእኽተን፥ “ብርቱዓት ኢትዮጵያውያን ዘለዎም ውሽጣውን ግዳማውን ፅዕንቶታት ብምፅዋር ግድብና…
ቀ/ሚ ኣቢይ ንመላእ ሰዓብቲ እምነት እስልምና እንኳዕ ንዒድ ኣል ኣድሃ ብሰላም ኣብፀሐኩም ኢሎም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ንመላእ ሰዓብቲ እምነት እስልምና እንኳዕ ንመበል 1 ሺሕን 442 ዓመተ ሕጅራ በዓል ዒድ ኣል ኣድሃ ዓረፋ ብሰላም ኣብፀሐኩም አብፀሐና ክብሉ ሰናይ ትምኒቶም ገሊፆም።
እቲ በዓል ናይ ምትሕግጋዝን መስዋእቲን በዓል…
በዓል ዒድ ኣል ኣድሃ (ዓረፋ) ብሰላም ንክዛዘም ኣድላዪ መድላው ከመዝገበረ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) መበል 1 ሺሕን 442 በዓል ዒድ ኣል ኣድሃ (ዓረፋ) ብሰላም ንክዛዘም ኣድላዪ መድላው ከመዝገበረ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ።
ኣብ ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ ፅባሕ ኣብ ዝግበር ስነ ሰርዓት ስግደት ክሳብ ዝዛዘም ካብ ንጎሆ ሰዓት 11 ጀሚሩ ዝተወሰኑ…
ነበር ቀ/ሚ ፌዴሪኢ ኣይተ ሃይለማሪያም ካልኣይ ዙር ምምላእ ማይ ግድብ ህዳሰ ብዕዉት ኩነታት ምዝዛሙ ስዒቡ ናይ እንኳዕ ደስ በለኩም መልእኽቲ አመሓላሊፎም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ነበር ቀ/ሚ ፌዴሪኢ ኣይተ ሃይለማሪያም ደሳለይ ካልኣይ ዙር ምምላእ ማይ ግድብ ህዳሰ ብዕዉት ኩነታት ምዝዛሙ ስዒቡ ናይ እንኳዕ ደስ በለኩም መልእኽቲ አመሓላሊፎም።
ኣይተ ሃይለማሪያም፥ “ኢትዮጵያውያንን ፈተውቲ ኢትዮጵያን፣ ኣመራርሓ እቲ ግድብ፣…
ካልኣይ ዙር ምምላእ ማይ ግድብ ህዳሰ ብዕዉት ኩነታት ምዝዛሙ ፍሉይ መዓልቲ ብስራት ዓወት ኢትዮጵያ ኢዩ-ጀኔራል ብርሃኑ ጁላ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ካልኣይ ዙር ምምላእ ማይ ግድብ ህዳሰ ብዕዉት ኩነታት ምዝዛሙ ፍሉይ መዓልቲ ብስራት ዓወት ኢትዮጵያ ኢዩ ክብሉ ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ጀኔራል ብርሃኑ ጁላ ተዛሪቦም።
እቶም ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ንግዜኢ ኣብ ዝሃብዎ…
ርእሳነ ምምሕዳር ክልላት ንበዓል ዒድ ኣል ኣድሃ ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ አመሓላሊፎም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሳነ ምምሕዳር ክልላት ንመበል 1 ሺሕን 142 በዓል ዒድ ኣል ኣድሃ ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ አመሓላሊፎም።
ርእሰ ምምሕዳር ክልል ዓፋር፣ ጋምቤላ፣ ሃረሪ፥ ንመላእ ማሕበረሰብ ሰዓብቲ እምነት እስልምና እንኳዕ ንመበል 1 ሺሕን…
ዝተፈላለያ ሚኒስትራት ካልኣይ ዙር ምምላእ ማይ ግድብ ህዳሰ ብዕዉት ኩነታት ምዝዛሙ ስዒቡ ናይ እንኳዕ ደስ በለኩም መልእኽቲ አመሓላሊፈን
ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተፈላለያ ሚኒስትራት ካልኣይ ዙር ምምላእ ማይ ግድብ ህዳሰ ብዕዉት ኩነታት ምዝዛሙ ስዒቡ ናይ እንኳዕ ደስ በለኩም መልእኽቲ አመሓላሊፈን።
ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰን ሚኒስትር ሰላም ሙፈሪሃት ካሚልን ኣብ ዘመሓላለፍኡ መልእኽቲ፥ ኣባይ…
ካልኣይ ዙር ምምላእ ማይ ግድብ ህዳሰ ምዝዛሙ ብሓድነት ዓወት ምሕፋስ ከምእንኽእል ዘርእይ ኢዩ-ርእሳነ ምምሕዳር ክልላት
ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ካልኣይ ዙር ምምላእ ማይ ግድብ ህዳሰ ምዝዛሙ ብሓድነት ዓወት ምሕፋስ ከምእንኽእል ዘርእይ ኢዩ ክብሉ ርእሳነ ምምሕዳር ዝተፈላለያ ክልላት ገሊፆም።
ርእሰ ምምሕዳር ክልል ቤኒሻንጉል ጉምዝ፣ ጋምቤላን ሃረሪን፥ ካልኣይ ዙር ምምላእ ማይ ግድብ ህዳሰ…