Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ንኣፍሪካ ግዚኡ ሕዚ ኢዩ፣ ሓቢርና ካብ ጉድጓድ ድኽነት ብቕልጡፍ ክንወፅእ ንኽእል ኢና – ቀ/ሚ ኣቢይ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ንኣፍሪካ ግዚኡ ሕዚ ኢዩ፣ ሓቢርና ካብ ጉድጓድ ድኽነት፣ ካብ ዘይምትእምማንን ክብሪን ካብ ለመናን ብቕልጡፍ ክንወፅእ ንኽእል ኢና ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒትር ኣብ ትተር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፥ ኣብ…
ኣብ በርሃሌ መንገዲ ኣስፋልት ብሞርታር ንምቑራፅ ዝተገበረ ፈተነ ብጀጋኑ ዓፋር ፈሺሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ንዳሎል ንምቁፅፃር መንገዲ ኣስፋልት ብከቢድ መሳርሒ ወቒዑ ንምቑራፅ ዝገበሮ ፈተነ ፈሺሉ።
እቲ ጉጅለ መዓድናት ናብ ዝርከቡሉ ዳሉል ንምግስጋስ በርሃሌ ንምቁፅፃር መንገዲ ኣስፓልት ብከቢድ መሳርሒ ወቒዑ ንምቑራፅ ዝገበሮ ፈተነ…
ፍሉያት ሓይሊን ኣባላት ፖሊስን ክልል ሶማሌ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ደም ለጊሶም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ ) ፍሉያት ሓይሊን ኣባላት ፖሊስን ክልል ሶማሌ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ደም ለጊሶም።
ኮሚሽነር ኮሚሽን ፖሊስ እቲ ክልል ሙሐመድ አሊ÷ ናይ ሃገር ሓድነት ንምርግጋፅ ኣብ ግንባር ንዝተሰለፉ ሓይሊታት ፀፅታ ዝግበር ኩለ መዳያዊ ድጋፍ ተጠናኺሩ…
ሓዱሽ ፍኖተ ካርታ ትምህርቲ ሓፈሻዊ ክፍተታት ዓውዲ ትምህርቲ ተሓሳቢ ዝገበረ ኢዩ ተባሂሉ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓዱሽ ፍኖተ ካርታ ትምህርቲ ሓፈሻዊ ክፍተታት ዓውዲ ትምህርቲ ተሓሳቢ ዝገበረ ኢዩ ከበል ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣፍሊጡ።
ሚኒስትር ትምህረቲ ዶክተር ኢንጂነር ጌታሁን መኩሪያ፥ ነቲ ከፍተታት ዝመልእን ኣብ መፅናዕቲ ዝተደረኸን ከምዝኾነ ሓቢሮም።…
ኣብ ሶማሌ፣ ሃረሪን ደቡብ ክልላትን ንዝካየድ ምርጫ ምዝገባ መረፅቲ ተጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሶማሌ፣ ሃረሪን ደቡብ ክልላትን 20 መስከረም 2014 ዓ.ም ንዝካየድ ምርጫ ምዝገባ መረፅቲ ተጀሚሩ።
ኣብ ከይዲ እቲ ምዝገባ ብዝተርኣዩ ጉድለታት፣ ብዝቐረቡ ኣቤቱታታትን ፀገማት ፀፅታን ምኽኒያት 14 ሰነ 2013 ዓ.ም ምርጫ ዘይተኻየደሎም…
ኣብ ክልላት ዓፋርን ኣምሓራን ዝካየድ ዘሎ ሰብኣዊ ድጋፍ ብዝምልከት ዘተ ተኻይዱ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልላት ዓፋርን ኣምሓራን ዝካየድ ዘሎ ሰብኣዊ ድጋፍ ብዝምልከት መተሓባበሪ ማእኸል ህፁፅ ግዜ ኮሚቴ ሚኒስቴራት ዘተ ኣካይዱ።
ኣብቲ ዝተኻየደ ስሩዕ ዘተ፥ ሰብኣዊ ድጋፍ ዘለዎ ብርኪ፣ ኣፈፃፅማ ኣብያተ ዕዮ፣ ፍሉይ ትኹረት ንዘድሊዮም ከባቢታት…
ሰራሕተኛታት ኮሜርሻል ኖሚኒስ ናይ ሓደ ወርሒ መሃየኦም ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ድጋፍ ገይሮም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራሕተኛታት ኮሜርሻል ኖሚኒስ ናይ ሓደ ወርሒ መሃየኦም ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ድጋፍ ገይሮም።
ዳይሬክተር ጄነራል እቲ ትካል ኮማንደር ጥላሁን ፀጋዬ ከምዝበልዎ፥ ግብረ ራዕዲ ህወሓትን ሸኔን ናብ መ፪ቃብሮም ክሳብ ዝኣትዉ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር…
ናይ ህልውና ወፍሪ ምድጋፍ ሃገር ንከይትፈርስ ምግባር ኢዩ-መንግስቲ ክልል ሃረሪ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መከላከያ ሰራዊት ሓዊሱ ኣብ ወፍሪ ምርግጋፅ ሀልውና ተሰሊፎም መስዋእትነት ዝኸፍሉ ዘለዉ ሓይሊታት ፀፅታ ምድጋፍ ሃገር ንከይትፈርስ ምግባር ኢዩ ክበል መነግስቲ ክልል ሃረሪ ገሊፁ።
ግብረ ራዕዲታት ህወሓትን ሸኔን ሃገርና ንምፍራስን ህዝቢ ንምውራድን…
ዜጋታት ደም ንምልጋስ ዘርኣዮ ፍቓደኝነትን ደም ናይ ምልጋስ ታሪክ ዝለወጠ ኢዩ-ብሄራዊ ባንኪ ደም
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዜጋታት ደም ንምልጋስ ዘርኣዮ ፍቓደኝነትን ደም ናይ ምልጋስ ታሪክ ዝለወጠ ኢዩ ክብል ብሄራዊ ኣገልግሎት ባንኪ ደም ገሊፁ።
ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ፃንሒት ዝገበሩ ዋና ዳይሬክተር ብሄራዊ ኣገልግሎት ባንኪ ደም ኣይተ ያረጋል ባንቴ…
ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካን ኣብ ኣፍሪካ ዝህልዉ ሰላምን ዕብየትን ኣሜሪካ ንኢትዮጵያ ሽርክንኣ ክተርእይ ከምዘለዋ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)እስትራቴጂካዊ ከባቢ ኣብ ዝኾነ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካን ኣብ ኣፍሪካ ዝህልዉ ሰላምን ዕብየትን ኣሜሪካ ንኢትዮጵያ ሽርክንኣ ክተርእይ ከምዘለዋ ተገሊፁ።
ናይ ኢትዩጵያ ሃይማኖት ትካላት ጉባኤ ናይ ኣሜሪካ ቅርንጫፍ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ዘድሃበ ንሚኒስቴር…