Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ፋኦ ኣብ ትግራይ ንሓረስቶት ምሩፅ ዘርኢ ምክፍፋልን ንእንስሳት ምኽታብን ጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ትካል ምግቢን ሕርሻን ዓለም (ፋኦ) ኣብ ትግራይ ንስድራ ሓረስቶት ናብ ስራሕቲ ሕርሻ ክምለሱ ዘኽእል ህፁፅ ፕሮግራም ዕላዊ ገይሩ።
ተወካሊ ፋኦ ኣብ ኢትዮጵያ ፋጡማ ሰይድ፥ እቲ ትካል ሓረስቶትን ሰበኽ ሳግምን ፍርያት ሕርሻ ምፍራይ ንኽጅምሩ ዘኽእል…
ክልል ትግራይ ብዘቕረቦ ድሌት መሰረት ብምግባር ሚኢቲ ሚኢታዊ ዘበናዊ ዱኽዒ ከምዝቐረበ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጉንበት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ክልል ትግራይ ብዘቕረቦ ድሌት መሰረት ብምግባር ሚኢቲ ሚኢታዊ ዘበናዊ ዱኽዒ ከምዝቐረበ ተገሊፁ።
ኣብ ክልል ትግራይ ዝርከቡ ሓረስቶት ፍሉይ ትኹረት ብመሃብ ኣብ እዋን ዘርኢ ድልዩ እታወታት ሕርሻ ብእኹል መጠን እናቐረበ ከምዝርጀብ ሚኒስቴር ሕርሻ…
ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ምስ ፕሬዚዳናት ሩዋንዳ ተዛቲየን
ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ ፕሬዚዳናት ሩዋንዳ ፖል ካጋሚ ተዛቲየን።
ኣብ ጉዳይ ሱዳን ዘድሃበ ዓለም ለኸ ኮንፈረንስ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ፈረንሳይ ከተማ ፓሪስ ክካየድ ኢዩ።
በዚህ ኮንፈረንስ ለመሳተፍ ፓሪስ የሚገኙት መሪዎቹ የጎንዮሽ ውይይት…
ኣብ መንበሪ ሓደ ውልቀ ሰብ ብዝተገበረ ተፍቲሽ 112 ሺሕ ናይ ሓሶት ብር ተረኺቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ክልል ኣምሓራ ምምሕዳር ብሄረሰብ ዋግኽምራ ኣብ መንበሪ ሓደ ውልቀ ሰብ ብዝተገበረ ተፍቲሽ 112 ሺሕ ናይ ሓሶት ብር ከምዝተረኸበ ፖሊስ ኣፍሊጡ።
ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፖሊስ እታ ወረዳ ዋና ኢንስፔክተር ደሳለኝ ኣለሙ ከምዝበልዎ፥ ዘይሕጋዊ ተግባር…
እዚ ምዕራብ ኣብ ግድብ ህዳሰ ዝህቀኑ ትንኮያታት ንምክልኻል ካብ ዝኾነ ይኹን እዋን ንላዕሊ ምድላዉ ኣብ ዘጠናኸረሉ ብርኪ ይዝርከብ – ብ/ጄኔራል…
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጉንበት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ግድብ ህዳሴ መሰረት ህላወና ስለዝኾነ ኣብ ልዕሊ እቲ ግድብ ዝፍነዉ ትንኮያታትን መጥቃዕቲታትን ንምክልኻል እዚ ምዕራብ ካብ ዝኾነ ይኹን እዋን ንላዕሊ ምድላዉ ኣብ ዘጠናኸረሉ ብርኪ ከምዝርከብ ምክትል ኣዛዚ እቲ እዚ ብርጋዴር ጄኔራል ኣለማየሁ ወልዴ…
ቻይና ኣብ ሕብረት ኣፍሪካ ዝካየደድ ድርድር ግድብ ህዳሰ ሰለስቲአን ሃገራት ከምትድግፍ ገሊፃ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጉንበት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ብኣደራዳራይነት ሕብረት ኣፍሪካ ዝካየደድ ሰለስተኣዊ ድርድር ግድብ ህዳሰ ከምትድግፍ ገሊፃ።
ምክትል ሓላፊ ልኡኽ ኤምባሲ ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ዢ ቲያን፥ ግድብ ህዳሰ ቀልቢ ማሕበረሰብ ዓለም ዝሰሓበ ከምዝኾነ ገሊፆም።
ነኣብነት እውን ኣብ…
እዋናዊ ሓበሬታ ምዝገባ መረፅቲ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጉንበት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ክሳብ ሕዚ ብብርኪ ሃገር ልዕሊ 36 ሚሊየን 245 ሺሕ ሰባት ን6ይ ሃገራዊ መረፃ ተመዝጊቦም።
ስለዝኾነ ድማ ኣብ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ 1 ሚሊየን 451 ሺሕን 790 ሰባት ዝተመዝገቡ እንትኾኑ፥ ኣብ ምምሕዳር ከተማ ድሬዳዋ ድማ 177 ሺሕን…
ቀ/ሚ ኣቢይ ምስ ኣመራርሓ ክልላት ይዛተዩ ኣለዉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ቀፀልቲ ሰለስተ ኣዋር ብዛዕባ ዝፍፀሙ ተግባራት ብዝምልከት ምስ ኣመራርሓ ክልላት ይዛተዩ ኣለዉ።
እቲ ዘተ ኣብ ሃገራዊ፣ ቀጠናን ጂኦፖለቲካዊን ጉዳያት ዘተኮረ እንትኸውን ንቐፀልቲ ክልተ መዓልታት ከምዝፀንሕ እቶም…
ናይ ዝኾነ ይኹን ሃገር ኢድና ዝጥምዝዝ ባዕዳዊ ሓሳብ ከይተቐበልና ብልፅግናና ዕላዊ ክንገብር ኢና-ቀ/ሚ ኣቢይ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ዝኾነ ይኹን ሃገር ኢድና ዝጥምዝዝ ባዕዳዊ ሓሳብ ከይተቐበልና ብልፅግናና ዕላዊ ክንገብር ኢና ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም።
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ናይ ሰመራ ኢንዱስትሪ ፓርክ መሪቖም ከፊቶም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር…
ቀ/ሚ ኣቢይ በዓለ ሹመት ፕሬዚዳንት ኢስማኤል ዑመር ጉሌ ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ደስ በለኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ በዓለ ሹመት ፕሬዚዳንት ጂቡቲ ኢስማኤል ዑመር ጉሌ ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ደስ በለኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ በዓለ ሲመት ፕሬዚዳንት ኢስማኤል ዖማር ጊሌህ…