Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ቤተ ፈተነ መመርመሪ ምግቢ ተመሪቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ምግቢን መድሓኒትነ ኢትዮጵያ ድሕንነት ምግቢን ፅሬትን ንምቁፅፃር ካብ ብር 45 ሚሊየን ብዝኾነ ወፃኢ ዘዋደዶ ዘበና ቤተ ፈተነ መመርመሪ ምግቢ ኣመሪቑ።
እቲ ቤተ ፈተነ ዝተፈላለዩ ምግቢታት ድሕንነቶም ብምምርማር ፅሬቶም ናይ ምርግጋፅ ዓቕሚ…
ኣብ ዝሓለፉ ትሽዓተ ኣዋርሕ ልዕሊ 571 ሚሊየን ኪሎ ዋት ሰዓት ሓይሊ ካብ ብኽነት ሓይሊ ምንካይ ተኻኢሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ትሽዓተ ኣዋርሕ ልዕሊ 571 ሚሊየን ኪሎ ዋት ሰዓት ሓይሊ ካብ ብኽነት ሓይሊ ምንካይ ከምዝተኽኣለ ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
እቲ ኣገልግሎት ኣብ ትሽዓተ ኣዋርሕ በጀት ዓመት 2013 ዓ.ም ቴክኒካዊ ዝኾኑን ዘይኮኑን…
ሓምለዋይ ኣሰር ንሃገር ተሓሳቢ ዝገበረ እንበር መረፃ ዘተኮረ ኣይኮነን-ቀ/ሚ ኣቢይ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር 2013 ዓ.ም “ንኢትዮጵያ ንኽደና” ዕላዊ ኮይኑ።
ኣብዚ ዓመት ብብርኪ ሃገር 6 ቢሊየን ፈልሲ ክትከል ኢዩ ተባሂሉ።
ናብ ጎረባብቲ ሃገራት 1 ቢሊየን ፈልሲታት ከምዝተዳለዉ እውን ተገሊፁ፡፡
ቀዳማይ ሚኒስትር…
ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ንስግግር መንግስቲ ሱዳን ሓገዝ ንምግባር ኣብ ዝተዳለወ ጉባኤ ተሳቲፈን
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ መንግስቲ ፈረንሳይ ንስግግር መንግስቲ ሱዳን ዓለም ለኸ ሓገዝ ንምግባር ኣብ ፓሪስ ኣብ ዘዳለዎ ጉባኤ ተሳቲፈን።
እቲ ጉባኤ ኢትዮጵያ ሓዊሱ ብዙሓት ሃገራት ኣፍሪካን ዓለም ለኸ ትካላትን ከምዝተሳተፉ ተገሊፁ።
ፕሬዚዳንት…
ሓበራዊ ኮሚቴ ፓርቲታት ፖለቲካ ተጣይሹ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ከይዲ ምርጫ ዘጋጥሙ ፀገማት ንምፍታሕ ዘኽእል ሓበራዊ ኮሚቴ ፓርቲታት ፖለቲካ ተጣይሹ።
ሻድሻይ ሃገራዊ ምርጫ ሰላማዊ ፣ዴሞክራሲያዊን ግልጸኝነትን ዘለዎ ንክኸውን ብልፅግና ፓርቲ ሓዊሱ ካልኦት ተነሓናሕቲ ፓርቲታት ፀገማት…
ቀ/ሚ ኣቢይ ምስ ኣመራርሓ ክልላት ሃገራዊ ምርጫ ብዝምልከት ዘሎ ሓፈሻዊ ምድላው ገምጊሞም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ግንቦት ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ኣመራርሓ ክልላት ሃገራዊ ምርጫ ብዝምልከት ዘሎ ሓፈሻዊ ምድላው ገምጊሞም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ካብ ጥሪ 2013 ዓ.ም. ጀሚሩ ምስ ናይ ብሔራዊ ምርጫ ቦርድ ኣዶ መንበር ብምዃን ብምዃን ናይ ክልላትን ከተማ…
ብፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ ምስ ኣመራርሓ ዓለም ባንኪ ተዛቲዩ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ ኢትዮጵያ ምስ ዳይሬክተር ኦፕሬሽን ማኔጂንግ ኣክሴል ቫን ትሮትሴበርግን ምክትል ፕሬዚዳንት ምብራቅን ደቡባዊን ኣፍሪካ እቲ ባንኪ ሃፊዝ ግሀኔም ኣብ ፈረንሳይ ፓሪስ ተዛቲዩ።
እቲ ጉጅለ ልኡኽ…
ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ዓማውቲ ካብ ዘፈር ሕርሻ 61 ሚኢታዊ ቀዋሚን ግዚያዊን ዕድል ስራሕ ተፈጢሩ – ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ዓማውቲ ካብ ዘፈር ሕርሻ 61 ሚኢታዊ ቀዋሚን ግዚያዊን ዕድል ስራሕ ከምዝተፈጠረ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም።
ኣብ ዘፈር ሕርሻ ምዕዋት ካብ ሞንጎ ዝኸተኸኣሉ ሽቶታት ዝተወሰኑ ዕላዊ ተገይሩ፡፡
እቶም ቀዳማይ…
ሃገር ለኸ ሲምፖዚየም ባህሊ፣ ቱሪዝምን ስፖርትን ተሳሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ግንቦት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ሃገር ለኸ ሲምፖዚየም ባህሊ፣ ቱሪዝምን ስፖርትን ተሳሊጡ።
እቲ ሲምፖዚየም ሚኒስቴር ባህሊን ቱሪዝምን ዘዳለዎ እንትኸውን፥ “ባህሊ፣ ቱሪዝምን ስፖርትን ንብልፅግና ኢትዮጵያ” ዝብል መሪሕ ቃል ዘለዎ ከምዝኾነ ተገሊፁ።
ሚንስትር ባህሊን ቱሪዝምን…
ሙሁራን ሩባ ኣባይ ካብ ኢትዮጵያ ዝፍል ከምዝኾነ ንዓለም ከረድኡ ይግባእ ተባሂሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጉንበት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ሙሁራን ሩባ ኣባይ ካብ ኢትዮጵያ ዝፍል ምዃኑ ንዓለም ከረድኡ ከምዝግባእ ተገሊፁ።
“ምትሕብባር ዩኒቨርሲቲታት ንሰላማዊን ፍትሓዊን ተረባሕነት ሩባ ኣባይ” ብዝብል ርእሲ ዓቢዪ ግድብ ህዳሰን ግደ ዩኒቨርሲቲታትን ዘድሃበ ዘተ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ጂማ ይካየድ…