Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

338 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)338 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ከምዝተመለሱ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ። ተወካሊ ዳይሬክተር ጀነራል ጉዳያት ቆንስላ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ተረኾቦም ነቶም ተመለስቲ ኣቀባብላ ገይሮምሎም። እዋናዊን…

ኣብ ክልል ጋምቤላ “ተረባሕነትን ተሳትፎን ደቂ ኣንስትዮ ንኩለመዳይ ምዕባለ” ብዝብል መሪሕ ቃል መድረኽ ዘተ ደቂ ኣንስትዮ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ጋምቤላ “ተረባሕነትን ተሳትፎን ደቂ ኣንስትዮ ንኩለመዳይ ምዕባለ” ብዝብል መሪሕ ቃል ብፓርቲ ብልፅግና ጋምቤላ ዝተዳለወ መድረኽ ዘተ ደቂ ኣንስትዮ ተኻይዱ። ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ኡሞድ ኡጁሉ፥ ዜጋታት ብሕ-ገመንግስቲ…

ኣብ ዞባ ጉጂ ወረዳ ኦዶ ሻኪሶ ብዘጋጠመ ባርዕ ሓዊ ኣስታት 6 ሚሊየን ዝግመት ንብረት ዓኒዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ጉጂ ወረዳ ኦዶ ሻኪሶ ብዘጋጠመ ባርዕ ሓዊ ኣስታት 6 ሚሊየን ዝግመት ንብረት ዓኒዩ። ትማሊ ኣብታ ከተማ ብዘጋጠመ ሓዊ 29 መንበሪ ኣባይቲ ከምዝዓነዉ ተገሊፁ። ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ጉዳያት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ እታ ወረዳ ኣይተ በዳሶ…

እኒ ሜጀር ጄኔራል ገብረመድህን ፍቃዴ (ወዲነጮ) ክሲ ክምስረተሎም ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ርክብ ሬዲዮ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ብምቁራፅ ኣብ ልዕሊ እዚ ሰሜን መጥቃዕቲ ንክበፅሕ ገይሮም ኢዮም ዝተብሃሉ ሓላፊ መምርሒ ኮሚኒኬሽን ምክልኻል ሃገር እኒ ሜጀር ጄኔራል ገብረመድህን ፍቃዴ (ወዲነጮ) ክሲ ክምስረተሎም ኢዩ። ሎሚ መዓልቲ ኣብ…

ብብር 170 ሚሊየን ወፃኢ ዝህነፅ ህንፃ ማእኸል መሰልጠኒ ኣየር ወለድ እምነ ኹርናዕ ተነቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብብር 170 ሚሊየን ወፃኢ ዝህነፅ ህንፃ ማእኸል መሰልጠኒ ኣየር ወለድ እምነ ኹርናዕ ተነቢሩ። ላዕለዋይ ኢታማዡር ሹም ፌዴሪኢ ጄኔራል ብርሃኑ ጁላ፥ ኣብ ትሕቲ ማእኸል መሰልጠኒ ፍሉይ ወፍሪ ዝርከብ ቤት ትምህርቲ ኣየር ወለድ ህንፀት ህንፃ ኣብ…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ “ንፅባቐ እዛ ከተማ ኣነ እውን ኣምባሳደር ኢየ” ብዝብል ወፍሪ ልዕሊ 25 ሺሕ መናእሰይ ብምስታፍ ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ከተማ ኣዲስ ኣበባን ፅሪይቲን ፅብቕቲን ንምግባር “ንፅባቐ እዛ ከተማ ኣነ እውን ኣምባሳደር ኢየ” ብዝብል ወፍሪ ልዕሊ 25 ሺሕ መናእሰይ ብምስታፍ ይስራሕ ምፅራይ ከባቢ እናተሰርሐ ምዃኑ ኤጀንሲ ምምሕዳር ደረቕ ረሳሕ ኣዲስ ኣበባ ገሊፁ። ንልተ…

መበል ራብዓይ መድረኽ ዘተ ብሄራዊ ቦርድ ምርጫን ፓርቲታት ፖለቲካን ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት 24፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል ራብዓይ መድረኽ ዘተ ብሄራዊ ቦርድ ምርጫን ፓርቲታት ፖለቲካን ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ ምልክት ምርጫ ዝወሰዱ ተወከልቲ ፓርቲታት ፖለቲካን ኣመራርሓ ቦርድ ምርጫን ተረኺቦም። እቲ ዘተ ብቐንዱ ከይዲ ምዝገባ ሕፁያት ዘለሉ…

ሰብ ብዘይሕጋዊ መገዲ ዶብ ናይ ምስጋር ገበን ንምቕናስ ማሕበረሰብ ዘሳተፈ ስራሕ ምስራሕ ከምዝግባእ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብ ብዘይሕጋዊ መገዲ ዶብ ናይ ምስጋር ገበን ንምቕናስ ማሕበረሰብ ዘሳተፈ ስራሕ ምስራሕ ከምዝግባእ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ኣይተ ደመቀ መኮነን ኣተሓሳሲቦም። ብሰብ ናይ ምንጋድን ሰብ ብዘይሕጋዊ መገዲ ዶብ ናይ…

መሰል ደቂ ኣንስትዮ ዘኽብር ማሕበረሰብ ንህነፅ ዝብል መበል 45 ዓለም ለኸ መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ ምኽባር ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)”መሰል ደቂ ኣንስትዮ ዘኽብር ማሕበረሰብ ንህነፅ” ብዝብል መሪሕ ቃል ሓደወርሒ ሙሉእ ዝፀንሕ በዓል መበል 45 ዓለም ለኸ መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ ምኽባር ተጀሚሩ። ቀዳማይ ሰሙን እቲ ወርሒ ኣብ ኣመራርሓን ውሳነ ወሃባይነትን ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ዘተኮሩ…

ኣብ ትግራይ ሰብኣዊ ደገፍ ዝህቡ ዓለም ለኸ ትካላት ወሃብቲ ረዲኤት ብምፍላጥ ጥራሕ ይኣትዉ ኣለዉ-ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቅድመ ሐዚ ብፍቓድ ዝኣትዉ ዝነበሩ ኣብ ትግራይ ሰብኣዊ ደገፍ ዝህቡ ዓለም ለኸ ትካላት ወሃብቲ ረዲኤት ኣብዚ ሐዚ እዋን ይኣትዉ ከምዘለዉ ብምፍላጥ ጥራሕ ይኣትዉ ኣለዉ ክብል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ። ኣቐባሊ ቃል እቲ ሚኒስቴር…