Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ድምፂ ሂበን
ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሰነ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ክፍለ ከተማ ጨርቆስ ብምርካብ ድምፂ ከመዝሃባ ካፒታል ፀብፂቡ።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና…
ጉጅለ ተዓዛቢ ሕብረት ኣፍሪካ ከይዲ ምርጫ ኣዲስ ኣበባ ይዕዘብ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብነበር ፕሬዚዳንት ናይጀሪያ ኦሊሴንጎን ኦባሳንጆ ዝምራሕ ጉጅለ ተዓዛቢ ሕብረት ኣፍሪካ ከይዲ ምርጫ ኣዲስ ኣበባ ይዕዘብ ኣሎ።
ኣባላት እቲ ጉጅለ ኣብ ክፍለ ከተማ ጨርቆስ ወረዳ 7 ክልል ምርጫ 21/22 ዘሎ ከይዲ ምርጫ ተዓዚቦም።
ኣብ ናይ ሎሚ…
ኣቦ መንበር ኣብን ኣይተ በለጠ ሞላ ኣብ ዝወዳደርሉ ጣብያ ብምርካብ ድምፆም ሂቦም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሰነ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣቦ መንበር ኣብን ኣይተ በለጠ ሞላ ኣብ ዝወዳደርሉ ጣብያ ምርጫ ከተማ ቆቦ ቀበሌ 04 ብምርካብ ድምፆም ሂቦም።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና…
መበል ሻድሻይ ሃገራዊ ምርጫ ብዘይዝኾነ ይኹን ፀገም ይካየድ ከምዘሎ ኮሚሸን ፖሊስ ፌዴራል ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል ሻድሻይ ሃገራዊ ምርጫ ብዘይዝኾነ ይኹን ፀገም ይካየድ ከምዘሎ ኮሚሸን ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
እቲ ኮሚሽን ከምዝገለፆ፥ መራፂ ሰላማዊን ዝተረጋገዐን በዝኾነ መገዲ ድምፁ ይህብ ኣሎ።
ንቐፃሊ ተመሳሰልቲ ሓበሬታታት ካብ ፌዴራልን…
ኣይተ ክቡር ገና ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብምርካብ ድምፆም ሂቦም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ተወካሊ ኢዜማ ኣይተ ክቡር ገና ኣብ ክልል ምርጫ ክፍለ ከተማ ኣቃቂ ቃሊቲ፣ ጣቢያ 11 ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብምርካብ ድምፆም ሂቦም።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና…
ርእሰ ምምሕዳር ክልል ዓፋር ኣይተ ኣወል ኣርባ ኣብ ከልል ዓፋር ብምርካብ ደምፂ ሂቦም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ርእሰ ምምሕዳር ክልል ዓፋር ኣይተ ኣወል ኣርባ ኣብ ከልል ዓፋር ብምርካብ ደምፂ ሂቦም።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና…
ዶ/ር ኣብርሃም በላይ ኣብ ክልል መረፃ ንፋስ ስልክ ላፍቶ ብምርካብ ድምፆም ሂቦም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሰነ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ዶ/ር ኣብርሃም በላይ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ ንፋስ ስልክ ላፍቶ ክልል መረፃ 23 ጣቢያ መረፃ 05 ብምርካብ ድምፆም ሂቦም።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና…
ርእሰ ምምሕዳር ክልል ደቡብ ኣይተ ርስቱ ይርዳው ኣብ ጣብያ ምርጫ ጉንቸሬ ብምርካብ ድምፆም ሂቦም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሰነ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ደቡብ ኣይተ ርስቱ ይርዳው ኣብ ዞባ ጉራጌ ጣብያ ምርጫ ጉንቸሬ ብምርካብ ድምፆም ሂቦም።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና…
ፕሮፌሰር ብርሃኑ ነጋ ኣብ ጣብያ ምርጫ ንፋስ ስልክ ላፍቶ ብምርካብ ድምፆም ሂቦም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሰነ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሮፌሰር ብርሃኑ ነጋ ኣብ ጣብያ ምርጫ ንፋስ ስልክ ላፍቶ ቀበሌ 05 ብምርካብ ድምፆም ሂቦም።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና…
ምክትል ከንቲባ ኣዳነች ኣበቤ ኣብ ክፍለ ንፋስ ስልክ ላፍቶ ብምርካብ ድምፀን ሂበን
ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሰነ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣበቤ ኣብ ክፍለ ንፋስ ስልክ ላፍቶ ብምርካብ ድምፀን ሂበን።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና…