Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ቀ/ሚ ኣቢይ በዓል ዒድ ኣልፈጥር ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ ንመበል 1 ሺሕን 442 ጊዘ ዝኽበር ዘሎ በዓል ዒድ ኣልፈጥር ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽልቲ፥ ሀዝበ ሙስሊም ወርሒ ሙሉእ…
ኣምባሳደር ሂሩት ደብዳበ ሽመተን ንፕሬዚዳንት ሕብረት ኣውሮፓ ኣቕሪበን
ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፍሉይ መልእኽተና ቤልጂየም፣ ብራስለስን በዓልቲ ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደርን ሂሩት ዘመነ ደብዳበ ሽመተን ንፕሬዚዳንት ሕብረት ኣውሮፓ ኡርሱላ ቮን ደር ሌይን ኣቕሪበን።
እዋና ዊኩነታት ኢትዮጵያ ብዝምልከት ዘተ ከምዝገበራ እውን ካብ ቤት ፅሕፈት…
ኣይተ ደመቀ መኮንን በዓል ዒድ ኣልፈጥር ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ንመበል 1 ሺሕን 442 ጊዘ ዝኽበር ዘሎ በዓል ዒድ ኣልፈጥር ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም።
ፆመ ሮሞዳን ብሰዓብቲ እምነት እስምና ፍሉይ…
ርእሳነ ምምሕዳር ክልላት ናይ ዒድ ኣልፈጥር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ርእሳነ ምምሕዳር ዝተፈላለያ ክልላት ንመላእ ሰዓብቲ እምነት እስልምና ንመበል 1 ሺሕን 442 በዓል ዒድ ኣልፈጥር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም።
“እቲ በዓል እንትነኽበር ናይ ምትሕግጋዝን ሓቢርካ ናይ ምንባርን ክብሪታት ብዝበለፀ…
ቅድሚ 110 ዓመት ኣብ ሃረሪ ቆንስላ ቱርኪ ዝነበረ ማእኸል ባህሊ ቱርኪ ብምዃን ተኸፊቱ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቅድሚ 110 ዓመት ኣብ ሃረሪ ቆንስላ ቱርኪ ዝነበረ ማእኸል ባህሊ ቱርኪ ብምዃን ተኸፊቱ።
እቲ ማእኸል ኣምባሳደር ቱርኪ ኣብ ኢትዮጵያ ያፕራቅ ኣልፕ መሪቖም ዝኸፈተዎ እንትኾኑ፥ እቲ ህንፃ ቱርኪ ትሕቲ ሰሃራ ምስ ዘለዋ ሃገራት ኣፍሪካ ዝነበራ ርክብ…
ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ናብ ኡጋንዳ ኣምሪሐን
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ) ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ናብ ኡጋንዳ ኣቲየን።
እተን ፕሬዚዳነት ናብ ኡጋንዳ ዘምርሓ ኣብ ዕለተ ሹመት ፕሬዚዳንት ዮዌሪ ካጉታ ሙሴቪኒ ንምርካብ ከምዝኾነ ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦…
በዓል ዒድ ኣልፈጥር ምኽኒያት ብምግባር ነቲ በዓል ድምቀት መድፍዕ ክትኮስ ኢዩ-ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) መበል 1 ሺሕን 442 በዓል ዒድ ኣልፈጥር ምኽኒያት ብምግባር ነቲ በዓል ድምቀት ክበሃል ሰዓት 12 ንጎሆ መድፍዕ ክትኮስ ኢዩ ክብል ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ገሊፁ።
እቲ ኮሚሽን ፖሊስ ንሰዓብቲ እምነት እስልምና እቲ በዓል ናይ ሰላምን ታሕጓስን…
ኣብ ትግራይ ሰብኣዊ ሓገዝ ተበፃሒ ንምግባር መንግስቲ ብትኹረት ይሰርሕ ኣሎ-ኣይተ ደመቀ መኮነን
ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ኣብ ትግራይ ሰብኣዊ ሓገዝ ተበፃሒ ንምግባር መንግስቲ ብትኹረት ይሰርሕ ኣሎ ክብሉ ገሊፆም።
እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ነዚ ዝበሉ ምስ ግዝያዊ ሓላፊ ሚኒስዮን ዓለም ለኸ…
ፍቓድ ኣገልግሎት ሞባይል ባንኪንግ ንኩባኒያታት ወፃኢ ዘይተውሃበሉ ምኽኒያታት ብመንፅር ብሄራዊ ድሕንነትን ረብሓን ኢዩ – ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ግንቦት ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፍቓድ ኣገልግሎት ሞባይል ባንኪንግ ንኩባኒያታት ወፃኢ ዘይተውሃበሉ ምኽኒያታት ብመንፅር ብሄራዊ ድሕንነትን ረብሓን ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ነዚ ዝበሉ ኢትዮ ቴሌኮም ስርዓት ክፍሊት ሞባይል…
መበል 1442 በዓል ዒድ ኣል ፈጥር ድሕሪ ፅባሕ ሓሙስ ከምዝኽበር ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ ፣ ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 1442 በዓል ዒድ ኣል ፈጥር ድሕሪ ፅባሕ ሓሙስ ከምዝኽበር ላዕለዋይ ቤት ምኽ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
እቲ ቤት ምኽ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝገለፆ፥ “ናይ ወርሒ ሸዋል ወርሒ ሎሚ መዓልቲ ስለዘይተረኣየት መበል 1442…