Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኢትዮ-ቴሌኮም ስርዓት ክፍሊት ሞባይል “ቴሌብር” ብዕሊ ኣጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ጉንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ-ቴሌኮም መርሃ ግብሪ ምጅማር ስርዓት ክፍሊት ሞባይል “ቴሌብር” ኣብ ኣደባባይ ወዳጅነት ካየድ ኣሎ።
ኣብቲ መርሃ ግብሪ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ፣ ርእሰ ምምሕዳር ክልላት ሓዊሱ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ዕድመ ዝተገበረሎም…
መጥቃዕቲ ደቂ ኣንስትዮን ህፃናትን ንምክልኻል ዘኽእል ስምምዕነት ተፈሪሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ሚኒስቴር መናእሰይ፣ ደቂኣንስትዮን ህፃናትን፣ ዩኒቨርሲቲ ፖሊስ ኢትዮጵያን ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ትካል ስነ-ህዝቢ መጥቃዕቲ ደቂ ኣንስትዮን ህፃናትን ንምክልኻል ዘኽእል ስምምዕነት ተፈሪሞም።
ኣብቲ ስነ-ስርዓት ፌርማ ዝተረኸባ ሚኒስትር መናእሰይ፣…
ኮሚሽን ሊሽ ፌዴራል በዒድ ኣል ፈጥር ብዘይ ፀገም ፀፅታ ንኽኽበር ምድላው ከምዝገበረ ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል ምስ ካልኦት ኣካላት ፀፅታ ፌዴራል ብምውዳድ በዒድ ኣል ፈጥር ብዘይ ዝኾነ ይኹን ፀገም ፀፅታ ንኽኽበር እኹል ምድላው ከምዝገበረ ኣፍሊጡ።
እቲ ኮሚሽን ኣብ መላእ ሀገር ዘሎ ሓይሊ ፖሊስ ፌዴራል ምስ ኣካላት ፀፅታ ክልላት ብምውዳድ…
ህፁፅ ሓገዝ ምግቢ ዝፀዓና 500 ተሸከርከርቲ ናብ ትግራይ ኣቲየን
ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ህፁፅ ሓገዝ ምግቢ ዝፀዓና 500 ተሸከርከርቲ ናብ ትግራይ ከምዝኣተዋ ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ኣፍሊጡ።
ከም ገለፃ እቲ ፕሮግራም፥ ካልኦት 500 ናይ ፅዕነት መኻይን ተወሳኺ መድሕን ህይወት ምግቢ ብመሓዝ እናተጓዓዓዛ ይርከባ፡፡
እተን መድሕን…
ኣብ ክልል ትግራይ ንኽረምታዊ ሕርሻ ዝውዕል ዘበናዊ ዱኽዒ ፍርቁ ናብቲ ክልል ከምዝበፅሐ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ንዘበነ ፍርያት ሕርሻ 2013/14 ዓ.ም ካብ ሞንጎ ዘድሊ ዘበናዊ ዱኽዒ ሓመድ (መዳበርያ) ፍርቁ ናብቲ ክልል ከምዝበፅሐ ቢሮ ሕርሻን ልምዓት ገፀርን ግዚያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣፍሊጡ።
ምክትል ሓላፊ እቲ ቢሮ ኣይተ ብርሃነ…
ሚኒስቴር ትምህርቲ ሃገራዊ መርሃ ግብሪ ምስጋና ወለድን ተምሃሮን ኣሳሊጡ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ትምህርቲ ሃገራዊ መርሃ ግብሪ ምስጋና ወለድን ተምሃሮን ኣሳሊጡ።
ኣብቲ መርሃ ገብሪ፥ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መነግስቲ፣ ኣቦታት ሃይማኖት፣ ፍሉጣት ሰባት፣ መምህራን፣ ፃውዒት ዝተገበረሎም ኣጋይሽን ተረኺቦም።
እቲ መድረኽ ሚኒስቴር…
ዩኔስኮ ንኢንዱስትሪ ፊልም ኢትዮጵያ ይሕግዝ ኢዩ ዝተብሃለ ፕሮጀክት ዕላዊ ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኔስኮ ንኢንዱስትሪ ፊልም ኢትዮጵያ ይሕግዝ ኢዩ ዝተብሃለ ፕሮጀክት ብዕሊ ኣጀሚሩ።
ምጅማር እቲ ፕሮጀክት ኣመልኪቱ ኤክስፐርታት እቲ ፕሮጀክት፣ ተወከልቲ ዩኔስኮ ኣብ ኢትዮጵያን ግብረ ሓይሊ እቲ ፕሮጀክትን ብመርበብ ሓበሬታ ዝተሓገዘ ልዝብ…
ቀ/ሚ ኣቢይ ምስ ኣቦ መንበር ሕብረት ኣፍሪካ ፌሌክስ ሲሼኬዲ ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ኣቦ መንበር ሕብረት ኣፍሪካን ፕሬዚዳንትፌሌክስ ዴሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎን ሲሼኬዲ ተዛቲዮም።
ኣብ እዋናዊ ከባቢያዊ ኩነታት ብምድሃብ ከምዝተላዘቡ እውን ተገሊፁ።
ብተወሳኺ ኣብ ትሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ…
ተቀዳሚ ሙፍቲ ሐጂ ዑመር እድሪስ በዓል ዒድ ኣልፈጥር ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ ተቀዳሚ ሙፍቲ ሐጂ ዑመር እድሪስ መበል 1 ሺሕን 442 በዓል ዓመተ ሂጅራ ዒድ ኣልፈጥር ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም።
ተቀዳሚ ሙፍቲ ሐጂ ዑመር እድሪስ…
ሕብረት ኣውሮፓ መረፃ ዝዕዘቡ ሰብ ሞያታት ከምዝልእኽ ምግላፁ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃ ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣውሮፓ ሓዊሱ ካብ ኣሜሪካን ሩሲያን ዝተውፃእፅኡ ጉጅለ ሰብ ሞያታት መረፃ ንምዕዛብ ከምዝመፅኡ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃ ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ።
ኣቐባሊ ቃል ሚኒቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ ኣብ ዝሃቡዎ ሰሙናዊ መግለፂ፥ መረፃ ንምዕዛብ…