Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ዓወት ዓድዋ ክብረ በዓል ጥራሕ ዘይኮነስ ፍልፍል ሰዓራይነትን ተበግሶን ኢዩ – ወ/ሮ ሙፈሪያት ካሚል
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ዓወት ዓድዋ ክብረ በዓል ጥራሕ ዘይኮነስ ፍልፍል ሰዓራይነትን ተበግሶን ኢዩ ክብላ ሚኒስትር ሰላም ወይዘሮ ሙፈሪያት ካሚል ገሊፀን።
እተን ሚኒስትር እዚ ዝበላ መበል 125 በዓል ዓወት ዓድዋ ኣመልኪቱ ንዓለም ለኸ ማሕበረሰብን ዲፕሎማሰኛታትን ኣብ…
ኣብ ክልል ትግራይ ን3 ሚሊየን 165 ሺሕ ዜጋታት ሓገዝ ተኸፋፊሉ – ኣይተ ሙሉ ካሳ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ክልል ትግራይ ን3 ሚሊየን 165 ሺሕ ዜጋታት ሓገዝ ከምዝተኸፋፈለ ኮሚሽነር ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋ ኣይተ ሙሉ ካሳ ገሊፆም።
ኣብ ክልል ትግራይ ዝተኻየደ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ስዒቡ ብዝተፈጠረ ሰብኣዊ ቀውሲ ንብዙሓት ወገናት…
በዓል ዓወት ዓድዋ ኣብ ኩለን ክልላት ንኽኽበር እናተሰርሐ ዝፀንሐ ስራዕ ዕዉት ከምዝነበረ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣከባብራ መበል 125 በዓል ዓወት ዓድዋ ኣመልኪቱ ሚኒስቴር ባህሊን ቱሪዝምን ጋዜጣዊ መግለፂ ሂቡ።
እቲ መግለፂ ዝሃባ ሚኒስትር ባህሊን ቱሪዝምን ዶክተር ሂሩት ካሳው፥ ናይዚ ዓመት በዓል ኣከባብራ ዓወት ዓድዋ ፍሉይ ዝገብሮ ሕብረተሰብ ዓወት ዓድዋ…
ቤት ፍርዲ እኒ ኣይተ ስብሓት ነጋን ኣይተ ኣባይ ወልዱን ሓዊሱ ን4ይ ግዘ ቤት ፍርዲ ዝቐረቡ ተጠርጠርቲ ፖሊስ ደረጃ ተሳትፎኦም ፈሊዩ ንኸቕርብ ኣዚዙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ፍርዲ እኒ ኣይተ ስብሓት ነጋን ኣይተ ኣባይ ወልዱን ሓዊሱ ን4ይ ግዘ ቤት ፍርዲ ዝቐረቡ ተጠርጠርቲ ፖሊስ ደረጃ ተሳትፎኦም ፈሊዩ ንኸቕርብ ኣዚዙ።
እቶም ተጠርጠርቲ ሎሚ መዓልቲ ንራብዓይ ግዘ ኣብ ቀዳማይ ብርኪ ቤት ፍርዲ ፌዴራል መጋባእያ እዋን…
ኣብ ምምሕዳር ከተማ ድሬዳዋ ንዜጋታት ክልል ትግራይ ዝኸውን ሓገዝ ናይ ምትእኽኻብ ስራሕቲ ብዕሊ ተጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምምሕዳር ከተማ ድሬዳዋ ንዜጋታት ክልል ትግራይ ዝኸውን ሓገዝ ናይ ምትእኽኻብ ስራሕቲ ብዕሊ ተጀሚሩ።
ኣብ ክልል ትግራይ 24 ጥቅምቲ 2013 ዓ.ም ጉጅለ ጥፍኣት ህወሓት ኣብ ልዕሊ እዚ ሰሜን ዘብፀሖ መጥቃዕቲ ስዒቡ ዝተኻየደ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ…
ኣብ ሓደ ስነ-ስርዓት ናይ መርዓ መልሲ ቡምባ ተፈንጂሩ ኣብ ልዕሊ 15 ሰባት ጉድኣት ኣብፂሑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዞባ ሰሜን ሸዋ ወረዳ ሞረትን ጅሩን ኣብ ሓደ ስነ-ስርዓት ናይ መርዓ መልሲ ቡምባ ተፈንጂሩ ኣብ ልዕሊ 15 ሰባት ጉድኣት እንተብፅሕ ናይ ሓደ ሰብ ህይወት ሓሊፉ።
ሓላፊ ክፍሊ ኮሙዩኒኬሽንን ሚዲያን መምርሒ ፖሊስ እቲ ዞባ ኮማንደር ተስፋዬ…
ሕብረት ኣውሮፓን መንግስቲ ጀርመንን ንብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ 22 መኻይን ኣበርኪቶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ሕብረት ኣውሮፓን መንግስቲ ጀርመንን ብሓባር ዘበርከቱሉ 22 መኻይን ተረኪቡ።
ዋና ኣካቢት እቲ ቦርድ ብርቱካን ሚደቅሳ ኣብ ዝተረኸባሉ ዝተፈፀመ እቲ ርኽክብ፥ 12 ሃርድ ቶፕን 10 ፒክ ኣፕ መኻይንን ዘካተተ ኢዩ።…
ሓለፍቲ ስራሕ ፌዴራልን ክልል ደቡብን ኣብ ዞባ ጋሞ ጎፋ ወረዳ ዙሪያ ጨንቻ ከተማ ዶርዜ ዝርከቡ ስራሕቲ ልምዓት ዑደት ገይሮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሓለፍቲ ስራሕ ፌዴራልን ክልል ደቡብን ኣብ ዞባ ጋሞ ጎፋ ወረዳ ዙሪያ ጨንቻ ከተማ ዶርዜ ዝርከቡ ስራሕቲ ልምዓት ዑደት ገይሮም።
ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ኣየተ ታገሰ ጫፎ፣ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ደቡብ ኣይተ እርስቱ ይርዳው፣…
115 ዜጋታት ናብ ሃገሮም ተመሊሶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)115 ዜጋታት ካብ ኦማን ሙስካት ናብ ሃገሮም ከምዝተመለሱ ተገሊፁ።
እቶም ዜጋታት ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ተወካሊ ዳይሬክተር ጀነራል ጉዳያት ቆንስላ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣቀባብላ ከምዝገበሩሎም ካብ ቤት ፅሕፈት ኣቐባሊ…
ኣብ ክልል ሲዳማ 81 ዘይሕጋዊ ምቑፃርን ደረጃ ዕቤትን ሰራሕተኛታት መንግስቲ ተሰሪዙ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ሲዳማ 81 ዘይሕጋዊ ምቑፃርን 12 ዘይሕጋዊ ደረጃ ዕቤትን ሰራሕተኛታት መንግስቲ ክስረዝ ከምዝተገበረ ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ ግዕዝይናን እቲ ክልል ገሊፁ።
እቲ ኮሚሽን ንብረት ህዝቢን መንግስቲን ዝኾነ ብር 7 ነጥቢ 8 ሚሊየን ካብ…