Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኢንጂነር ስለሺ በቀለ ምስ ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ማይ፣ መስኖን ኢነርጂን ኢንጂነር ስለሺ በቀለ ምስ ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ኣምባሳደር ጀፍሪ ፊልትማን ተዛቲዮም።
ኣብቲ መድረኽ ዘተ ብወገን ኢትዮጵያ ተደራደርቲ ዓብዪ ህዳሰ ግድብ ተረኺቦም።
ነቶም ፍሉይ ልኡኽ ሀንፀት…
ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ትማሊ ንዝተፈጠረ ምትእጉጓ መርሃ ግብሪ ኢፍጣር ኣደባባይ ይቕሬታ ሓቲቱ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ትማሊ ንዝተፈጠረ ምትእጉጓ መርሃ ግብሪ ኢፍጣር ኣደባባይ ይቕሬታ ሓቲቱ።
ምክትል ከንቲባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፀን ኣብ ዘመሓላለፈኦ መልእኽቲ፥ “ትማሊ ንዝተፈጠረ ነገር ብሽመይን ብሽም ምምሕዳር…
መረፃ ተኣማኒ፣ ሰላማዊን ፍትሓዊን ንኽኸውን ግደ ደቂ ኣንስትዮ ዕዙዝ ክኸውን ይግባእ – ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ሃገራዊ መረፃ ተአማኒ፣ ሰላማዊን ፍትሓዊን ንኽኸውን ግደ ደቂ ኣንስትዮ ዕዙዝ ክኸውን ከምዝግባእ ኣገንዚበን።
ኣብ ክፍለ ከተማ ኣቃቂ ቃሊቲ ኩለመዳይ ምንቅስቓስ ደቂ ኣንስትዮ…
ኣብ ኢትዮጵያ ሽፋን ደኒ ናብ 17 ነጥቢ 2 ሚኢታዊ ክብ ከምዝበለ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 02 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ሽፋን ደኒ ናብ 17 ነጥቢ 2 ሚኢታዊ ክብ ከምዝበለ ኮሚሽን ደንን ለውጢ ከባቢ ኣየርን ገሊፁ።
ኣብ ኣፈፃፅማ ስራሕቲን ቀፀልቲ ትልሚታትን ደንን ለውጢ ከባቢ ኣየርን ዘተኮረ መድረኽ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ።
ንለውጢ ከባቢ ኣየርን…
ኣብ ጣሊያን ከተማ ቱሪን ናይ ክብሪ ቆንስላ ኢትዮጵያ ተኸፊቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ጣሊያን ደሚቱ ሃምቢሳ ኣብ ጣሊያን ከተማ ቱሪን ናይ ክብሪ ቆንስላ ኢትዮጵያ መሪቐን ከፊተን።
ኢንጂነር ፍራንኮ ሩቢኒ ሓዱሽ ናይ ክብሪ ቆንስላ ኢትዮጵያ ኣብ ቱሪን እንትኾኑ፥ ኣብ ፖሊቴክኒክ ኢንጂነሪንግ ዩኒቨርሲቲ ቱሪን…
ኮሌጅ ፖሊስ ክልል ኦሮሚያ ፍሉይ ሓይሊ ፖላዊስ ኣመሪቑ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሌጅ ፖሊስ ክልል ኦሮሚያ ኣብ ማእኸል መሰልጠኒ ቡልቡላ ዘሰልጠኖም ፍሉይ ሓይሊ ፖላዊስ ሎሚ መዓልቲ ኣመሪቑ።
ካብቶም ፍሉይ ሓይሊ ፖላዊስ ብተወሳኺ ኣሽከርከርቲ መኻይን ከምዝተመረቑ እውን ተሓቢሩ፡፡
ኣብቲ ስነ-ስርዓት ምረቓ ርእሰ ምምሕዳር…
ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንተምሃሮ፣ መምህራንን ኣመራርሓታት ዘፈር ትምህርቲን መርሃ ግብሪሽልማትን ኣፍልጦን ተኻይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ልዑል ውፅኢት ንዘመዝገቡ ተምሃሮ 10ይን 12 ክፍሊን፣ መምህራንን ኣመራርሓታት ዘፈር ትምህርቲን መርሃ ግብሪሽልማትን ኣፍልጦን ተኻይዱ።
ኣብ ኣደባባይ ምሕዝነት ኣብ ዝተኻየደ እቲ መርሃ ግብሪ፥ ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ…
ፖሊስ ፌዴራል ንመበል 19 ዙር ዘሰልጠኖም 6 ሺሕን 431 ኣባላት ፖሊስ ኣመሪቑ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል ኣብ ማእኸል ወታደራዊ መሰልጠኒ ጦላይ ንመበል 19 ዙር ዘሰልጠኖም 6 ሺሕን 431 ኣባላት ፖሊስ ኣመሪቑ።
ኣብቲ ስነ-ስርዓት ምረቓ ኮሚሽነር ጀነራል ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል ደመላሽ ገብረሚካኤል፣ ምክትል ኮሚሽነር ኮሚሽን ፖሊስ…
ኤጀንሲ ደረጃታት ኢትዮጵያ ዘህነፆ ዘበናዊ ማእኸል መሰልጠኒ ተመሪቑ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤጀንሲ ደረጃታት ኢትዮጵያ ዘህነፆ ዘበናዊ ማእኸል መሰልጠኒ ተመሪቑ።
እቲ ማእኸል ብምኽትል ቀዳማይ ሚኒትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ሎሚ መዓልቲ ተመሪቑ ንኣገልግሎት ድሉው ኮይኑ ኣሎ።
ኣብ 1 ሺሕን 80 ሜትር ስኩየር…
ካብ ቁፅፅር ወፃኢ ዝኾነ ሮኬት ቻይና ኣብ ውቅያኖስ ህንዲ ወዲቑ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ካብ ቁፅፅር ወፃኢ ዝኾነ ሮኬት ቻይና ኣብ ውቅያኖስ ህንዲ ከምዝወደቐ ኢንስትቲዩት ስፔስ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
ዋና ዳይሬክተር እቲ ኢንስትቲዩቱ ኣብዲሳ ይልማ ንኢቲቪ ከምዝበልዎ፥ ሎንግ ማርች 5ቢ ሮኬት ዝተወሰነ ክፋሉ ኣብ…