Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ውዳበ ፖሊስን ምዝውዋር መሳርሒታት ኲናትን ዝምልከት ሓዊሱ ኣብ ካልኦት ጉዳያት ዘድሃቡ መፅናዕታዊ ፅሑፋት ቀሪቦም

ኣዲስ አበባ ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢንስቲትዩት መፅናዕቲን ምርምርን ዩኒቨርሲቲ ፖሊስ ኢትዮጵያ ኣብ ሞያ ፖሊስን ምኽባር ሕጊን ብምቱኳር ካብ 28 ክሳብ 29 ሚያዝያ 2013 ዓ.ም መፅናዕታዊ ፅሑፋት ኣቕሪቡ። እቲ ኢንስቲትዩት፥ ኣገልግሎታትመን ኣሰራርሓታትን ፖሊስ ንምምሕያሽ ቅድሚ…

ዝኾነ ይኹን ዘይሻራዊ ሃገር ለኸ ወይድማ ዓለም ለኸ ተዓዛቢ መረፃ ኢትዮጵያ ንምዕዛብ መጀመርታ ሉኣላዊነት ሃገር ከኽብሩ ይግባእ – ሓበራዊ ቤት ምኽሪ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ዝኾነ ይኹን ዘይሻራዊ ሃገር ለኸ ወይድማ ዓለም ለኸ ተዓዛቢ መረፃ ኢትዮጵያ ንምዕዛብ መጀመርታ ሉኣላዊነት ሃገር ከኽብሩ ከምዝግባእ ሓበራዊ ቤት ምኽሪ ፓርቲታት ፖለቲካ ገሊፁ። እቲ ቤት ምኽሪ ብዛዕባ ምዕዛብ መረፃ ኣመልኪቱ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ፥ ጉዳይ…

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኩሉ ሕብረተሰብ ኢድ ንኢድ ተተሓሒዙ ተፈጥሮኣዊን ሰብ ስራሕን ፀገማት ብፅንዓት ንኽፃወር ፀዊዐን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢን ሓላዊት ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኢትዮጵያን ሳህለወርቅ ዘውዴ ኩሉ ሕብረተሰብ ኢድ ንኢድ ተተሓሒዙ ተፈጥሮኣዊን ሰብ ስራሕን ፀገማት ብፅንዓት ንኽፃወር ፃውዒት ኣቕሪበን። እተን ፕሬዚዳንት ፅባሕ ዝኽበር ዓለም ለኸ መዓልቲ ቀይሕ…

ብዘይሕጋዊ መገዲ እናተዘዋወረ ዝነበረ 110 ሺሕ ዶላር ተታሒዙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባን ብሄራዊ ኣገልግሎት መርበብ ሓበሬታንድሕንነት ብዝተገበረ ክትትል ብዘይሕጋዊ መገዲ እናተዘዋወረ ዝነበረ 110 ሺሕ ዶላር ምስ ተጠርጠርቱ ተታሒዙ። ከም ገለፃ ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ፥ እቲ ብዘይሕጋዊ መገዲ እናተጓዓዓዘ…

ኢትዮጵያን ባንኪ ዓለምን ስምምዕነት ልቓሕ 200 ሚሊየን ዶላር ተፈራሪሞም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትዮጵያን ባንኪ ዓለምን ስምምዕነት ልቓሕ 200 ሚሊየን ዶላር (ብር 8 ነጥቢ 4 ቢሊየን) ተፈራሪሞም። እቲ ናይ ልቓሕ ገነንዘብ ብዋንኡ ኢትዮጵያ ኣብ መሪሕ ትልሚ ልምዓት 10 ዓመት ንዝሃቀነቶ ሰፊሕ ሽቶ ልምዓት ኣገዳሲ ዝኾነ ኣካታቲ ዲጂታል…

ሓይሊ ኣየር ፌዴሪኢ ኣብ ክልል ትግራይ ዝነበረ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ዘሕብን ተግባር ንዝፈፀሙ ኣባላት ሓይሊ ኣየር ኣፍልጦን መዓርግን ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሓይሊ ኣየር ፌዴሪኢ ኣብ ክልል ትግራይ ዝነበረ ወፍሪ ምኽባር ሕጊን ኣብ ትካላዊ ሪፎርምን ፅቡቕ ኣፈፃፅማ ንዝነበሮም ላዕለዎት መኮናት ስነ-ስርዓት ምሃብ ሽመት፣ ኣፍልጦን መዓርግን ኣካይዱ። ስለዝኾነ ድማ 44 ላዕለዎት መኮንናት፣ 47 መስመራዊ…

ኣብ ከባቢ ተፋሰስቲ ናይል ዘሎ ኢንቨስትመንት ንምንቕቓሕ ትኹረት ዝገበረ 6ይ ፎረም ልምዓት ተፋሰስ ናይል ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ከባቢ ተፋሰስቲ ናይል ዘሎ ኢንቨስትመንት ንምንቕቓሕ ተሓሲቡ እናተሳለጠ ዝፀንሐ 6ይ ፎረም ልምዓት ተፋሰስ ናይል ተዛዚሙ። እቲ ፎረም ዝርገሐ ኮቪድ ስዒቡ ብመርበብ ሓበሬታ ኣቢሉ እናተኻየደ ከምዝፀንሐ ተሓቢሩ። ኣብቲ መዕፀዊ መርሃ ግብሪ…

ፍርያት ዕዳጋ ኢትዮጵያን ሚኒስትር መዓድንን ነዳዲን ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ፍርያት ዕዳጋ ኢትዮጵያን ሚኒስትር መዓድንን ነዳዲን ፍርያታት መዓድን ንምትዕድዳግ ዘኽእል ስርዓት ኣሰራርሓ ንምሕንፃፅ ዘኸእል ሰነድ መረዳድኢ ተፈራሪሞም። ፍርያት ዕዳጋ ኢትዮጵያ ሓረስቶት ተረባሕቲ ንምግባርን ወፃኢ ንግዲ እዛ ሃገር ንምድንፋዕን…

ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ክፍለ ከተማ የካ ሓገዝ ንዝደልዩ 117 ዜጋታት መንበሪ ኣባይቲ ኣመሓላሊፈን

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ክፍለ ከተማ የካ ሓገዝ ንዝደልዩ 117 ዜጋታት መንበሪ ኣባይቲ ቀበሌ ኣመሓላሊፈን። ንመናእሰይን ደቂ ኣንስትዮን ዕድል ስራሕ ንምፍጣር ዝሕግዙ 26 ኣቢያተ ንግዲ እውን…

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ካብ 2020 ጀሚሩ ኣብ ዘፈር ፋይናንስ ብዝተሰርሑ ስራሕቲ ዕዉታት ለውጢታት ከምዝተመዝገቡ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ካብ 2020 ጀሚሩ ኣብ ዘፈር ፋይናንስ ዝተሰርሑ ስራሕቲ ዕዉታት ለውጢታት ከምዝተመዝገቡ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስቡክ ገፆም ከምዝሓበሩዎ፥ ናይ…