Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ኢትዮጵያ ኣባል ዓለም ለኸ ትካል ፓስፖርት ሎጂስቲክስ ኮይና

ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ብማሕበር ኣተሓላልቲ ኣቑሑትን ወኪላት መርከብን ኢትዮጵያ ኣቢላ ኣባል ዓለም ለኸ ትካል ፓስፖርት ሎጂስቲክስ ኮይና። ዓለም ለኸ ፓስፖርት ሎጂስቲክስ፥ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ኣቆፃፅራ ኣወውሮፓውያን ኣብ ስዊዘርላንድ ከተማ  ዳቮስ ኣብ ዝተኻየደ…

ኣብ ጉዳይ ስደተኛታት ኢትዮጵያ ዝመክር ጉጅለ ልኡኽ ኢትዮጵያ ናብ ስዑድ ዓረብ ኣቕኒዑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጉዳይ ስደተኛታት ኢትዮጵያ ዝመክር ጉጅለ ልኡኽ ኢትዮጵያ ናብ ስዑድ ዓረብ ኣቕኒዑ። ካብ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢን መዳርግቲ ኣካላትን ዝተውፃእፀአ ልኡኽ ኢዩ ኣብ ጉዳይ ስደተኛታት ኢትዮጵያ ንምዝታይ ናብ ስዑድ ዓረብ ኣቕኒዑ…

“ክመርፅ ኢየ፤ ሓምለዋይ ኣሰር ከንብር ኢየ” ብዝብል ንዝሳለጥ መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ ልዕሊ 2 ነጥቢ 8 ሚሊየን ፈልሲታት ከምዝተሰናድኡ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝቕፅል ሰኑይ “ክመርፅ ኢየ፤ ሓምለዋይ ኣሰር ከንብር ኢየ” ብዝብል ንዝሳለጥ መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ ልዕሊ 2 ነጥቢ 8 ሚሊየን ፈልሲታት ከምዝተሰናድኡ ተገሊፁ። ሃገራዊ መረፃ ምስ ሓምለዋይ ልምዓት ብምውዳድ ሕብረተሰብ ጎድና…

ማሕበር ቀይ መስቀለ ኢትዮጵያ 100 ሺሕ ክታበት ኮቪድ-19 ካብ ቀይሕ መስቀል ቻይና ክርከብ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበር ቀይ መስቀለ ኢትዮጵያ ካብ ቀይሕ መስቀል ቻይና ዝተበርከተሉ ሓገዝ 100 ሺሕ ክታበት ኮቪድ-19  ክርከብ ኢዩ። እቲ ማሕበር ዝተገበረሉ ሓገዝ ድማ ብሚኒስቴር ጥዕና ኣቢሉ ናብ ሕብረተሰብ ንኽባፃሕ ንሚኒስቴር ጥዕና ከምዘረክብ ተሓቢሩ፡፡…

ኣቢያተ ፍርዲ ፌዴራል ኣብ ዝካየደሉ መዓልቲ ብኽፋል ክፍቲ ኮይኖም ክውዕሉ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣቢያተ ፍርዲ ፌዴራል 6ይ ሃገራዊ መረፃ ኣብ ዝካየደሉ መዓልቲ ምስ መረፃ ዝተተሓሓዙን ህፁፅ ውሳነ ቤት ፍርዲ ዝሓቱ ጉዳያት ንምትእንጋድ ብኽፋል ክፍቲ ኮይኖም ከምዝውዕሉ ተገሊፁ። ኣቢያተ ፍርዲ ፌዴራል ማለት እውን ቀዳማይ ብርኪ ቤት ፍርዲ ፌዴራል፣…

ኣብ እዋን መረፃ ኣካላት መኽበርቲ ሕጊ ሰብኣዊ መሰላት ኣኽቢሮም ክንቀሳቐሱ ይግባእ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣካላት መኽበርቲ ሕጊ ኣብ እዋን መረፃ ሰብኣዊ መሰል ዜጋታት ኣኽቢሮም ክንቀሳቐሱ ከምዝግባእ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ ፀዊዑ። እቲ ኮሚሽን ኣብ ከይዲ መረፃ ሓለዋ ሰብኣዊ መሰላት ኣመልኪቱ ምስ ኣካላት መኽበርቲ ሕጊ ተዛቲዩ። እቲ መድረኽ…

እዋናዊ ኩነታት ግድብ ህዳሰ ብዝምልከት ንልዕሊ 5 ሺሕ ምሁራን መብርሂ ተዋሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ማይ፣ መስኖን ኢነርጂን ዶ/ር ኢንጂነር ስለሺ በቀለ እዋናዊ ኩነታት ግድብ ህዳሰ ብዝምልከት ንልዕሊ 5 ሺሕ ምሁራን ዩንቨርስቲታት መብርሂ ሂቦም። እቶም ምሁራን ኣብ ውሽጢ ዓዲን ወፃኢን ካብ ዘለዋ ልዕሊ 50 ዩንቨርስቲታት ዝተውፃእፅኡ…

መረፅቲ ኣድላዪ ጥንቃቐ ኮቪድ-19 ክገብሩ ከምዝግባእ ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብ ኢዮጵያ ኣገንዚቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዜጋታት ድምፂ ንመሃብ ናብ ጣቢያታት መረፃ ኣብ ዝኸዱሉ እዋን ኣድላዪ  ጥንቃቐ ኮቪድ-19 ክገብሩ ከምዝግባእ ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብ ኢዮጵያ ኣተሓሳሲቡ። ቦርድ መረፃ ንኣፈፀምቲ መረፃ ዝኸውን መከላኸሊ ኮቪድ-19 ምቕራቡ ዝገለፀ እቲ…

ዲጂታል ዲፕሎማሲ ንምጥንኻር ዝዓለመ ማእኸል ፐብሊክ ዲፕሎማሲ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ተጣይሹ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ግደ ሙሁራን ኣብ ጉዳይ ግድብ ህዳሰ ዘተ መርበብ ሓበሬታ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ መድረኽ ዘተ፥ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ምስ ሚኒስቴር ሳይንስን ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲን ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባን ብምትሕብባር ዘሰናድኡዎ ኢዩ፡፡ ምክትል ቀዳማይ…

ወይዘሪት ሄራን ገርባ ተዓዋቲት ሽልማት ሽጋራ ዘይትከኸሉ መዓልቲ 2021 ኮይነን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ዳይሬክተር በዓል መዚ ምግቢን ኣፋውስን ኢትዮጵያ ወይዘሪት ሄራን ገርባ ተዓዋቲት ሽልማት ሽጋራ ዘይትከኸሉ መዓልቲ ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2021 ኮይነን። እተን ዋና ዳይሬክተር፥ ኢትዮጵያ ሰባት ኣብ ዝተኣከቡሉ ቦታ ሽጋራ ከይትከኽ ዘውፀአቶ…