Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣብ ሶማሌላንድ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣምቡላንስ ኣበርኪቶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሶማሌላንድ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣምቡላንስ ኣበርኪቶም።
እቶም ኢትዮጵያውያን ኣብ ክልል ትግራይ ወፍሪ ሕጊ ምኽባር ዝተዋፈሩ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር 2 ነጥቢ 5 ሚልየን ብር ግምት ዘለዎ ዝተማልአ ግልጋሎት ክህብ…
ኣይተ ደመቀ ምስ ላዕለዋይ ተፀዋዒ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰል ምብራቕ ኣፍሪካ ውሕመ ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ላዕለዋይ ተፀዋዒ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰል ምብራቕ ኣፍሪካ ውድብ ሕቡራት መንግስታት(ውሕመ) ማርሴል ኣክፖቮን ተዛቲዮም።
ኢትዮጵያ ኣብ ሓለዋ ሰብኣዊ መሰል ብእትገብሮ…
ዕዉት ስራሕ ቅየራ ኖት ብር ከምዝተኻየደ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዝያ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ዕዉት ስራሕ ቅየራ ኖት ብር ከምዝተኻየደ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
እቲ ባንኪ ከይዲ ምቕያር ብር ብዕዉት ምዝዛሙ ስዒቡ፥ ዕዉት ምቕያር ኖት ብር ንኽካየድ ሓገዝ ንዝገበሩ ኣካላት መርሃ ግብሪ ኣፍልጦምን ምስጋናን የካይድ ኣሎ።
እቲ ምቕያር…
ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንማሕበር ገባሪ ሰናይ ሙዳይን ማእኸል ትኹት ህፃናትን ደቂ ኣንስትዮን ሓገዝ ገንዘብን ኣቑሑትን ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንማሕበር ገባሪ ሰናይ ሙዳይን ማእኸል ትኹት ህፃናትን ደቂ ኣንስትዮን ሓገዝ ገንዘብን ኣቑሑትን ገይሩ።
እቲ ምምሕዳር ከተማ ንማሕበር ትኹረት ደቂ ኣንስትዮን ህፃናትን ብር 200 ሺሕ ዝግመት ብዓይነት ገንዘባዊ ሓገዝን…
ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ትሑት ብርኪ መነባብሮ ንዝርከባ ደቂ ኣንስትዮ ንበዓል ዝኸውን ሓገዝ እኽሊ ገይረን
ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣቢሉ ካብ ሕብረት ኣውሮፓ ዝተረኸበ ሓገዝ ገንዘብ ኣብ ትሕቲ ትካል ደቂ ኣንስትዮ ራስ ኣገዝ ንዝርከባን ኣብ ትሑት ብርኪ መነባብሮ ንዝርከባ 2 ሺሕን 400 ደቂ ኣንስትዮ ንበዓል ዝኸውን ሓገዝ እኽሊ ገይረን።
እቲ…
ሱዳን ምስ ህዳሰ ግድብ ብምዝማድ ዘለዉ ኣፈላላያት ሕብረት ኣፍሪካ መፍትሒ ንክህብ እምነታ ከምዝኾነ ገሊፃ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሱዳን ምስ ዓብዪ ህዳሰ ግድብ ኢትዮጵያ ብምዝማድ ዘለዉ ኣፈላላያት ብኣደራዳሪነት ሕብረት ኣፍሪካ ክፍታሕ ይኽእል ኢዩ ዝብል ፅኑዕ እምነት ከምዘለዋ ገሊፃ።
እቲ ድርድር ውፅኢታውን ቅልጡፍን መፍትሒ ከምዝኸውን እምነታ ከመዝኾነ እያ ኣፍሊጣ።…
ጉጅለ ህወሓት ልዕሊ 6 ቢሊየን ገንዘብ ንመፈፀሚ ገበን ከይጥቀም ተገይሩ – ላዕለዋይ ዓቃቢ ሕጊ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌዴራል ዘይሕጋዊ ጉጅለ ህወሓት መጥቃዕቲ ካብ ዝጀመረሉ እዋን ኣትሒዙ ልዕሊ ብር 6 ነጥቢ 7 ቢሊየን ገንዘብ ንመፈፀሚ ገበን ከይጥቀም ከምዝገበረ ኣፍሊጡ።
ካብዚ ብተወሳኺ ልዕሊ ብር 97 ነጥቢ 5 ሚሊየን ብሕጋዊ መገዲ ናይ…
ብምትሕብባር ሚሲዮናት በርሊንን ፍራንክፈርትን ንሃገራዊ ፕሮጀክታት ዝውዕል ልዕሊ ብር 41 ሚሊየን ሓገዝ ተኣኪቡ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምትሕብባር ሚሲዮናት በርሊንን ፍራንክፈርትን ንሃገራዊ ፕሮጀክታትን እዋናዊ ፃውዒትን ዝውዕል ልዕሊ ብር 41 ሚሊየን ሓገዝ ከምዝተኣከበ ተገሊፁ።
ኤጀንሲ ዳያስፖራ ኢትዮጵያ ኣብ ጀርመን ከተማታት በርሊንን ፍራንክፈርትን ከምኡ እውን ኣብ ቼክ…
ዜጋታት ኣብ ሃገራዊ መረፃ ንቑሕ ተሳትፎ ክገብሩ ከምዝግባእ ቀ/ሚ ኣቢይ ገሊፆም
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዚያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዜጋታት ኣብ ዝካየድ ሃገራዊ መረፃ ንቑሕ ተሳትፎ ክገብሩ ከምዝግባእ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣገንዚቦም።
ኣብ እዋን መረፃ ዜጋታት ብዝተፈላለዩ መገዲታት ተሳትፎኦም ከረጋግፁ ከምዝኽእሉ እቶም ቀዳማይ ሚነሲትር ኣብሪሆም።
“ካርዲ ወሲዶም…
ቀ/ሚ ኣቢይ ምስ ሶሪያ ስደተኛራት ብምዃን መኣዲ ኢፍጣር ረመዳን ተኻፊሎም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ኢትዮጵያ ምስ ዝርከቡ ሶሪያ ስደተኛራት ብምዃን መኣዲ ኢፍጣር ረመዳን ተኻፊሎም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ነቲ ኣጋጣሚ “ገና ኣብ መዓልታት መኣዲ ኢስላም ኣቦታትና ናይ ነብዩ ሙሐመድ (ሰ.ዐ.ወ) ናይ ቀረባ…