Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ቅልጡፍ መመርመሪ ማእኸል ኮቪድ-19 ከፊቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ብቕጡፍ መመርመሪ መሳርሒታት ዝተወደበ ማእኸል ኮቪድ-19 ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ከፊቱ።
እዚ ድማ ዓማዊል እቲ መገዲ ኣየር በረረኦም ቅድሚ ምጅማሮም ንኽምርመሩን ውፅኢቶም ንኽፈልጡን ከምዘኽእል ተገሊፁ፡፡
እቲ…
ናይ ሕሶት ሰነድ ብጥቃም ናብ ሃገር እናኣተወ ዝነበረ ገጀራ ተታሒዙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ሕሶት ሰነድ ብጥቃም ናብ ውሽጢ ሃገር እናኣተወ ዝነበረ ገጀራ ከምዝሓዘ ሚኒስቴር እቶት ኣፍሊጡ።
ቅድሚ 15 መዓልቲ ብሽም ኣምፃኢ ዳዊት የማነ በዝሖም 186 ሺሕን 240 ዝኾኑ ገጀራታት ኣብ ኣርባዕተ በዓል 20 ጫማ ኮንቴነራት ካብ ቻይና…
ካልኣይ ዙር ክታበት ኮቪድ 19 ንምጅማር ዘኽእል ምድላው ይግበር ኣሎ-ሚኒስቴር ጥዕና
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ካልኣይ ዙር ክታበት ኮቪድ 19 ንምጅማር ዘኽእል ምድላው ይግበር ከምዘሎ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጥዕና ወይዘሮ ሰሃረላ ኣብዱላሂ ኣፍሊጠን።
ክታበት ኣስትራዜኒካን ሲኖ ፋርምን ካብ መፈለምታ ወርሒ መጋቢት ጀሚሩ ቀዳማይ ዙር ምሃብ ምጅማሩ ይዝከር።…
ሰለማዊን ዴሞክራሲያዊን ምርጫ ንምክያድ መዳርግቲ ኣካላት ሓላፍነቶም ክዋፅኡ ይግባእ-ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን
ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል ሻድሻይ ሃገራዊን ክልላውን ምርጫ ሰለማዊን ዴሞክራሲያዊን ንክኸውን ኩሎም መዳርግቲ ኣካላት ሓላፍነቶም ክዋፅኡ ይግባእ ክብል ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ሓቲቱ።
ኣፈ ጉባኤ እቲ ቤት ምኽሪ ኣደም ፋራህ፥ እቲ ምርጫ ሰለማዊ፣ ዴሞክራሲያዊን ብህዝቢ…
298 ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ተመሊሶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)298 ኢትዮጵያውያን ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ተመሊሶም።
እቶም ተመለስቲ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ተወካሊ ዳይሬክቶሬት ጉዳያት ቆንስላ ጀነራል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣቀባብላ ከምዝገበሩሎም ካብ ቤት ፅሕፈት ኣቐባሊ ቓል እቲ…
2ይ ሃገር ለኸ መድረኽ ውድድር ክእለት፣ ቴክኖሎጂን ምርምር ተግባራዊ መፅናዕቲን ተዛዚሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)2ይ ሃገር ለኸ መድረኽ ውድድር ክእለት፣ ቴክኖሎጂን ምርምር ተግባራዊ መፅናዕቲን ተዛዚሙ።
እቲ ውድድር ካብ 12 ሚያዝያ 2013 ዓ.ም ጀሚሩ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ቴክኒክ ኢትዮጵያ እናተኻየደ ዝፀንሐ እንትኸውን፥ ብሰዓራይነት ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ…
ልዕሊ ብር 30 ሚሊየን ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባን ተታሒዞም
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ጉምሩክ ካብ 7 ክሳብ 14 ሚያዝያ ኣብ ዘሎ ሓደ ሰሙን ልዕሊ ብር 30 ሚሊየን ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ወፃእቲን ኣተውቲን ኣቑሑት ኮንትሮባን ከምዘሓዘ ኣፍሊጡ።
ኣብ ኣተውቲ ኮንትሮባንድ፥ ልዕሊ ብር 25 ሚሊየን ዘውፅኡ ክዳውንቲ፣…
ኣብ ትግራይ ንፀገም ዝተጋለፁ ዜጋታት ዝሕግዙ ወልታውያን መናእሰይ ተመሪቖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትግራይ ንፀገም ዝተጋለፁ ዝተፈላለዩ ክፋላት ሕብረተሰብ ዝሕግዙ 1 ሺሕን 100 ወልታውያን መናእሰይ ተመሪቖም።
ጊዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ምስ ሚኒቴር ሰላም ንሓደ ወርሒ ኣብ ዩንቨርስቲ መቐለ ዘሰልጠኖም መናእሰይ ከምዝኾኑ ተገሊፁ።…
ፖሊስ ፌዴራል 600 ሰልጠንቲ ኣመራርሓታት ኣድማ ብተናን ፀረ ፈንጂን ኣመሪቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል ኣብ መሰልጠኒ ኣዋሽ 7 እናሰልጠኖም ዝነበሩ 600 ሰልጠንቲ ቀዳማይ ዙር ኣመራርሓታት ኣድማ ብተናን 4ይ ዙር መሰረታዊ ፀረ ፈንጂን ኣመሪቑ።
ኮሚሽነር ጀነራል ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል ደመላሽ ገብረሚካኤል፥ ኣብቲ ስነ-ስርዓት…
ዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ብነፅነት ናይ ምልማዕ መሰላ ተርኢየሉ ፕሮጀክት ኢዩ – ዶ/ር ኢንጂነር ስለሺ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ፤ ኢትዮጵያ ብነፅነት ናይ ምልማዕ መሰላ ተርኢየሉ ፕሮጀክት ስለዝኾነ ኢትዮጵያውያን ሓበራዊ ሓድነትን ምርድዳእን ክህልዎን ብሓባር ጠጠው ብምባል ኣብ ጫፍ ከብፁሑዎ ከምዝግባእ ሚኒስትር ማይ፣ መስኖን ኢነርጂን ዶክተር ኢንጂነር…