Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ኮርፖሬሽን መንበሪ ኣባይቲ ፌዴራል ሕፅረት መንበሪ ኣባይቲ ከተማ ንምቅላል ዝገብሮም ፃዕሪታት ዘሕጉሱ ኢዮም – ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዚያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮርፖሬሽን መንበሪ ኣባይቲ ፌዴራል ሕፅረት መንበሪ ኣባይቲ ከተማ ንምቅላል ዝገብሮም ፃዕሪታት ዘሕጉሱ ከምዝኾኑ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቲ ኮርፖሬሽን፥ ኣብ ውሽጢ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ኣብ ሰለስተ ሄክታር መሬት ዝዓረፉ ኣብ 16 ህንፃታት…

ዳይሬከተር ውድብ ጥዕና ዓለም ኣብ ኣፍሪካ ምስ ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዚያ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ዳይሬከተር ውድብ ጥዕና ዓለም ኣብ ኣፍሪካ ዶክተር ማትሺድሶ ሞኤቲ ምስ ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ተዛቲየን። ውድብ ጥዕና ዓለም ሓገዝ መከላኸሊ ኮቪድ-19 ሓዊሱ ነቲ ክልል ዝገብሮ ሰብኣዊ ሓገዝ ምስ መሓዙት ኣካላት እናሰርሐ ከምዝርከብ እተን…

554 ዜጋታት ካብ ቤሩትን ስዑድ ዓረብን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)554 ኢትዮጵያውያን ዜጋታት ካብ ቤሩትን ስዑድ ዓረብን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ኣብ ቤሩት ሕጋዊ ሰነድ ዘይብሎምን ኣብ ፀገም ዝነበሩ ዜጋታት ብዘይመቕፃዐቲ ናብ ሃገሮም ንኽምለሱ ቤት ፅሕፈት ቆንስላ ኢትዮጵያ ኣብ ቤሩት ምስ መንግስቲ እታ ሃገር ኣብ…

ልዕሊ 5 ሚሊየን ተወሰኽቲ ክታበታት ንምርካብ ይስራሕ ኣሎ – ሚኒስቴር ጥዕና

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 5 ሚሊየን ተወሰኽቲ ክታበታት ንምርካብ ምስ ሕብረት ኣፍሪካን ዓለም ለኸ ትካላትን እናተሰርሐ ከምዝኾነ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘሃበኦ መግለፂ፥ ክሳብ ሕዚ ልዕሊ 430 ሺሕ ሰባት ክታበት…

በዓል መዚ ብሮድካስት ኢትዮጵያ ናይ ሽም ለውጢ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ስያመ በዓል መዚ ብሮድካስት ኢትዮጵያ ናብ “በዓል መዚ መራኸብቲ ሓፋሽ ኢትዮጵያ” ተቐይሩ። ሓዱሽ ኣዋጅ መራኸብቲ ሓፋሽ ኢትዮጵያ ብነጋሪት ጋዜጣ ተሓቲሙ ኣብ ስራሕ ውዒሉ ኣሎ፡፡ ነዚ ስዒቡ ድማ ቅድሚ ሕዚ ኣብ ስራሕ ዝነበረ ኣዋጅ ኣገልግሎት…

ኣሜሪካ ኣብ ክልል ትግራይ ንግልጋሎት መፅለሊ ዝውዕል 1 ሺሕን 500 ሓገዝ ዝተጠቕለለ ፕላስቲክ ገይራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዚያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ኣሜሪካ ኣብ ክልል ትግራይ ንግልጋሎት መፅለሊ ዝውዕል 1 ሺሕን 500 ሓገዝ ዝተጠቕለለ ፕላስቲክ ምግባሩ ኣፍሊጡ። እቲ ፕላስቲክ ብዓለም ለኸ ትካል ፍልሰት ኣቢሉ ኣብ ናብ ክልል ትግራይ ዝርከቡ ዜጋታት ዝከፋፈል እንትኸውን፥ ኣምባሳደር…

ዜጋታት ካርድ መረፃ ወሲዶም ዴሞክራሲያዊ መሰሎም ክጥቀሙ ይግባእ – ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒትር

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዚያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዜጋታት ካርድ መረፃ ወሲዶም ዴሞክራሲያዊ መሰሎም ክጥቀሙ ከምዝግባእ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒትር ኣገንዚቡ። እቲ ቤት ፅሕፈት 6ይ ሃገራዊ መረፃ ኣመልኪቱ ጋዜጣዊ መግለፂ መግለፂ ኣውፂኡ። 6ይ ሃገራዊ መረፃ ኣብ ወርሒ ገንበት 2013 ዓ.ም…

ህንፀት ፋብሪካ መፍረዪ ወርቂ ኩምሩክ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዚያ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ዝርከብ ህንፀት ፋብሪካ መፍረዪ ወርቂ ኩምሩክ ብዕሊ ከምዝመረ ተገሊፁ። ህንፀት እቲ ፋብሪካ ሚኒስቴር መዓድንን ኢነርጂን ኢንጂነር ታከለ ኡማን ርእሰ ምምሕዳር ክልል ቤኒንሻንጉል ጉሙዝ ኣይተ ኣሻድሊ ሓሰንን ብሓባር…

ኣምባሳደር ነቢል ማህዲ ምስ ተቐሳሚ ምክትል ፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳን ሪክ ማቻር ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዚያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ደቡብ ሱዳን ኣምባሳደር ነቢል ማህዲ ምስ ተቐሳሚ ምክትል ፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳን ሪክ ማቻር ኣብ ክልተኣዊን ከባቢያዊን ጉዳያት ኣድሂቦም ተዛቲዮም። ርክብ ክልቲአን ሃገራት ኣብ ፅኑዕ መሰረት ዘዝተሃነፀ ከምዝኾነ ዝሓበሩ…

ኣሜሪካ ኣብ ዘፈር ጥዕና ኢትዮጵያ ዝውዕል ሓገዝ 20 ሚሊየን ዶላር ዕላዊ ገይራ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ማእኸል ምክልኻልን ምቁፅፃርን ሕማማት ኣሜሪካ ኣብ ዘፈር ጥዕና ኢትዮጵያ ዝውዕል ሓገዝ 20 ሚሊየን ዶላር ዕላዊ ገይሩ። እቲ ሓገዝ ንኮቪድ19 ኣብ ዝግበር ማዕቐፍ ሓገዝን ድሕንነት ኢኮኖሚ እታ ሃገር ንምርግጋፅን ኣብ ዝትግበሩ ፕሮጀክታት…