Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኤምባሲ ኣሜሪካ ኣብ ፀብፃብ ምርጫ ንዝሳተፉ ጋዜጠኛታት ስልጠና ህንፀት ዓቕሚ ምሃብ ጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 የካቲት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኤምባሲ ኣሜሪካ ኣብ ፀብፃብ ሃገራዊ ምርጫ ንዝሳተፉ ጋዜጠኛታት ስልጠና ህንፀት ዓቕሚ ምሃብ ጀሚሩ።
እቲ ስልጠና 450 ሺሕ ዶላር ወፃኢ ዝተገበረሉ ከምዝኾነ ተሓቢሩ።
እቲ ስልጠና ነቶም ጋዜጠኛታት ኣብ እዋን ምርጫ ክህልዎም ዝኽእል ሓላፍነትን…
ቦርድ መረፃ ትምህርቲ መረፃ ንመሃብ ኣፍልጦ ንዝተውሃቦም ሲቪል ማሕበራት ሰርተፊኬትን ተተሓሓዝቲ ሰነዳትን ምሃብ ጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ትምህርቲ መረፃ ንመሃብ ብክልተ ዙር ኣፍልጦ ንዝተውሃቦም ሲቪል ማሕበራት ሰርተፊኬትን ተተሓሓዝቲ ሰነዳትን ምሃብ ጀሚሩ።
እቲ ቦርድ ንመረፅቲ ትምህርቲ ዘምህሩ ሲቪል ማሕበራት ኣፍልጦ ንመሃብ ብዛውፀኦ ፃውዒት መሰረት…
ጀርመን ምስ መረፃ ተተሓሒዙ ሓገዝ ብር 191 ሚሊየን ገይራ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ጀርመን ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ካብ 2020 ክሳብ 2025 ኣብ ዘሎ ከይዲ እዋን መረፃ ብኮሚሽን ኣውሮፓ ኣቢላ ኣብ ኢትዮጵያ ውፅታዊ ምሕደራ መረፃን ኣመራርሓንንኽሉ ዝሕግዝ ሓገዝ ልምዓት ምግባሩ ተገሊፁ።
እቲ ዝተገበረ ሓገዝ 4 ሚሊየን ዩሮ…
ኣብ ክልል ዓፋር ዘሎ ስራሕቲ ልምዓት መስኖ ስርናይ ብፅቕ ኩነታት እናተሳለጠ ከምዝኾነ ቀ/ሚ ኣቢይ ገሊፆም
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ዓፋር ዘሎ ስራሕቲ ልምዓት መስኖ ስርናይ ብፅቕ ኩነታት እናተሳለጠ ከምዝኾነ ቀዳማይ ሚኒሰስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም።
ኣብቲ ክልል እናተኻየደ ዝርከብ ስራሕቲ ምፍራይ መስኖ ስርናይ ካብ ወፃኢ ዘኣቱ ስርናይ ንምትካእ ንገብሮ ፃዕሪ ናይ…
ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው ኣብ ዞባ ምዕራብ ሸዋ ወረዳ ኣምቦ ንዝህነፅ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ እምነ ኹርናዕ ኣንቢረን
ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው ኣብ ዞባ ምዕራብ ሸዋ ወረዳ ኣምቦ ንዝህነፅ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ኢፋ ቦሩ ሎሬት ፀጋየ ገብረመድህን እምነ ኹርናዕ ኣንቢረን።
ካብ መሸጣ መፅሓፍ ምድማር ዝርከብ ኣታዊ ዝህነፅ እቲ ቤት ትምህርቲ፥ ትውልዲ ቦታ…
ኣዲስ ኣበባ መርሃ ግብሪ መዓልቲ ናፃ ተሸከርካሪ ብምትግባርን ካልኦት ምምሕያሻት መገዲታትን ተዓዋቲት ዓለም ለኸ ሽልማት ኮይና
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ከተማኣዲስ ኣበባ መርሃ ግብሪ ኣብ ወርሒ ሓደ መዓልቲ ናፃ ተሸከርካሪ ብምትግባርን ካልኦት ምምሕያሻት መገዲታትን ብምግባርን ተዓዋቲት ዓለም ለኸ ሽልማት 2021 ኮይና።
እቲ ሽልማት ዓለም ለኸ ራኢ ዜሮ ተቓላዕነት ሓደጋ መኪና ሽልማት እንትኸውን፥…
ዩኒቨርሲቲ ሰመራ ልዕሊ 1 ሺሕን 700 ተምሃሮ ኣመሪቑ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ሰመራ ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ትምህርቲ ብቀዳማይ ዲግሪን ካልኣይ ዲግሪን ዘሰልጠኖም ልዕሊ 1 ሺሕን 700 ተምሃሮ ኣመሪቑ።
እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ
ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana
ድረ ገፅና…
ኣብ ዝቕፅሉ ክልተ ኣዋርሕ ክሳብ 9 ሚሊየን ዘበፅሕ ክታበት ኮቪድ-19 ናብ ሃገር ንምእታው ይስራሕ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መወዳእታ ወርሒ መጋቢት ወይ ድማ ኣብ መጀመርታ ወርሒ ማዚያ ክሳብ 9 ሚሊየን ዘበፅሕ ክታበት ኮቪድ-19 ናብ ሃገር ንምእታው እናተሰርሐ ምዃኑ ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ገሊፀን።
ዶክተር ሊያ ታደሰ ብዛዕባ እቲ ክታበትን ወፍሪ…
ኣብ ትግራይ ን2 ነጥቢ 5 ሚሊየን ዜጋታት ሓገዝ ይቐርብ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ን2 ነጥቢ 5 ሚሊየን ዜጋታት ምግብን ምግቢ ተንከፍን ሓገዝ ይቐርብ ከምዘሎ ኮሚሽነር ኮሚሽን ኣመራርሓን ሓደጋን ድልውነትን ምትኩ ካሳ ተዛሪቦም።
ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ቅድሚ ምክያዱ 1 ነጥብ 8 ሚሊየን ዜጋታት ደለይቲ ሓገዝ…
ኣብ ሩሲያን ቤላሩስን ምስ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ዘተ ተኻይዱ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣምባሳደር ኣለማየሁ ተገኑ ኣብ ሩሲያን ቤላሩስን ምስ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ኣብ እዋናዊ ጉዳያትን ተሳትፎ ዳያስፖራን ዘተ ኣካይዶም።
ኣብቲ እዋን ዘተ ኣብ ክልል ትግራይ እናተኻየደ ብዛዕባ ዘሎ ፃዕሪ መሊስካ ህንፀትን…