Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ንክልተ ዓለም ለኻዊ ጉጅለታት ተዓዘብቲ መረፃ ኣፈልጦ ሂቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ንዓለም ለኻዊ ሪፕብሊካን ኢንስቲቲዩትታት(IRI)ን ንዓለም ለኻዊ ዴሞክራቲክ ኢንስቲቲዮት(NDI)ን ተዓዘብቲ መረፃ ኣፈልጦ ሂቡ።
እቲ ቦርድ፥ ጉጅለ ተዓዘቢ እቶም ትካላት ዘቕረቦ መፅናዕቲ ብምርኣይ ኣፍልጦ ከምዝሃበ…
ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዓለም ለኸ ሽልማት ራኢ ዜሮ ተቓላዕነት ሓደጋ መኪና 2021 ተረኪባ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዓለም ለኸ ሽልማት ራኢ ዜሮ ተቓላዕነት ሓደጋ መኪና 2021 ተረኪባ።
ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዓለም ለኸ ሽልማት ራኢ ዜሮ ተቓላዕነት ሓደጋ መኪና ዓመተ 2021 ኣመራርሓ መናእሰይ (International vision zero for…
ኢትዮ ቴሌኮም ኣብ ሪጅን ማእኸላይ ምብራቕ ኣገልግሎት ሞባይል 4ጂ ኤል ቲ ኣድቫንስ ኣጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ ቴሌኮም ኣብ ሪጅን ማእኸላይ ምብራቕ ከተማታት ሃረር፣ ኣወዳይና ሃረማያን ኣገልግሎት ሞባይል 4ጂ ኤል ቲ ኣድቫንስ ኣጀሚሩ።
ኢትዮ ቴሌኮም ዘጀመሮ ሞባይል ኢንተርኔት 4ጂ ኣድቫንስድ ኤል ቲ፥ ን67 ሺሕ ዓማዊል ተረባሕቲ ከምዝገብር ከምዝኾነ…
ሙሁራት ዩኒቨርሲቲ፣ ኣባላት ቤት ምኽሪ ፕሮፌሰራት ኢትዮጵያን ተወከልቲ ፓርቲታት ፖለቲካን ኣብ ጉዳይ መረፃ ኣድሂቦም ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)6ይ ካገራዊ መረፃ ኣመልኪቱ ፅሬትን ግቡእን ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ብዝብል ምስ ሙሁራት ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ፣ ኣባላት ቤት ምኽሪ ፕሮፌሰራት ኢትዮጵያን ተወከልቲ ፓርቲታት ፖለቲካን ዘተ ተኻይዱ።
እቲ መድረኽ ዘተ ብኣሰናዳእነት ሚኒስቴር…
ኒያላ ኢንሹራንስ ንግድብ ህዳሰ ዝኸውን ዕድጊት ቦንድ 26 ነጥቢ 7 ሚሊየን ብር ፈፂሙ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበር ኒያላ ኢንሹራንስ ንዓብዪ ግድብ ህዳሰ ዝኸውን ዕድጊት ቦንድ 26 ነጥቢ 7 ሚሊየን ብር ፈፂሙ።
ኣብቲ ስነ ሰርዓት ዝተረኸቡ ፍሉጣት ሰባት እቲ ኩባኒያ ንዝፈፀሞ ዕድጊት አመስጊኖም።
ኒያላ ኢንሹራንስ አክሲዮን ማህበር ናይ ሐዚ ዕድጊት…
20 ተዓወትቲ ውድድር ብሩህ ፈጠራ ሓሳብን ንግዲን ሽልማት ተበርኪቱሎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቀዳማይ ዙር ውድድር ብሩህ ምህዞ ሓሳብን ንግዲን 20 ፈጠርቲ ስራሕ ሽልማት ተበርኪቱሎም፡፡
እቲ ውድድር ንግዲን ፈጠራ ሓሳብን፥ ኮሚሽን ፈጠራ ዕድል ስራሕን ፋውንዴሽን ማስተር ካርድንን ምስ ዝተፈላለዩ መሓዙት ኣካላት ብምትሕብባር…
ኢትዮጵያ ኣባል ኮሚቴ ስምምዕነት ዩኔስኮ 1970 ብምዃን ተመሪፃ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣባል ኮሚቴ ስምምዕነት ዩኔስኮ 1970 ብምዃን ተመሪፃ።
እቲ መረፃ ኣባል ሃገራት እቲ ስምምዕነት ኣብ ዘካየድኡ መበል ሻድሻይ ስሩዕ ጉባኤ ኢዩ ተኻይዱ።
ባህላዊ ቅርስታት ብዘይሕጋዊ መገዲ ካብ ሃገር ንከይወፅኡን ንከይኣትዉን ከምኡወን…
ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ስሩዕ ኣኼብኡ የካይድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ሎሚ መዓልቲ ስሩዕ ኣኼብኡ መክያድ ጀሚሩ።
ኣቦ መንበር ፓርቲ ብልፅግና ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስ ቡክ ገፆም ከምዝበልዎ፥ እቲ ስሩዕ ኣኼባ ኣብ ብዙሓት ወሰንቲ ጉዳያት…
ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴን ምስ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኳታር ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴን ምስ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኳታር ሼኽ መሓመድ ቢን ኣብዱልራህማን ኣል ታህኒ ተዛቲዮም።
እቶም መራሕቲ ኣብ ክልቲኣዊን ቀርኒ ኣፍሪካን ብዛዕባ ዘሎ እዋናዊ ኩነታት በምድሃብ…
ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ስሩዕ ኣኼብኡ ከካይድ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ካብ ፅባሕ 19 ግንቦት 2013 ዓ.ም ጀሚሩ ስሩዕ ኣኼብኡ ከካይድ ኢዩ።
እቲ ኮሚቴ ኣብ እዋናዊን ሃገራዊን ዛዕባታት ብምዝታይ ዝተፈላለዩ ኣንፈታት ክህብ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦…