Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ስደተኛታት ኤርትራ ኣገልግሎት ናብ ዝህቡ መዓስከር ጣቢያታት ንምምላስ ይስራሕ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ስደተኛታት ኤርትራ ኣገልግሎት ናብ ዝህቡ መዓስከር ጣቢያታት ንምምላስ ይስራሕ ከምዘሎ ኤጀንሲ ጉዳይ ስደተኛታተን ካብ ስደት ተመለስቲን ኣፍሊጡ።
ዋና ዳይሬክተር እቲ ኤጀንሲ ኣይተ ተስፋሁን ጎበዛይ፥ ቅድሚ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ኣብ ትግራይ ኣብ መዓስከር…
ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ከበድቲ ገበናት ተዋደፊሮ ዝነበሩ 34 ውልቀ ሰባት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ከበድቲ ገበናት ተዋደፊሮ ዝነበሩ 34 ውልቀ ሰባት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ።
ኣብ ከበድቲ ገበናት ተዋፊሮም ዝተረኸቡ እቶም ተጠርጠርቲ፥ ጉጅለ ብምፍጣር ብኣፅዋር ተሓጊዞም ኣብ…
ንተመዛበልቲ ዕለታዊ ሓገዝ ንምብፃሕን ብዘላቕነት ንምጥያሽን ይስራሕ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ንዝርከቡ ተመዛበልቲ ዕለታዊ ሓገዝ ንምብፃሕን ብዘላቕነት ንምጥያሽን ምስ ክልላት ብምውዳድ እናተሰርሐ ከምዝኾነ ኮሚሽነር ኮሚሽን ብሄራዊ ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋ ኣይተ ምትኩ ካሳ ገሊፆም።
እቶም ኮሚሽነር ምስ ፋና…
ፆም ረመዳን ብፍቕሪ፣ ምትሕስሳብን ምትሕዝዛንን ክሓልፍ ይግባእ- ተቀዳሚ ሙፍቲ ሓጅ ዑመር እድሪስ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፆም ረመዳን ብፍቕሪ፣ ምትሕስሳብን ምትሕዝዛንን ክሓልፍ ይግባእ ክብሉ ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት አስልምና ኢትዮጵያ ተቀዳሚ ሙፍቲ ሓጅ ዑመር እድሪስ ተዛሪቦም።
ተቀዳሚ ሙፍቲ ሓጅ ዑመር እድሪስኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ እቲ ወርሒ ብፍቕሪ፣…
ሃገር ለኸ መርሃ ግብሪ ኣወሃህባ ኣፍልጦን ምስጋናን ውፅኢታዊ መምህራን ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገር ለኸ መርሃ ግብሪ ኣወሃህባ ኣፍልጦን ምስጋናን ውፅኢታዊ መምህራን ይካየድ ኣሎ።
ኣብቲ መርሃ ግብሪ ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴን ሚኒስትር ትምህርቲ ዶክተር ኢንጂነር ጌታሁን መኩሪያ ሓዊሱ ካልኦት ሓለፍቲ ስራሕ እቲ ሚኒስቴር፣…
ላዕለዋይ ዓቃቢ ሕጊ ንዩኒቨርሲቲ ፖሊስ ኢትዮጵያ ዝኸውን 40 ሺሕ ዶላር ሓገዝ ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ዓቃቢ ሕጊ ንዩኒቨርሲቲ ፖሊስ ኢትዮጵያ ዝኸውን 40 ሺሕ ዶላር ሓገዝ ገይሩ።
ምክትል ላዕለዋይ ዓቃቢ ሕጊ ኣይተ ተስፋየ ዳባን ምክትል ፕሬዚዳንት ኣካዳሚ ዩኒቨርሲቲ ፖሊስ ኢትዮጵያ ምክትል ኮሚሽነር ኣበራ ፀጋዬን ነቲ ስምምዕነት ገንዘባዊ…
መእተዊ ውፅኢት ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ዓመተ 2013 ዕላዊ ኮይኑ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መእተዊ ውፅኢት ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ዓመተ 2013 ዕላዊ ኮይኑ።
ብመሰረት እዚ ኣብ ተፈጥሮ ሳይንስ ንደቂ ተባዕቲዮ 380 እንትኸውን፥ ንደቂ ኣኒስቲዮ ድማ 368 ከምዝኾነ ተገሊፁ።
ንዓበይቲ ክልላትን ሰበኽ ሳግምን…
ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ኣማኻሪ ብሄራዊ ድሕንነት ጆ ባይደን ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ኣማኻሪ ብሄራዊ ድሕንነት ፕሬዚዳንት ጆ ባይደን ዝኾኑ ጃክ ሱሊቫን ተዛቲዮም።
ኣይተ ደመቀ ኣብ ክልል ትግራይ እናተመሓየሸ ብዛዕባ ዘሎ ኩነታት ነቶም ኣማኻሪ ድሕንነት…
ዝተጀመረ ጉዕዞ ለውጢ ኣብ ጫፍ ንምብፃሕ ኩሉ ተሓባቢሩን ተሓጋጊዙን ክሰርሕ ይግባእ – ዶክተር ኤርጎጌ ተስፋየ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ዝተጀመረ ጉዕዞ ለውጢ ኣብ ጫፍ ንምብፃሕ ኩሉ ተሓባቢሩን ተሓጋጊዙን ክሰርሕ ከምዝግባእ ሚኒስቴር ሚኒስትር ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይን ዶክተር ኤርጎጌ ተስፋየ ገሊፀን።
ዶክተር ኤርጎጌ ተስፋየ ‹‹ምትሕብባር ሲቪል ማሕበራት መንግስትን ውልቂ ትካላትን…
ንኣዋርሕ ካብ ኣገልግሎት ወፃእ ኮይኑ ዝፀንሐ መፈልፈሊ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ተከዘ ሎሚመዓልቲ ስርሑ ጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ንኣዋርሕ ካብ ኣገልግሎት ወፃእ ኮይኑ ዝፀንሐ መፈልፈሊ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ተከዘ ሎሚመዓልቲ ስርሑ ከምዝጀመረ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
እቲ ጣብያ ምስ ብሄራዊ ሓይሊ ቋት ዝራኸበሉ መስመር ብምቁራፁ ምኽኒያት ሓይሊ ናይ ምፍልፋል ስርሑ ደው…