Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ንኣዋርሕ ካብ ኣገልግሎት ወፃእ ኮይኑ ዝፀንሐ መፈልፈሊ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ተከዘ ሎሚመዓልቲ ስርሑ ጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ንኣዋርሕ ካብ ኣገልግሎት ወፃእ ኮይኑ ዝፀንሐ መፈልፈሊ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ተከዘ ሎሚመዓልቲ ስርሑ ከምዝጀመረ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
እቲ ጣብያ ምስ ብሄራዊ ሓይሊ ቋት ዝራኸበሉ መስመር ብምቁራፁ ምኽኒያት ሓይሊ ናይ ምፍልፋል ስርሑ ደው…
ተረፍመረፍ ጁንታ ናብ ሕጊ ናይ ምቕራብ ስራሕ ተጠናኺሩ ይቕፅል ኣሎ- ሜ/ጀ መሐመድ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ጁንታ ህወሓት ኣብ ልዕሊ ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል እዚ ሰሜን ዘብፅሖ መጥቃዕቲ ስዒቡ ዝተገበረ ምኽባር ሕጊ እንተተዛዘመ እውን ተረፍመረፍ እቲ ጁንታ ናብ ሕጊ ናይ ምቕራብ ስራሕ ተጠናኺሩ ይቕፅል ከምዘሎ ዋና ዳይሬክተር ኢንዶክትሪኔሽን ምክልኻል…
ፕሬዚዳንት ሳህለ ወርቅ ብሚኒስትር ጉዳይት ወፃኢ ፊንላንድ ምስ ዝምራሕ ጉጀለ ልኡኽ ሕብረት ኣውሮፓ ተዛቲየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለ ወርቅ ዘውዴ ብሚኒስትር ጉዳይት ወፃኢ ፊንላንድ ፔካ ሀቪስቶ ምስ ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ ሕብረት ኣውሮፓ ተዛቲየን።
መራሒ እቲ ጉጅለ ልኡኽ ፔካ ሀቪስቶ፥ ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ትግራይ ብዛዕባ ዘሎ ሓገዝን ኣተሓሕዛ ሰብኣዊ መሰልን ከምኡ…
ኢዜማ 138 ሸቶታት ዝሓዘ ሰነድ ቃል ኪዳን ዕላዊ ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢዜማ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከተማ ንዝካየድ መረፃ 138 ሕፁያት ምቕራቡን ሰነድ መረፃ ቃል ኪዳን ሰነድ ምድላውን ኣፍሊጡ።
መራሒ ኢዜማ ፕሮፌሰር ብርሃኑ ነጋ ብደረጃ ኣዲስ ኣበባ ዝተዳለዉ ሰነድ መረፃ ቃል ኪዳን ዕላዊ ኣብ ዝገበርሉ…
301 ዜጋታት ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)301 ዜጋታት ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም።
ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ምስ ካልኦት ተሓባበርቲ ኣካላት ብምዃን ኣብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ዝርከቡ ዜጋታት ናብ ሃገሮም ንምምላስ ሰፊሕ ስራሕ ይስራሕ ከምዘሎ ዝፍለጥ ኢዩ።
ተወካሊ…
ካቶሊካዊት ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ንልዕሊ 7 ሚሊየን ዜጋታት ተረባሕቲ ዝገብሩ ፕሮጀክትታት ዕላዊ ገይራ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ካቶሊካዊት ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ንልዕሊ 7 ሚሊየን ዜጋታት ተረባሕቲ ዝገብሩ ፕሮጀክትታት ሓገዝ ዕላዊ ገይራ።
ኣብዚ ዓመት ብሰንኪ ዘጋጠሙ ተፈጥሮኣዊን ሰብ ስራሕን ሓደጋታት ንፀገም ንዝተቓልዑ ዜጋታት ንምድጋፍን ዕላዊ ምግቢ ንምቕራብን ዝሕግዝ…
ሕብረት ኣውሮፓ ንኣባል ሃገራት ኢጋድ ዝኸውን ናውቲታት ሕክምና ደገፍ ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣውሮፓ ኢትዮጵያ ሓዊሱ ንኣባል ሃገራት ኢጋድ ዝኸውን ናውቲታት ሕክምና ደገፍ ገይሩ።
ካብ እቶም ናውቲታት ሕከምና፥ 3 ነጥቢ 5 ሚሊየን ሰርጂካል ማስክ፣ 24 ኣምቡላንስን ተንቀሳቓሲ መመርመሪ ላቦራቶሪን ከምኡውን መመርመሪ ኮቪድ 19ን…
ግብፅን ሱዳንን ንሕብረት ኣፍሪካ ዝተውሃበ ሓላፍነት ዘናእስ ፈተነ ምግባረን ተቐባልነት ኣይብሉን-ኢንጂነር ስለሺ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብፅን ሱዳንን ንሕብረት ኣፍሪካ ዝተውሃበ ሓላፍነት ዘናእስ ፈተነ ምግባረን ተቐባልነት ኣይብሉን ክብሉ ሚኒስትር ማይ፣ መስኖን ኢነርጅን ዶክተር ኢንጂነር ስለሺ በቀለ ገሊፆም።
እቶም ሚኒስትር ኣብ ዴሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎ ኪንሻሳ ብዛዕባ…
ዝረአ ዘሎ ምውሳኽ ቁፅሪ ብኮቪድ 19 ዝተለኸፉ ሰባት ኣገልግሎት ጥዕና ክሽከሞ ካብ ዝኽእል ንላዕሊ ኢዩ-ማሕበራት ሰብ ሞያ ጥዕና
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ማሕበራት ሰብ ሞያ ጥዕና ቁፅሪ ብኮቪድ 19 ዝተለኸፉ ሰባት ምውሳኹ ኣገልግሎት ጥዕና ክሽከሞ ካብ ዝኽእል ንላዕሊ ከመዝኸውን ዘርእይ ኢዩ ከብሉ ገሊፆም።
እቶም ሰብ ሞያ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ቁፅሪ በቲ ቫይረስ ዝተሓዙ ሰባትን ናብ ፅኑዕ ከፍሊ…
ኣብ እኒ ኣይተ ስብሓት ነጋ ምስክር ቅድመ ምርመራ ዓቃቤ ሕጊ ንምስማዕ ዝተትሓዘ ቆፀሮ እንተይተሰምዐ ተኣጊዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ እኒ ኣይተ ስብሓት ነጋ ምስክር ቅድመ ምርመራ ዓቃቤ ሕጊ ንምስማዕ ዝተትሓዘ ቆፀሮ እንተይተሰምዐ ተኣጊዱ።
እኒ ኣይተ ስብሓት ነጋ ኣብ ከይዲ ምስማዕ ምስክር ቅድመ ምርመራ ብዝምልከት ናብ ላዕለዋይ ቤት ይርዲ “ይግባይ” ምባሎም ይዝከር።
ነዚ…