Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ኣብ ኩሉ ቦታ ንዝበፅሐ መጥቃዕቲ መንግስታት ክልልን ፌዴራልን ብምውዳድ ስጉምቲ ይውሰዱ ምህላዎም ቀ/ሚ ኣቢይ ኣፍሊጦም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኩሉ ቦታ ንዝበፅሐ መጥቃዕቲ መንግስታት ክልልን ፌዴራልን ብምውዳድ ስጉምቲ እናወሰዱ ምዃኖም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣፍሊጦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ምዕራብ ወለጋ ኣብ ልዕሊ ንፁሃን ዜጋታት ዝበፅሐ መጥቃዕቲ…

ኣብ ትግራይ መምርሒ ዝተመሓየሸ መተግበሪ ኣዋጅ ህፁፅ ግዘ ሕላፍ ሰዓትን ገደብን ተግባራዊ ምዃን ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ኣብ ትግራይ ንኣርባዕተ ኣዋርሕ ኣብ ስራሕ ኣብ ዝፀንሐ ኣዋጅ ህፁፅ ግዘ ሕላፍ ሰዓትን ገደብን መመሓየሺን መተግበሪ ኣዋጅን ብምድላው ተግባራዊ ምዃን ከምዝጀመረ ኮማንድ ፖስት እቲ ጊዚያዊ ምምሕዳር ኣፍሊጡ። ኣባል እቲ ኮማንድ ፖስትን ሓላፊ ቢሮ ፍትሒ…

ተስፋ ዝቖረፀ ኦነግ ሽኔ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ዘነፃፀረ መጥቃዕቲ ፈፂሙ-ኮሚሽን ፖሊስ ኦሮሚያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ተስፋ ዝቖረፀ ኦነግ ሽኔ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ዘነፃፀረ መጥቃዕቲ ፈፂሙ እንትብል ኮሚሽን ፖሊስ ክልል ኦሮሚያ ኣፍሊጡ። ኮሚሽነር ጀነራል ኮሚሽን ፖሊስ እቲ ክልል ኣራርሳ መርዳሳ፥ ኣብ ዞባ ምዕራብ ወለጋ ወረዳ ባቦ ጋምቤል ቀበሌ ቦኔ ትማሊ ምሸት ኣስታት…

ሚኒስትራት ገንዘብ ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪካ ኣብ ቀጠናዊ ምትሕብባርን ስራሕቲ ከባቢያዊ ልምዓትን ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትራት ገንዘብ ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪካ ኣብ ቀጠናዊ ምትሕብባርን ስራሕቲ ከባቢያዊ ልምዓትን ተዛቲዮም። ሚኒስቴር ገንዘብ ከምዝበሎ፥ እቲ ዘተ ኣብዚ ሐዚ እዋን ዘጋጥሙ ዘለዉ ፈተናታት ጉዳያት ኢኮኖሚ ብፍላይ ለበዳ ኮሮና ዘስዓቦ ቅልቅላው ኢኮኖሚን…

336 ዜጋታት ካብ ስዑዲ ዓረብ ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)336 ዜጋታት ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ትማሊ ተመሊሶም። ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ምስ ካልኦት ተሓባበርቲ ኣካላት ብምዃን ኣብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ዝርከቡ ዜጋታት ናብ ሃገሮም ንምምላስ ሰፊሕ ስራሕ ይስራሕ ከምዘሎ ዝፍለጥ ኢዩ። ተወካሊ…

ብ8100 ንህዳሰ ግድብ ዝኸውን ልዕሊ 88 ሚሊየን ብር ደገፍ ገንዘብ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ኣብ ዝሓለፉ 8 ኣዋርሕ ብሓፂር መልእኽልቲ ሞባይል 8100 ንዓብዪ ህዳሰ ግድብ ኢትዮጵያ ዝኸውን ልዕሊ 88 ሚሊየን ብር ደገፍ ገንዘብ ከምዝተገበረ ተገሊፁ። ዳይሬክተር ኮሚዩኒኬሽን ሚዲያ ቤት ፅሕፈት ርክብ ህዝቢ ምትሕብባር ህዝባዊ ተሳትፎ እቲ ግድብ…

ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ ትማሊ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ብምድሃብ ኣብ ዝሃብዎ ምላሽ ካብ ዓውዲ ወፃእ ከምዝተወሰደ ኣፍሊጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ ትማሊ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ብምድሃብ ኣብ ዝሃብዎ ምላሽ ካብ ዓውዲ ወፃእ ከምዝተወሰደ ኣፍሊጦም። እቲ ዝተውሃበ መግለፂ ስዒቡ “ህዝብታት ኢትዮጵያን ኤርትራን ብፌዴሬሽን ክወሃዱ ኢዮም…

ፖርቲ ብልፅግና ድሬዳዋ መጀመሪ መርሃ ግብሪ ምርጫ ቅስቀሳ ኣካይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ፖርቲ ብልፅግና ድሬዳዋ መጀመሪ መርሃ ግብሪ ምርጫ ቅስቀሳ ኣኻይዱ። ኣብ እዋን እቲ መጀመሪ መርሃ ግብሪ፥ እታ ከተማ መልካኣ ምድራዊ ኣቀማምጣ ብምጥቃም ማእኸል ኢንዱስትሪ፣ ደረቕ ወደብን ንግዲ ንምግባር እቲ ፓርቲ ከምዝሰርሕ ኣፍሊጡ። እቲ ፓርቲ…

ሃገራዊ መርሃ ግብሪ ምዘና ትምህርቲ ብርሃን ተጀሚሩ  

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ሃገራዊ መርሃ ግብሪ ምዘና ትምርቲ ብርሃን ተጀሚሩ። ሚኒስትር ትምህርቲ ዶክተር ኢንጅነር ጌታሁን መኩሪያ፥ መናእሰይን ዓበይቲን በፍልጠት ዝማዕበሉ ብምግባር መሃይምነት ምቕናስ ዘኽእል ኢዩ ኢሎም። እቲ መርሃ ግብሪ፥ መናእሰይን ዓበይቲን ናይ…

ካብ መንግስቲ ኦሮሚያ ዝተውሃበ መግለፂ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ኦሮሚያ፥ ክልልናን ሃገርናን ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ዓማውቲ ምዕራፍ ሽግግር ለውጢ ብዘተኣማምን ኩነታት መሬት ንምትሓዝ እናሰርሐ የርከብ ክብል ገሊፁ። ይኹን እንበር ነቲ ለውጢ ዝተቓወሙ ሓይሊታት ብሙሉእ ዓቕሞም ንተግባር…