Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣብ ክሊ ናይ ሓሶት ሓበሬታ ኣብ ልዕሊ ሰለማዊ ምርጫ ዘስዕቦ ኣሉታዊ ፅዕንቶ ዘድሃበ ዘተ ተኻይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ኣብ ክሊ ናይ ሓሶት ሓበሬታ ኣብ ልዕሊ ሰለማዊ ምርጫ ዘስዕቦ ኣሉታዊ ፅዕንቶ ዘድሃበ ዘተ ተኻይዱ።
እቲ ኣብ መድረኽ ሓዱስ ወግዒ ዝግበር ዘሎ ዘተ፥ ሰላምን ደሕንነትን ኣብ እዋን ምርጫ ዝብል ርእሲ ዘለዎ ኢዩ ተባሂሉ።
እስክንድር…
ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ኢትዮጵያ ናብ ዋናጫ ኣፍሪካ ብምሕላፋ ናይ እንኳዕ ደስ በለኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፈን
ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ኢትዮጵያ ናብ ዋናጫ ኣፍሪካ ብምሕላፋ ናይ እንኳዕ ደስ በለኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፈን።
ብተናፀል ዘይኮነስ ሕብረት ዕላማ የዐውት፣ ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ናብ ዋናጫ ኣፍሪካ ብምሕላፉ ኣዝዩ ደስ…
ኣይተ ደመቀ መኮንን ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ናብ ውድድር ፅዋዕ ኣፍሪካ ምሕላፋ ስዒቡ መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ናብ ውድድር ፅዋዕ ኣፍሪካ ምሕላፋ ስዒቡ መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም፡፡
ኣይተ ደመቀ መኮንን፥ “መላእ ህዝቢታት ኢትዮጵያ እንኳዕ ደስ…
ኢትዮጵያ ዓለም ለኸ ጉባኤ ልምዓት ቴሌኮሙዩኒኬሽን ሙሉእ ብሙሉእ ኣፍሪካዊ ንኽኸውን ፀዊዓ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ዓለም ለኸ ጉባኤ ልምዓት ቴሌኮሙዩኒኬሽን ሙሉእ ብሙሉእ ኣፍሪካዊ ንኽኸውን ፀዊዓ።
እቲ ፃውዒት ዝቐረበ ብመርበብ ሓበሬታ ኣቢሉ ኣብ ዝተኻየደን ኣብ ቅድመ ምድላው ዓለም ለኸ ኮንፈረንስ ልምዓት ቴሌኮሙዩኒኬሽን ዘድሃበ ኣኼባ ኢዩ።
ኣብ…
ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ናብ ፅዋዕ ኣፍሪካ ምሕላፋ ናይ እንኳዕ ደስ በለኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ናብ ፅዋዕ ኣፍሪካ ምሕላፋ ናይ እንኳዕ ደስ በለኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም።
ጠቅላይ ሚኒስትሩ ከተሠራ የማይመጣ ውጤት የለምም ብለዋል
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ “ እንተተሰሪሑ ዘይመፅእ…
ኣብ ክልል ጋምቤላ ህዝቢ ዘልዕሎም ፀማት ልምዓትን ሰናይ ምምሕዳርን ንምፍታሕ ክሰራሕ ከምዝግባእ ኣፈ ጉባኤ እቲ ክልል ኣገንዚቦም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ጋምቤላ 6ይ ዓመት ስራሕ መበል 11 ስሩዕ ኣኼቡኡ ዝተፈላለዩ ኣዋጃትን ሽመታትን ብመሃብ ተዛዚሙ።
ኣፈ ጉባኤ እቲ ቤት ምኽሪ ኣይተ ጁል ናንጋል ከምዝበሉዎ፥ ኣብቲ ክልል ዘሎ ሰላም ብዝበለፀ ዘተኣማምን ብምግባር ማሕበራዊን…
ኣብ ዝቕፅል መረፃ ክትኮረሉ ዝግባእ ዋና ጉዳይ ሰብ ወፂኡ ከይመርፅ ድሕንነት ከይስመዖን ኣብ ዝገብሩ ቁፃራት ኢዩ – ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዝቕፅል መረፃ ሰላማዊነት ከተማታት ከምዘየተሓሳስብን ሰብ ወፂኡ ከይመርፅን ድሕንነት ከይስምዖን ኣብ ዝገብሩ ኣካላት ትኹረት ክግበር ከምግባእን ገሊፆም።
ኣብ መድረኽ ኣዲስ ወግዒ ዝተሳተፉ እቶም ቀዳማይ…
እዚ ሰሙን ምዕራባውያን ብዛዕባ ጭቡጥ እዋናዊ ኩነታት ኢትዮጵያ ንምፍላጥ ድሌት ዘርአዩሉን ብተግባር እውን ምንቅስቓስ ዝገበሩሉን ኢዩ – ሚኒስቴር…
ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣቐባሊ ቓል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ ኣብ ፖለቲካ ዲፕሎማሲ፣ እዋናዊ ኩነታት ክልል ትግራይ፣ ድርድር ግድብ ህዳሰ፣ ኢኮኖሚያዊ ዲፕሎማሲን ዜጋ ተኮር ዲፕሎማሲን ዝምልከት መግለፂ ሂቦም።
ኣብ መግለፂኦም ድማ ምክትል ቀዳማይ…
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ምዝዛም ኣብ ዘሎ ተርሚናል ቪኣይፒ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ዑደት ገይሮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ምዝዛም ኣብ ዘሎ ተርሚናል ቪኣይፒ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ዑደት ገይሮም።
ኣብቲ ዑደት፦ ሚኒስትራትን ላዕለዎት ሰብ መዚ መነግስቲን ተረኺቦም።
ብፍሬህይወት ሰፊው
እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ…
ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ መበል ሻምናይ ስሩዕ ኣኼብኡ የሳልጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ኦሮሚያ መበል ሻምናይ ስሩዕ ኣኼብኡ የሳልጥ ኣሎ።
ኣብቲ ኣኼባ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ሽምልስ ኣብዲሳ ሓዊሱ ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ እቲ ክልል ይሳተፉ ኣለዉ።
ፀብፃብ ኣፈፃፅማ…