Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣብ ሃገራዊ ፈተና 12 ክፍሊ ልዕሊ ፍርቂ ዝኾኑ ተምሃሮ ልዕሊ 350 ነጥቢ ኣምፂኦም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ሃገራዊ ፈተና 12 ክፍሊ 2012 ዓ.ም ልዕሊ ፍርቂ ዝኾኑ ተምሃሮ ልዕሊ 350 ነጥቢ ከምዘምፅኡ ተገሊፁ።
ኤጀንሲ ሃገር ለኸ ምዘናን ፈተናታትን ትምህርቲ፥ ውፅት ሃገራዊ ፈተና 12 ክፍሊ ኣመልኪቱ ንጋዜጠኛታት መግለፂ ሂቡ።
ዋና…
ኣብ መንጎ ግምባር ሓድነት ናፅነት ኦሮሞን ቦርድ ምርጫን እንትረአ ዝፀንሐ ክትዕ ቤት ፍርዲ ውሳነ ተዋሂቡዎ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ መንጎ ግምባር ሓድነት ናፅነት ኦሮሞን ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያን እንትረአ ዝፀንሐ ክትዕ ቤት ፍርዲ ውሳነ ተዋሂቡዎ።
እቲ ውሳነ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌዴራል መበል ካልኣይ መጋባእያ ጉዳያት ምርጫ እንትኸውን፥ ብወገን ቦርድ ምርጫ እቲ…
ምልባዕ ኮቪድ 19 ንምክልኻል ዝወፅአ መምርሒ ተግባራዊ ምዃን ጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምልባዕ ኮቪድ 19 ንምክልኻል ዝወፅአ መምርሒ ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ተግባራዊ ኮይኑ።
ሚኒስቴር ጥዕናን ላዕለዋይ ዓቃቤ ሕጊ ፌዴራልን ዕለተ ቀዳም ብመሰረት ዝሃብዎ ጋዜጣወዊ መግለፂ፥ ምልባዕ ኮቪድ 19 ንምክልኻል ኣብ ልዕሊ ምንቅስቓስን ማሕበራዊ…
ሓምሻይ ምዕራፍ ፕሮግራም ልማታዊ ሴፍቲኔት ዕላዊ ኮይኑ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓምሻይ ምዕራፍ ፕሮግራም ልማታዊ ሴፍቲኔት ዕላዊ ኮይኑ።
ብብርኪ ሃገር ኣብ ልዕሊ 408 ወረዳታት ዝነብሩ ለዕሊ 8 ሚሊየን ዜጋታት በልምዓታዊ ሴፍቲኔት ተረባሕቲ ኢዮም።
እቲ ፕሮግራም ድኽነት ብምቕናስን ውሕስነት ምግቢ ብምርግጋፅን ብመንፅር…
ውፅኢት ሃገራዊ ፈተና 12 ክፍሊ ሎሚ መዓልቲ ወይ ፅባሕ ዕላዊ ክግበር ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ 20 ጋቢት፣ 2013 ዓም (ኤፍቢሲ)ውፅኢት ሃገራዊ ፈተና 12 ክፍሊ ሎሚ መዓልቲ ወይ ፅባሕ ዕላዊ ከምዝግበር ሚኒስትር ትምህርቲ ዶክተር ጌታሁን መኩሪያ ገሊፆም።
እቶም ሚኒስትር ኣብ ትዊተር ገፆም ከምዝገለፁዎ፥ እርማት ፈተና ስለ ዝተዛዘመ ውፅኢቱ ዕላዊ ክኸውን ኢዩ።…
ኣብ ክሊ ፅንሰ ሓሳብ ፌዴራሊዝን ዘድሃበ ስልጠና ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስቴር ሰላም ኣብ ክሊ ፅንሰ ሓሳብ ፌዴራሊዝን ዘድሃበ ስልጠና ኣብ ጅግጅጋ ይህብ ኣሎ።
እቲ ስልጠና 18 ክሳብ 20 መጋቢት ዝወሃብ ዘሎ እንትኸውን፥ በቢበርኩ ንዘለዉ ኣመራርሓ ናይ ኣሰልጠንቲ ስልጠና ኢዩ ዝወሃብ ዘሎ ኢዩ ተባሂሉ።
እቶም…
ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዘሎ ኣወሃህባ ግልጋሎት ትራንስፖርት ተዓዚበን
ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበበ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ሓዊሱ ላዕለዎት ኣመራርሓታት እታ ከተማ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዘሎ ኣወሃህባ ግልጋሎት ትራንስፖርት ተዘዋዊሮም ተዓዚቦም።
እቶም ኣመራርሓታት ኣገልግሎት እናተፀበዩ ዝርከቡ ነበርቲ፣…
መርሃ ግብሪ ኣፍልጦን ምስጋናን ኮማንደር ኣትሌት ደራርቱ ቱሉ ተኻይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ንኣፍሪካ ኢሉ እውን ኢትዮጵያ ኣብ መድረኽ ኦሎምፒክ ብ10 ሺሕ ሜትሮ ኣብ ባርሴሎና በዓልቲ ዋና ፈላማይ መዳሊያ ወርቂ ባለቤት ንዝኾነት ኮማንደር ኣትሌት ደራርቱ ቱሉ መርሃ ግብሪ ኣፍልጦን ምስጋናን ሎሚ መዓልቲ ተኻይዱ።
ኣብቲ ስነ ስርዓት…
ዝሐሸ ፅሬት ዘለዎ ኣገልግሎት ንዘሃቡ 10 ኣገልግሎት ወሃብቲ ትካላት መንግስቲ ፌዴራል ኣፍልጦ ተዋሂቡ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ትካል ሽልማት ፅሬት ኢትዮጵያ ኮሚሽን ሲቪል ሰርቪስ ፌዴሪኢ ብምዃን ዘሰናድኦ መዛዘሚ መደብ ፍሉይ ውድድር ፅሬት ኣገልግሎት ተኻይዱ።
ኣብቲ መርሃ ግብሪ ከይዲ ኣወሃህባ ፅሬቶም ተመዚኑ ዝሐሸ ኣገልግሎት ንዘሃቡ 10 ኣገልግሎት ወሃብቲ ትካላት…
ኣብ ጎንደር መርሃ ግብሪ ምፍላጥ ፕሮግራምን ጎስጓስ መረፃን ፓርቲታት ፖለቲካ ተኻይዱ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ጎንደር መርሃ ግብሪ ምፍላጥ ፕሮግራምን ጎስጓስ መረፃን ፓርቲታት ፖለቲካ ብልፅግና፣ እናትን ኣብንን ተኻይዱ፡፡
ፓርቲ ብልፅግና ክልል ኣምሓራ መርሃ ግብሪ ጎስጓስ መረፃ ኣርባዕቲአን ዞባታት ጎንደር ዘካየደ እንትኸውን፥ ፓርቲ ብልፅግና መበገሲ…