Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ሕውነት ህዘውቢታት ኦሮሞን ሱማሌን ዘጎልብት መድረኽ ዘተ ክካየድ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መድረኽ ዘተ ሰላምን ልምዓትን ክልላት ኦሮሚያን ሱማሌን ሎሚ መዓልቲ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ክካየድ ኢዩ።
ኣብቲ መድረኽ ዘተ ሕውነትን ርክብን ህዝቢታት ክልቲኦም ክልላት ኣብ ምጥንካር ዘተኮረ ከምዝኸውን ተሓቢሩ።
ርክብ ክልቲኦም ክልላት ዘጎልብት…
ሓበራዊ መድረኽ ዘተ ኣቢያተ ምኽሪ ፌዴራል፣ ክልላትን ክልቲአን ምምሕዳር ከተማታትን ኣብ ከተማ ላሊበላ ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓበራዊ መድረኽ ዘተ ኣቢያተ ምኽሪ ፌዴራል፣ ክልላትን ክልቲአን ምምሕዳር ከተማታትን ኣብ ከተማ ላሊበላ ይሳለጥ ኣሎ።
ኣብ ከተማ ላሊበላ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ሓበራዊ መድረኽ ዘተ፥ ሓዱሽ ኣዋጅ ርክብ መንግስታትን ብቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ዝተጀመረ…
ሕብረት ኣውሮፓ ንፕሮጀክት ሓለዋ ብዝሃ ህይወት ቦማ-ጋምቤላ ዝኸውን 4 ነጥቢ 4 ሚሊየን ዩሮ ሓገዝ ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣውሮፓ ንፕሮጀክት ሓለዋ ብዝሃ ህይወት ቦማ-ጋምቤላ ዝኸውን 4 ነጥቢ 4 ሚሊየን ዩሮ ሓገዝ ገይሩ።
እቲ ሓገዝ፥ ኢጋድ ኣብ ደቡብ ሱዳንን ኢትዮጵያን ዝሰርሖ ዶብ ተሳጋሪ ሓለዋ ከባቢ ንምሕጋዝ ዝዓለመ ኢዩ ተባሂሉ፡፡
ዋና ፀሓፊ ኢጋድ…
መድረኽ ዘተ ፎረም ምጥያሽ ምትሕብባር መንግስቲ ክልል ደቡብን ዩኒቨርሲቲታትን ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)መድረኽ ዘተ ፎረም ምጥያሽ ምትሕብባር መንግስቲ ክልል ደቡብን ዩኒቨርሲቲታትን ይሳለጥ ኣሎ።
ኣብቲ ብኣሰናዳእነት ዩኒቨርሲቲ ወላይታ ሶዶ ዝሳለጥ ዘሎ ፎሮም፥ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ደቡብ ኣይተ ርስቱ ይርዳው ከምኡ እውን ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ…
ስደተኛታት ኤርትራ ኣብ ዝርከቡሎም መዓስከራት ማይ ዓይኒን ዓዲ ሓሩሽን ዑደት ተኻይዱ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ስደተኛታት ኤርትራ ኣብ ዝርከቡሎም መዓስከራት ማይ ዓይኒን ዓዲ ሓሩሽን ዑደት ተኻይዱ።
ኣብቲ ዑደት ድማ ብዋና ዳይሬክተር ኤጀንሲ ጉዳያት ስደተኛታትን ካብ ስደት ተመለስቲን ኣይተ ተስፋሁን ጎበዛይን ተወካሊ ላዕለዋይ ኮሚሽን ጉዳያተ ስደተኛታት ውድብ…
ተወሰኽቲ 469 ሰባት ቫይረስኮሮና እንትርከቦም 686 ሰባት ድማ ሒሹዎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ትማሊ ኣብ ልዕሊ 6 ሺሕን 45 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 469 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ።
ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 133 ሺሕን 767 ከምዝበፅሐ…
መድረኽ ዘተ ኣፈ ጉባኤታት ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ኣብ ላሊበላ ክካየድ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መድረኽ ዘተ ኣፈ ጉባኤታት ፌዴራልን ክልላትን ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ኣብ ከተማ ላሊበላ ክካየድ ኢዩ።
ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣይተ ታገሰ ጫፎን ምክትሎም ወይዘሮ ሽታየ ምናለን ትማሊ ላሊበላ ኣቲዮም።
ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን…
ፕሬዚደንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ንዕላዊ ዑደት ስራሕ ናብ ታኒዛኒያ ኣቕኒዐን
ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚደንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ንዕላዊ ዑደት ስራሕ ናብ ታኒዛኒያ ኣቕኒዐን።
እተን ፕሬዚዳንት ኣብ ፃንሒተን፥ ኮሚሽን ናይል ቤዚን ንምጥያሽ ኣብ ዘኽእሉ ጉዳያት ኣመልኪተን ምስ ፕሬዚዳንት ታንዛኒያ ጆሴፍ ማጉፉሊ ክዝትያ ኢየን ዝብል ትፅቢት…
ኣብ ቀረባ እዋን ኢዶም ዝሃቡ ሜጀር ጄኔራል መሓመድ እሻን ብርጋዴር ጄኔራል ሙሉጌታ በርሄን ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቀረባ እዋን ኢዶም ዝሃቡ ሜጀር ጄኔራል መሓመድ እሻን ብርጋዴር ጄኔራል ሙሉጌታ በርሄን ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም።
ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝነበሩን ብጡረታ ብኽብሪ ዝተሰናበቱን ዕጡቕ ሓይሊ ጁንታ ህወሓት ዝመርሑን እናዋግኡ ፀኒሖም ኣብ ቀረባ…
ልዕሊ 750 ነበር ኣባላት ዕጡቓት ህወሓት ፍሉይ ሓይሊ፣ ፖሊስን ሚኒሻን ናይ ተሃድሶ ስልጠና ይወስዱ ኣለው
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥሪ፣ 2013 ዓ ም(ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 750 ነበር ኣባላት ዕጡቓት ፍሉይ ሓይሊ፣ ፖሊስን ሚኒሻን ህወሓት ኣባላት ኣብ ዓፋር ኣዋሽ ኣርባ ናይ ተሃድሶ ስልጠና ይወስዱ ኣለው።
ጉጅለ ህወሓት ኣብ ልዕሊ እዚ ሰሜን ምፍፃሙ ስዒቡ ብዝተገበረ ወፍሪ ሕጊ ብዙሓት ዕጡቓት ነበር ህወሓት…