Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣብ ማይናማር ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ዝነበሩ 53 ኢትዮጵያዊያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) መንግስቲ ዜጋ ተኮር ዲፕሎማሲ ጠመተ ሂቡ ብምንቅስቓስ ኣብ ማይናማር ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ዝነበሩ 53 ኢትዮጵያዊን ናብ ሃገሮም ክምለሱ ምግባሩ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ገሊፁ፡፡
እቶም ኢትዮጵያዊያን ካብ ማዕገትትቲ ወፀኢኦም ኣብ ወተሃደራዊ ካምፕ…
ኣብ ትግራይ ብገበን ዘይሕጋዊ ዝውውር ሰባት ዝተኸሰሰ ውልቀ ሰብ 7 ዓመት ፅኑዕ ማእሰርቲ ተፈሪዱዎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዞባ ሰሜን ምዕራብ ትግራይ ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ብገበን ዘይሕጋዊ ዝውውር ሰባት ዝተኸሰሰ ውልቀ ሰብ ሸውዓተ ዓመት ፅኑዕ ማእሰርቲ ተፈሪዱዎ።
ኣዛዚ ፖሊስ ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ መዓሾ ኣስመላሽ ከምዝገለፁዎ÷ ጎይቶኦም የማነ ለገሰ ዝተብሃለ…
ኣብ ኢንዱስትሪታት ሞጆነ ኣዳማ ዘጋጥመን ምቁርራፅ ሓይሊ ዝነከየ ስራሕ ከምዝተሰርሐ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከተማታት ሞጆን ኣዳማን ዝርከቡ ኢንዱስትሪታት ዘጋጥሞም ምቀርራፅ ሓይሊ ዝነከየ ስራሕቲ መሰረተ ልምዓት ኤሌክትሪክ ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ሪጅን ኣዳማ ኣፍሊጡ።
ኣብተን ከተማታት ንዝርከቡ ኢንዱስትሪታት ዝቐርብ ቀረብ ሓይሊ ዘተኣማምንን…
ጉባኤ ሚኒስትራት ፋይናንስ፣ ልምዓት ኢኮኖሚን ፕላንን ኮሚሽን ኢኮኖሚክ ኣፍሪካ ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 57 ኣህጉራዊ ጉባኤ ሚኒስትራት ፋይናንስ፣ ልምዓት ኢኮኖሚን ፕላንን ኮሚሽን ኢኮኖሚክ ኣፍሪካ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ።
ኣብቲ ጉባኤ፥ ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሰ፣ ኣቦ ወንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ማሕሙድ…
ሕብረተሰብ ንዘልዓሎም ሕቶታት ዝተውሃበ ምላሽ ኣብዚ ሰሙን ከምዝቐርብ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሕብረተሰብ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ኣድሂቡ ንዘልዓሎም ሕቶታት ዝተውሃበ ምላሽ ኣብዚ ሰሙን ከምዝቐርብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣፍሊጡ።
1 መጋቢት 2017 ዓ.ም ኣብ ትምህርቲ፣ ጥዕና፣ ኢኮኖሚያዊ ጉዳያትን ካልኦት ኣፍረይቲ ዓውዲታትን ዘለው…
ኣብ ትግራይ ኣብ ዘለዋ ኣናእሽቱ ከተማታት ኣማራፂ ኢነርጂ ንምስፍሕፋሕ ዝዓለመ ምንቅስቓስ ይካይድ ከምዘሎ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ ዘለዋ ኣናእሽቱ ከተማታት ወረዳ ኣማራፂ ኢነርጂ ንምስፍሕፋሕ ዝዓለመ ምንቅስቓስ ይካይድ ከምዘሎ ቢሮ ማይን ኢነርጅን ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ገሊፁ።
ዳይሬክቶሬት ልምዓት ኢነርጂ እቲ ቢሮ፥ ኣብ ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ…
ፕሮግራም ልምዓታዊ ሴፍትኔትን ተረባሕቲ ፕሮጀክት ስራሕን ተጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንዝተፈላለዩ ማሕበራዊ ፀገማት ዝተቓልዑ 154 ሺሕን 923 ወገናት ተረባሕቲ ዝገበር ፕሮግራም ልምዓታዊ ሴፍትኔትን ተረባሕቲ ፕሮጀክት ስራሕን ተጀሚሩ።
ምክትል ከንቲባን ሓላፊ ቢሮ ኢንዱስትሪን ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ጃንጥራር…
ዓብይ ውድድር ጎደና ኢፍጣርን ቁርኣንን ሎሚ ክካየድ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሃገራዊ ዓብይ ውድድር ጎደና ኢፍጣርን ቁርኣንን ሎሚ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከምዝካየድ ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
እቲ ስነ ስርዓት፥ “ቁርኣን-ፍልፍል ፍልጠትን ሰላምን” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ከምዝካየድ ተገሊፁ።…
ኣብ 2ይ ሓፈሻዊ ጉባኤ ፓርቲ ብልፅግና ኣስተዋፅኦ ንዘበርከቱ ኣካላት መርሃ ግብሪ ኣፍልጦ ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ን5ይ ዓመት ምስረታን 2ይ ሓፈሻዊ ጉባኤን ፓርቲ ብልፅግና ኣስተዋፅኦ ንዘበርከቱ ኣካላት መርሃ ግብሪ ኣፍልጦ ይካየድ ኣሎ።
ኣብቲ መርሃ-ግብር ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣደም ፋራህ ሓዊሱ ላዕለዎት ኣመራርሓ እቲ ፓርቲ፣ ሰብ ሃፍቲ፣ ሓለፍቲ…
339 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)339 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ከምዝተትሓዙ ኮሚሽን ጉምሩኽ ኣፍሊጡ፡፡
ካብ 27 ለካቲት ክሳብ 4 መጋቢት 2017 ዓ.ም ብዝተገበረ ክትትል 281 ነጥቢ 3 ሚሊየን ብር ኣተውቲን 57 ነጥቢ 7 ሚሊየን ብር ወፃእቲን…