Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ጉዳያት መረፃ ጥራሕ ዝዳነዩሎም 21 መጋባእያታት ከምዝተወደቡ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መረፃ ስዒቡ ናብ ቤት ፍርዲ ዝቐርቡ ክትዓት ብፍሉይ ኩነታት ዝተኣናገዱሎም ረቂቕ ደምቢ ዝምልከት መድረኽ ተኻይዱ።
ኣብዚ ዓመት ዝካየድ 6ይ ሃገራዊ መረፃ ስዒቡ ዝለዓሉ ክትዓት ብፍሉይ ኩነታት ዘተኣናኣናግዱ ኣቢያተ ፍርዲ እናተዋደዱ ከምዝኾኑ…
ኣብ ኢትዮጵያ ክታበት ኮቪድ 19 ብዝተሃቀነሉን ዝተዋደደን መልክዑ ይወሃብ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ክታበት ኮቪድ 19 ብዝተሃቀነሉን ዝተዋደደን መልክዑ እናተውሃበ ምዃኑ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ።
እቲ ክታበት ብዝተሃቀነሉ መሰረት ኣብ መላእ ሃገር ብዕዉት ኩነታት ምሃብ ከምዝቐፀለ እውን ገሊፁ፡፡
ክሳብ ሕዚ ብዙሓት ሰብ ሞያታት…
በዓል መዚ ብሮድካስት ኣብ ጉዳይ ድልድል ኣየር ሰዓት ኣመልኪቱ ምስ ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ተዛቲዩ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል መዚ ብሮድካስት ኢትዮጵያን ብሄራዊ ቦርድ መረፃን ምዝገባ ሕፁያት ስዒቡ ንፓቲታት ፖለቲካ ዝወሃብ ድልድል ኣየር ሰዓትከይዲ ከይዲ ድልድል ዝምልከት ልዝብ ኣካይዶም።
ኣብቲ እዋን ዘተ ድማ እቲ በዓል መዚ ንድልድል ኣየር ሰዓትን ጋዜጣን…
ኢትዮጵያ ዘጋጠሙዋ ፀገማት ብምፍታሕ ዝጀመረቶ ልምዓት ሓሊያ ናይ ምቕፃል ዓቕሚ ኣለዋ ኢንስቲትዩት ታሂ ቻይና
ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ዓባይ ሃገር ስለዝኾነት ዘጋጠሙዋ ፀገማት ብምፍታሕ ዝጀመረቶ ልምዓት ሓሊያ ናይ ክትቅፅ ከምትኽእል ሓለፍቲ ስራሕ ትካል ምርምርን ፍልፍል ሓሳብን ኢንስቲትዩት ታሂ ቻይና ገሊፆም።
ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ቻይና ተሸመ ቶጋ ኣብ ቻይና ፅንቶ…
ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል ኣብ ስራሕቲ ፀፅታን ምኽባር ሕጊን ስልጠና ዝወሰዱ 610 ኣባላት ኣመሪቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል ኣብ ስራሕቲ ፀፅታን ምኽባር ሕጊን ስልጠና ዝወሰዱ 610 ኣባላት ኣመሪቑ።
ሎሚ መዓልቲ ዝተመረቑ ኣባላት 6ይ ሃገራዊ መረፃ ኣመልኪቱ ልእሊ ሓደ ወርሒ ናይ ተግባር ስልጠና ዝወሰዱ ከምዝኾኑ ተመልኪቱ።
እቶም ተመረቕቲ ኣብ…
መንግስቲ ምስ ዘይሕጋዊ ጉጅለ ህወሓት ንዝተሓባበሩ ኣካላት ናይ መወዳእታ መተሓሳሰቢ ሂቡ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ምስ ዘይሕጋዊ ጉጅለ ህወሓት ንዝተሓባበሩ ኣካላት ናይ መወዳእታ መተሓሳሰቢ ከምዝሃበ ኣፍሊጡ።
ሕገ መንግስቲን ካልኦት መሰረታዊ ሕጊታት እዛ ሃገርን ብምጥሓስ ኣብ ህወሓት ልዕልነት ዝሓዘ ጉጅለ፣ ኩርዓት ሃገር ኣብ ልዕሊ ዝኾነ ሰራዊት…
338 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)338 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም።
እቶም ዜጋታት ናብ ሃገሮም እምትምለሱ ተወካሊ ዳይሬክቶሬት ጄኔራል ጉዳያት ቆነስላ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ኣቀባብላ ገይሩሎም።
እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ…
ኣብ ዝሓለፉ 8 ኣዋርሕ ብር 2 ነጥቢ 2 ቢሊየን ዝግመት ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሸሞንተ ኣዋርሕ ብር 2 ነጥቢ 2 ቢሊየን ዝግመት ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ከምዝተትሓዙ ሚኒስቴር እቶት ኣፍሊጡ።
ሚኒስትር እቶት ኣይተ ላቀ ኣያሌው፥ኣብ ሸሞንተ ኣዋርሕ በጀት ዓመት 2013 ዓ.ም ብዝተሰርሐ ጥንኩር ቁፅፅር…
ወ/ሮ ዳግማዊት ሞገስ ምስ ኣምባሳደር ስዊድን ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲየን
ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስትር ትራንስፖርት ፌዴሪኢ ወ/ሮ ዳግማዊት ሞገስ ምስ ኣምባሳደር ስዊድን ኣብ ኢትዮጵያ ሃንስ ሄንሪክ ሎንድኪስት ተዛቲየን።
እቶም መራሕቲ፥ ኣብ ዓውዲ ትራንስፖረት ዘሎዉ ፀገማት ንምፍታሕ፣ ዕድላት ንምጥቃም ኣብ ዘኽእሉ ዛዕባታት ከምኡ ውን…
ኢትዮጵያ ኣብ ኣኼባ ሓምለዋይ ልምዓት ካናዳ – ኣፍሪካ ተሳቲፋ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ኣኼባ ሓምለዋይ ልምዓት ካናዳ - ኣፍሪካ ተሳቲፋ።
ኣብ ትሑት ምልቃቕ ካርቦን ዝተደረኸ ኢኮኖሚ ንምህናፅን ለውጢ ከባቢ ኣየር ዝፃወር ስትራቴጂ ልምዓት ንምኽታል ካናዳ ምስ ሃገራት ኣፍሪካ ተሓባቢራ ምስራሕ ትኽእለሎም ኣማራፂታት…