Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣብ ዝሓለፉ 10 ዓመታት ንዓብዪ ግድብ ህዳሰ ዝኸውን 14 ነጥቢ 98 ቢሊየን ብር ካብ ህዝቢ ከምዝተኣከበ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ዝሓለፉ 10 ዓመታት ንዓብዪ ግድብ ህዳሰ ዝኸውን 14 ነጥቢ 98 ቢሊየን ብር ካብ ህዝቢ ከምዝተኣከበ ቤት ፅሕፈት ብሄራዊ ቤት ምኽሪ ኣተሓባባሪ ህዝባዊ ተሳትፎ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ገሊፁ።
እቲ ግድብ ዝተጀመረሉ መበል 10 ዓመት ኣመልኪቱ ካባ…
ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ኣመራርሓታት ብሄራዊ ሰራዊት ምክልኻል ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ኣመራርሓታት ብሄራዊ ሰራዊት ምክልኻል ተዛቲዮም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስቡክ ገፆም ከምዝገለፁዎ፥ እቲ ዘተ ሎሚ መዓልቲ ንጉሆ ከምዝተኻየደ ኢዩ፡፡
ኣብ እዋን እቲ ዘተ፥ ሰራዊት…
ዓለም ለኸ መዓልቲ ዳውንሲንድረም ተኸቢሩ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ መዓልቲ ዳውንሲንድረም (ዝሕታለ ዕቤት ኣእምሮ) ብብርኪ ዓለም ንመበል 10ይ ግዘ ብኢትዮጵያ ድማ ንመበል 6ይ ግዘ ተኸቢሩ።
እቲ መዓልቲ ካብ ደምበል ሲቲ ሴንተር ክሳብ ፋውንዴሽን ኣብ ዘሎ ቦታ ጉዕዞ እግሪ 1 ኪሎ ሜትሮ ብምግባር ኢዩ…
ኣብ ብሄራዊ ፓርክ ጎቦታት ሰሜን ዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ንምቁፅፃር ፃዕሪ ይግበር ኣሎ ተባሂሉ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 መጋቢት ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ብሄራዊ ፓርክ ጎቦታት ሰሜን ዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ንምቁፅፃር ሕብረተሰብ ብምስታፍ ፃዕሪ እናተገበረ ምዃኑ ቤት ፅሕፈት እቲ ፓርክ ኣፍሊጡ።
ሓላፊ ሕብረተሰብን ቱሪምን ኣይተ ታደሰ ይግዛው ከምዝገለፁዎ፥ ትማሊ ካብ ሰዓት 9 ጀሚሩ ኣብ…
ኣብ ሱዳን ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን መንግስቲ ኣብ ትግራይ ዝወሰዶ ስጉምቲ ምኽባር ሕጊ ዝድግፍ ሰልፊ ኣካይዶም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 መጋቢት ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሱዳን ዝነብሩ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን መንግስቲ ኣብ ትግራይ ዝወሰዶ ስጉምቲ ምኽባር ሕጊ ዝድግፍ ሰልፊ ኣካይዶም።
ንሃገሮም ልኣላውነትን ሓድነትን ኣብ ጎኒ መንግስቲ ከምዝኾኑ እውን ገሊፆም።
እቲ ሰልፊ፥ ''ንሃገርና …
ኮሚሸን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ብስሩዕ ስልጠና ፖሊስ ሳይንስ ዘሰልጠኖም 3 ሺሕን 100 ፖሊሳት ኣመሪቑ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሸን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ብስሩዕ ስልጠና ፖሊስ ሳይንስ ዘሰልጠኖም 3 ሺሕን 100 ፖሊሳት ኣመሪቑ።
እቶም ፖሊሳት ብሓሙሽተ ኣዋርሕ ብብቕዓት ኣካል፣ ቴኳንዶ፣ ኣድማ ብተና፣ ወተሃደራዊ ሰልፍን ምርመራ ገበንን ዝሰልጠኑ ኢዮም ተባሂሉ።
ካብ…
ኣብ ልዕሊ 21 ኣባላት ኦነግ ሽኔ ስጉምቲ ከምዝተወሰደ ፖሊስ ኦሮሚያ ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ዝሓለፈ ክልተ ሰሙን ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ክልል ኦሮሚያ በዝተገበረ ስራሕቲ ምኽባር ሕጊ ኣብ ልዕሊ 21 ኣባላት ኦነግ ሽኔ ስጉምቲ ከምዝተወሰደን 96 ተሓባበርቶም ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓሉን ኮሚሽን ፖሊስ ኦሮሚያ ገሊፁ።
ምክትል…
መከፋፈሊ ጣቢያ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ጊንጪ ሎሚ መዓልቲ ተመሪቑ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)8 ነጥቢ 4 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ወፃኢ ዝተገበረሉ መከፋፈሊ ጣቢያ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ጊንጪ ሎሚ መዓልቲ ተመሪቑ።
ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ኣካቢ ቦርድ ኣመራርሓ ስራሕ ሓይሊ ኤሊክትሪክ ኢትዮጵያን ዶክተር ኣብርሃም በላይ…
ናይ ልምዓት ሓሳብ ብምፍልፋል ኢትዮጵያ ብልምዓት ምቕያር ይከኣል ኢዩ-ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ናይ ልምዓት ሓሳብ ብምፍልፋል ኢትዮጵያ ብልምዓት ምቕያር ይከኣል ኢዩ ክብሉ ገሊፆም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ ኣብ ወንጪ ዝህነፅ ፕሮጀክት መኣዲ ንሃገር ብዕሊ ሎሚ መዓልቲ ኣጀሚሮም።
"ከባቢታት…
ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ንሓዳሽ ፕሬዚዳንት ታንዛኒያ መልእኽቲ ደገፍ ኣመሓላሊፈን
ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ንሓዳሽ ፕሬዚዳንት ታንዛኒያ መልእኽቲ ደገፍ ኣመሓላሊፈን።
እተን ፕሬዚዳንት ኣብ ዘመሓላለፍኡ መልእኽቲ፥ እተን ሓዳሽ ፕሬዚዳንት ናብ ስልጣን ምምፅአን ንሃገረን ጥራሕ ዘይኮነስ ነቲ ቀጠና ኢሉውን ንኣፍሪካ ዘለዎ…