Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ ዋና ፈፃሚት ስራሕ ዩ ኤን ኤድስ ተዛቲየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2013(ኤፍቢሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ ዋና ፈፃሚት ስራሕ ዩ ኤን ኤድስ ተዛቲየን።
እተን ፕሬዚዳንት ኣብ ጉዳይ ኤች ኣይ ቪ ኤድስ ምስ ዝሰርሕ ኣካል ውድብ ሕቡራት መንግስታት /ዩኤንኤድስ/ ዋና ፈፃሚት ዋኒ ቢያንዩማን ኢየት ተዛቲየን፡፡
ኣብ ዘተአን ድማ…
ኣብ ዩኒቨርሲቲ ጂማ ሁውከት ፈጢርኩም ብዝብል ዝተኣሰሩ መናእሰይ ብቤት ፍርዲ ናፃ ይበሃሉ እምበር ክሳብ ሕዚ ከምዘይተፈትሑ ኮሰመኢ ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዩኒቨርሲቲ ጂማ ሁውከት ፈጢርኩም ብዝብል ዝተኣሰሩ መናእሰይ ብቤት ፍርዲ ናፃ ይበሃሉ እምበር ክሳብ ሕዚ ከምዘይተፈትሑ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ (ኮሰመኢ) ኣፍሊጡ።
እቲ ኮሚሽን፥ ካብ 6 ለካቲት 2013 ዓ.ም ጀሚሩ ኣብ ቤት ማእሰርቲ…
ርክብ ንግዲ ኢትዮጵያን ጃፓንን ንምምሕያሽ ኣብ ዝሕግዙ መገዲታት ዘድሃበ ዘተ ተኻይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒሰስትር ንግዲን ኢንዱስትሪን ኣይተ መላኩ ኣለበል ምስ ኣምባሳደር ጃፓን ኣብ ኢትዮጵያ ኒቶ ታካኮ ተዛቲዮም፡፡
ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ንግዲን ዘፈር ምፍራይ ኢንቨስትመንትን ርክብ ኢትዮጵያን ጃፓንን ንምምሕያሽ ኣብ ዝሕግዙ መገዲታት ዘድሃበ ዘቲዮም፡፡…
30 ሰባት ብዘይሕጋዊ መገዲ እናተዘዋወሩ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢሲ)ኣብ ዞባ ማእኸል ጎንደር ዞን ወረዳ ታሕታይ ኣርማጭሆ ብዘይሕጋዊ መገዲ እናተዘዋወሩ 30 ሰባት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም።
መነሻውን ከጎንደር ከተማ ምዕራብ አርማጭሆ ወረዳ አብራሃጅራ ከተማ ባደረገ አይሱዙ የጭነት ተሽከርካሪ ሸራ በማልበስ ወደ…
ባልደራስን ኣብንን ምትሕብባር ፖለቲካ ብምፍጣር ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ከቲሞም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 መጋቢት ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ባልደራስ ንሓቀኛ ዴሞክራሲ(ባልደራስ)ን ብሄራዊ ምንቅስቓስ ፓርቲ ኣምሓራ(ኣብን)ን ምትሕብባር ፖለቲካ ብምፍጣር ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ከቲሞም።
እቶም ፓርቲታት ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ኢትዮጵያ ካብ ፅንፈኛ ሓይሊታትን…
ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ኣብ ትካላት ፅርየት ዘለዎ ፍርያትን ኣገልግሎትን ምቕራብ ከምዝግባእ ተዛሪበን
ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ኣብ ትካላት ትካላት ፅርየት ዘለዎ ፈርያትን ኣገልግሎትን ምቕራብ ከምዝግባእ ተዛሪበን።
እተን ፕሬዚዳን ምስ ኣባላት ቦርድ ትካል ፅርየት ህያብ ኢትዮጵያ ተዛቲየን።
ኣብቲ ዝተገበረ ዘተ፥ እቲ ትካል ይገብሮም ብዛዕባ ዘለዉ…
ናብ ክፍሊ ፅኑዕ ሕክምና ዘኣትዉ ዜጋታት ቁፅሪ ምውሳኹ ስዒቡ ሕፅት መተንፈሲ መሳርሒ ኣዚዩ መተሓሳሳቢ ኮይኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢሲ)ብሕማም ቫይረስኮሮና ተታሒዞም ናብ ክፍሊ ፅኑዕ ሕክምና ዘኣትዉ ዜጋታት ቁፅሪ ምውሳኹ ስዒቡ ሕፅት መተንፈሲ መሳርሒ ኣዚዩ መተሓሳሳቢ ከምዝኾን ሓለፍቲ ማእኸላት ሕክምና ኮሮና ተዛሪቦም።
ካብ ሕፅረት መሳርሒታት ሓሊፉ ድማ ዘለዉ መለዋወጢ ኣቑሑት…
ኣብ ላስቬጋስ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ኣብ ልዕሊ ሃገሮም ዝግበር ዘይተገበአ ዲፕሎማሲያዊ ፅዕንቶ ብምቅዋም ሰልፊ ኣካይዶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2013(ኤፍ ቢሲ)ኣብ ላስቬጋስ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ብሓደ ሓደ ኣካላት መውፃእቲን ኣፈፀምቲን ሕጊ ኣሜሪካ ዝግበር ዘይተገበአ ዲፕሎማሲያዊ ፅዕንቶ ብምቅዋም ሰልፊ ኣካይዶም።
ኢትዮጵያውያን፣ ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ፈተውቲ ኢትዮጵያን ኣብ ዝገበሩዎ ሰልፊ፥ ጉጅለ ህወሓት…
ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ብሕልፈት ፕሬዚዳንት ታንዛኒያ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2013(ኤፍ ቢሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ብሕልፈት ፕሬዚዳንት ታንዛኒያ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒሰስትር፥ ንህዝቢን መንግስቲን ታንዛኒያ ምፅንዕናዕ ተመኒዮም፡፡
ጆን ማጉፉሊ ትማሊ ለይቲ ህይወቶም ከምዘሓለፈ ምክትል ፕሬዚዳንት እታ ሃገር…
ክርክር ምርጫ ንምግባር ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ሓዊሱ 11 ትካላት ተሓሪየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ክርክር ምርጫ ንምግባር ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ሓዊሱ 11 ትካላት ከምዝተሓረያ ብሄራዊ ቦረድ ምርጫ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
ብመሰረት እዚ፦
1 ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
2 ቴሌቪዥን ኣሃዱ
3 ኦሮሚያ ብሮድካስቲንግ ኔትዎርክ
4…