Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ፕሬዚዳንት ቱርኪ ሃገሮም ምስ ኢትዮጵያ ንዘለዋ ርክብ ልዑል ቦታ ከምእትህብ ገሊፆም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ሚያዝያ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ቱርኪ ሬሲፕ ጣይብ ኤርዶጋን ሃገሮም ምስ ኢትዮጵያ ንዘለዋ ርክብ ልዑል ቦታ ከምእትህብ ገሊፆም።
እቶም ፕሬዚዳንት ነዚ ዝበሉ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ቱርኪ ኣደም መሓመድ ንፕሬዚዳንት ሬሲፕ ጣይብ ኤርዶጋን ናይ ሹመት ደብዳቤኦም ኣብ…
ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2021 ዓመት ጥዕናን ክንክንን ሰብ ሞያታት ተባሂሉ ተሰይሙ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድብ ጥዕና ዓለም ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2021 ዓለም ለኸ ዓመት ጥዕናን ክንክንን ሰብ ሞያታት ክብል ሰይሙዋ።
ኢትዮጵያ እውን ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተኻየደ መድረኽ እቲ ዓለም ለኸ መዓልቲ ጥዕናን ክንክንን ሰብ ሞያታት ብዕሊ ኣጀሚራ።
እቲ…
ናይ መወዳእታ ሃነፅቲን ሓለውቲን ዴሞክራሲ ባዕልና ኢትዮጵያውያን እምበር ፈተውትና ኣይኮኑን – ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ፕሬዚዳንታት ክልልን ኣመራርሓታት ቦርድ መረፃን ሳምንታዊ ገምጋም ቅድመ መረፃ ኣካይዶም።
ኣብቲ ዘተ ድማ ምዝገባ መረፅቲ ብፅቡቕ ኩነታት እናተኻየደ ከምዝኾነ ተሓቢሩ።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ…
ኣይተ ደመቀ ኮንን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኮሞሮስ ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ ኮንን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኮሞሮስ ዱዋሂር ዱልካማል ተዛቲዮም።
እቲ ዘተ፥ ኣብ ጉዳይ ርክብ ክልቲን ሃገራትን ሰለስተኣዊ ከይዲ ድርድር ግድብ ህዳሰን ዘድሃበ ከምዝነበረ…
ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ መዓልቲ ሓርበኛታት ኣመልኪቶም መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ መዓልቲ ሓርበኛታት ኣመልኪቶም መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ መልእኽቶም፥ እቲ መዓልቲ ጀጋኑ ሓርበኛታት ንኢትዮጵያውያ ካብ ሓሙሽተ ዓመት ወራር ጣሊያን…
6ይ ሃገራዊ መረፃ ውፅኢታዊን ተኣማኒን ንኽኸውን ግደ መራኸብቲ ሓፋሽ ዕዙዝ ክኸውን ከምዝግባእ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)"ግደ መራኸብቲ ሓፋሽ ኣብ 6ይ ሃገራዊ መረፃ" ብዝብል ርእሲ ምስ መዳርግቲ ኣአካላት መድረኽ ዘተ ተኻይዱ።
ኣብቲ መድረኽ ዘተ ዝተረኸባ ሚኒስትር ዲኤታ ሚኒስቴር ሰላም ወይዘሮ ወርቅነሽ ብሩ፥ ኢትዮጵያ ኣብዚ ዓመት ተካይዶ መረፃ ተኣማኒ፣ ግልፂን…
ነበር ሚሽነር ኮሚሽን ፖሊስ ክልል ኣምሓራ ኣበረ ኣዳሙ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈሊዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ነበር ሚሽነር ኮሚሽን ፖሊስ ክልል ኣምሓራ ኣበረ ኣዳሙ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈሊዮም።
ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ካብ እሙናት ፍልፍል ሓበሬታታት ከምዘረጋገፆ፥ ነበር ሚሽነር ኮሚሽን ፖሊስ ክልል ኣምሓራ ኣበረ ኣዳሙ ብዘጋጠሞም ሃንደበታዊ ሕማም…
ቢሮ ትራንስፖርት ኣዲስ ኣበባ ምልባዕ ቫይረስኮሮና ንምቕናስ ተሽከርከርቲ ዘሳፍርኡ ቁፅሪ ሰብ ዝቕንስ መምርሒ ኣሰናዲኡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዚያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቢሮ ትራንስፖርት ኣዲስ ኣበባ ምልባዕ ቫይረስኮሮና ንምቕናስ ተሽከርከርቲ ዘሳፈርኡ ቁፅሪ ሰብ ዝቕንስ መምርሒ ኣሰናዲኡ።
እቲ ሓዱሽ መምርሒ ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ተግባራዊ ዝግበር እንትኾን፥ ኩለን ኣገልግሎት ህዝቢ ዝህባ ተሽከርከርቲ ቁፅሪ…
መዓልቲ ሓርበኛታት ኢትዮጵያ “ኢትዮጵያውያን ነኒባዕሎም ስለዘይስማዕምዑ ዝደለኹዎ ክፍፅም ኢየ” ኢሉ ብጉራ ዝመፅአ ፀላኢ አሕሮም ዝመለሱሉ ኢዩ – ኣፈ…
ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)”ህብረ ብሄራዊ ሓድነት ዝተንፀባረቐሉን ኢትዮጵያን ምስ ሙሉእ ክብራ ሓሊዮም ንተተካኢ ወለዶ ዘመሓላለፉ ጀጋኑ ንዝክረሉ መበለ 80 ዓመት በዓል ሓርበኛታት ንብሄራት፣ ብሄረሰባትን ሕዝቢታትን ኢትዮጵያ ፍሉይ ትርጉም ኣለዎ” ክብሉ የፌዴሬሽን ኣፈ-ጉባኤ…
ኢትዮጵያ ንምድሓን ኩሉ ሰብ ሓድነት ክህልዎ ኣለዎ – ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሓይሊታት ምክልኻል ሃገር ጄኔራል ብርሃኑ ጁላ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዚያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ካብ ዝኾነ ይኹን እዋን ንላዕሊ ውሽጣዊን ግዳማዊን ፀላእቲ ግምንባር ፈጢሮም ዝተበገሱላ ሃገር ብምዃና ነታ ሃገር ንምድሓን ኩሉ ሰብ ሓድነት ክህልዎ ኣለዎ ከብሉ ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሓይሊታት ምክልኻል ሃገር ጄኔራል ብርሃኑ ጁላ ተዛሪቦም።…