Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ቤት ምኽሪ ክልል ኣምሓራ ሰንደቕ ዓላማ እቲ ክልል ንምቕያር ዝቐረበ ኣዋጅ ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መጋቢት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ኣምሓራ ሰንደቕ ዓላማ እቲ ክልል ንምቕያር ዝቐረበ ኣዋጅ ኣፅዲቑ። ኣብ ቀፃሊ 6 ኣዋርሕ ኣብ መፅናዕቲ ተደሪኹ ታሪኽን ስነ ልቦናን ህዝቢ ኣምሓራ ዘንፀባርቕ ሰንደቕ ዓላማ ተዳሊዩ ተግባራዊ ንክግበር እቲ ቤት ምኽሪ ወሲኑ። ነባር…

ክታበት ቫይረስ ኮሮና ብብርኪ ሃገር ምሃብ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 መጋቢት ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ክታበት ቫይረስ ኮሮና ብብርኪ ሃገር ሎሚ መዓልቲ ምሃብ ተጀሚሩ። እቲ ክታበት ኣብ ሆስፒታል ኮተቤ ኤኮ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ኣብ ዝተረኸብሉ ኢዩ ተጀሚሩ። ኣብቲ ስነሰርዓት ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ፣ ተወከልቲ ውድብ ሕቡራት…

ምክትል ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ክታበት ፀረ ኮቪድ19 ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብዕሊ ኣጀሚረን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ክታበት ፀረ ኮቪድ19 ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከፍለ ከተማ ኣዲስ ወረዳ 10 ብዕሊ ሎሚ መዓልቲ ኣጀሚረን። እተን ምክትል ከንቲባ እቲ ለበዳ ኣብ ኢትዮጵያ ካብ ዝኣቱ ጀሚሩ ቅድመ ገንባር ብምዃን ነቲ ሕማም ዝከላኸሉን…

ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ኣምባሳደራት ጃፓንን ደቡብ ኮሪያን ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒሰትር ጉዳያት ወፃኢን ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ኣምባሳደራት ጃፓንን ደቡብ ኮሪያን ተዛቲዮም። እቲ ዘተ ኣብ ክልቲኣዊ ርክብ እተን ሃገራትን እዋናዊ ኩነታትን ዘድሃበ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ምስ ኣምባሳደር ደቡብ ኮሪያ…

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ናብ ሃዋሳ ኣምሪሖም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ናብ ሃዋሳ ኣቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ሃዋሳ ንትበፅሑ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሲዳማ ኣይተ ደስታ ሌዳሞ ሓዊሱ ዓበይቲ ዓዲ፣ ነበርቲ ኣቀባብላ ገይረሙሎም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ንዝተገበረሎም ኣቀባብላ…

ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፊንላንድ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 መጋቢት ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፊንላንድ ፔካ ሃቪስቶ ተዛቲዮም። እቶም መራሕቲ ኣብ ኢትዮጵያን ምብራቕ ኣፍሪካን ዘሎ ሓፈሻዊ ኩነታት ብዝምልከት ተላዚቦም። ኣብ ትግራይ…

ናይ ሓሶት ደረሰይ ብምክፍፋል እናደናገሩ ዝነበሩ 42 ትካላት ከምዝተፈለዩ ሚኒስቴር እቶት ኣፍሊጡ

አዲስ አበባ ፣ መጋቢት 3 ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ሓሶት ደረሰይ ብምክፍፋል እናደናገሩ ዝነበሩ 42 ትካላት ከምዝተፈለዩ ሚኒስቴር እቶት ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስቴር፥ ኣብ ዘሓለፉ ሸውዓተ ኣዋርሕ ብናይ ሕሶት ደረሰይ እናደናገሩ ዝነበሩን ብመፅናዕቲ ዝተፈለዩን ትካላት ከምዝኾኑ ገሊፁ፡፡ ካብ…

ኢትዮጵያውያን ሙሁራት ኣብ ውሽጣዊ ጉዳያት ኢትዮጵያ ኢድ ንምእታው እናተገበረ ዝርከብ ምንቅስቓስ ዝቃወም ደብዳበ ናብ ቤት ምኽሪ ፀፅታ ውድብ ሕቡራት መንግስታት…

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ትውልደ ኢትዮጵያውያን ሙሁራት ኣብ ውሽጣዊ ጉዳያት ኢትዮጵያ ኢድ ንምእታው እናተገበረ ዝርከብ ምንቅስቓስ ዝቃወም ደብዳበ ናብ ቤት ምኽሪ ፀፅታ ውድብ ሕቡራት መንግስታት፣ ሕብረት ኣውሮፓን ሩሲያን ምእታዎም ገሊፆም። ኣብ ጀርመን ከተማ በርሊን…

ቤት ምኽሪ ሕብረት ኣውሮፓ ንስራሕቲ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰል ኢትዮጵያ ሓገዝ ከምዝገብር ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ ) ቤት ምኽሪ ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ጉዳይ ኢትዮጵያ ኣመልኪቱ ኣብ ዘካየዶ ናይ መጠቓለሊ ኣኼባ ንስራሕቲ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰል ኢትዮጵያ ሓገዝ ገይሩ። እቲ ቤት ምኽሪ ብፍላይ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰል ንዘቕርቦም ዝርዝር ሓበሬታታት ከምኡ እውን ተግባራዊ…

ኣብ ከተማ ሰበታ 242 ሺሕ 605 ናይ ዝተፈላለያ ሃገራት ገንዘብ ተታሒዙ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 መጋቢት ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ፖሊስ ምምሕዳር ከተማ ሰበታ 242 ሺሕ 605 ናይ ዝተፈላለያ ሃገራት ገንዘብ ከምዘሓዘ ኣፍሊጡ፡፡ እቲ ገንዘብ አብ መንበሪ ገዛ ውልቀ ሰብ ብዝተገበረ ፍተሸ ከምዝተትሓዘ ሓላፊ ኮሙዩኒኬሽን መምርሒ ፖሊስ ዲቪዢን እቲ ምምሕዳር ኮማንደር…