Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ፕሮጀክት ልምዓት መስኖ ኣጅማ ጫጫ ብዕሊ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ከልል ኣምሓራ ዞባ ሰሜን ሸዋ ፕሮጀክት ልምዓት መስኖ ኣጅማ ጫጫ ብዕሊ ተጀሚሩ። ነቲ ፕሮጀከት ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ኣይተ ኣገኘሁ ተሻገርን ሚኒስትር ማይ፣ መስኖን ኢነርጂን ዶክተር ኢንጂነር ስለሺ በቀለን ብዕሊ ኣጀሚረምዎ። እቲ…

270 ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 01  ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓሙሽተ ህፃናት ሓዊሲ 270 ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ተወካሊ ዳይሬክቶሬት ጄኔራል ጉዳያት ቆነስላ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ብምርካብ ኣቀባብላ ገይረሙሎም። 337 ዜጋታት አወን ካብ ሪያድ ከምዝተመለሱ ካብ…

ዋና መራሒ ጥፍኣት እቲ ጁንታ ስብሓት ነጋ ኣብ ቁፅፅር ውዒሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ስትራቴጂስት ጥፍኣትን ዋና መራሒ እቲ ጁንታን ስብሓት ነጋ ሓዊሱ ካልኦት ኣመራርሓ እቲ ጉጅለ ጥፍኣት ኣብ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ገሊፁ። ኣብ ሃገርና ኣብ ዝሓለፉ 27 ዓመታት ሰትራተጂ ምትርማስ ዝመርሐን ስትራቴጂ ዝሓንፀፀን…

ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ካብ ወለድ ናፃ ዝኾነ 200 ሚሊየን ዶላር ልቓሕ ሓዊሱ ስምምዓትን ረቂቕ ኣዋጃትን ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ታሕሳስ ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘሳለጦ መበል 94 ስሩዕ ኣኼቡኡ ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ብምዝታይ ውሳነ ኣመሓላሊፉ።   እቲ ቤት ምኽሪ ብቐዳምነት ኣብ መማሓየሺ ረቂቕ ኣዋጅ ምውፋር ስራሕ ወፃኢ ሃገር ኢትዮጵያ…

ቀዳማይ ምዕራፍ ህንፀት ፓርክ ኣግሮ ኢንዱስትሪ ቡሬ 96 ሚኢታዊ በፂሑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ምዕራፍ ህንፀት ፓርክ ኣግሮ ኢንዱስትሪ ቡሬ 96 ሚኢታዊ ከምዝበፅሐ ተገሊፁ። ፓርክ ኣግሮ ኢንዱስትሪ ቡሬ፥ ኣብ መቀነባበሪ ኢንዱስትሪ ስጋ፣ ኣትክልቲን ፍረምረን፣ ኣእኻል ዘይቲ፣ መዓርን ውፅኢታት ፀባን ንዝዋፈሩ ሰብ ሃፍቲ ንምቕባል…

ጎንፂ መተከል ህንፀት ግድብ ህዳሰ ንምትእጉጓል ዝዓለመ ከምዝኾነ ብምግንዛብ ንመፍትሒኡ ምስራሕ ይግባእ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ) ጉባኤ ትካላት ሃማኖት ሃይማኖትን ጥምረት መማኸርቲ ዓበይቲ ዓዲን ምስ ዓበይቲ ዓዲ ክልል ቤኒንሻንጉል ጉሙዝ ኣብ ከተማ ኣሶሳ ተዛቲዮም፡፡ ተወካሊ እቶም ሽማግለታት ሻለቃ ሃይለ ገብረስላሰ፥ ክልል ቤንሻንጉል ጉሙዝ ዓሸራ ኢትዮጵያውያን ዝዓረፈሉ…

ጋዜጠኛታት ድምፂ ወያነ (DW international) መደብ ቋንቋ ኦሮሚኛ ንህዝቢ ይቕሬታ ሓቲቶም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ጋዜጠኛታት ድምፂ ወያነ (DW international) መደብ ቋንቋ ኦሮሚኛ ንህዝቢ ይቕሬታ ሓቲቶም። ልሳን እቲ ጉጅለ ጁንታ ዝነበረ ቴሌቪዥን ድምፂ ወያነ፥ ኣብቲ ጣቢያ ቅድሚ ኣዋርሕ ፈነወ ቋንቋ ኦሮሚኛ ብምጅማር ናይ ሓሶት ዜናታትን ብመርህ…

ሱዳን ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ጉዳይ ዶብ ብዲፕሎማሲያዊን ብዘተን ንኽትፈትሕ ደቡብ ሱዳን ኣተሓሳሲባ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳን ሳልቫ ኪር ሱዳን ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ጉዳይ ዶብ ብዲፕሎማሲያዊን ብዘተን ንኽፈትሕ ኣተሓሳሲቦም። ፕሬዚዳንት ሳልቫኪር ኣብ ሉኣላዊ ቤት ምኽሪ ሱዳን ኣባል ብዝኾኑ ሻምስ ል ዲን ካባሺ ዝተመርሐ ልኡኽ ናብ ቤት ፅሕፈቶም…

ኣብ ምክልኻል ኮቪድ-19 ዘተኮረ ወፍሪ ካብ 3 ጥሪ 2013 ዓ.ም ጀሚሩ ንሽዱሽተ ኣዋርሕ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምክልኻል ኮቪድ-19 ዘተኮረ ወፍሪ ካብ 3 ጥሪ 2013 ዓ.ም ጀሚሩ ንሽዱሽተ ኣዋርሕ ከምዝካየድ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ሚኒስቴር ጥዕና ፌዴሪኢ ኣብቲ ጉዳይ ኣድሂቡ ምስ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ተዛቲዩ። ንሽዱሽተ ኣዋርሕ ዝፀንሕ እቲ…

ኤምባሲ ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ኣሜሪካ ኣብ ኣፀጋሚ ሰዓት ኣብ ዝነበረትሉ እዋን ሓገዞም ንዘርኣዩ ኢትዮጵያውያን ምስጋና ኣቕሪቦም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)“ኣብ ካፒቶል ሂል መጥቃዕቲ ኣብ ዝተፈፀመሉ ኣፀጋሚ ሓገዞም ንዘርኣዩ ኢትጵያውያን ምስጋና ይብፃሕኹም” ክብሉ ኣምባሳደር ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ማይክ ራይነር ገሊፆም። ኮንግረስ ኣሜሪካ ቆፀራ ድምፂ ተመረፅቲ መረፅቲ ብምዝዛም ጆ ባይደንን ካማላ…