Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

441 ተወሰኽቲ ሰባት ቫይረስኮሮና እንትርከቦም 47 ሰባት ድማ ድሒኖምም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ታሕሳስ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 4 ሺሕን 670 ዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ 441 ሰባት ቫይረስኮሮና ከምዝተረኸቦም ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ኣብ ኢትዮጵያ ብሓፈሻ ብዝተገበረ ምርመራ እቲ ቫይረስ ዝተረኸቦም ሰባት ቁፅሮም 127 ሺሕን 227 በፂሑ።…

91 ዜጋታት ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ታሕሳስ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሊባኖስ ይነብሩ ዝነበሩ 91 ኢትዮጵያውያን ዜጋታት ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። እቶም ዜጋታት ኣብ ሊባኖስ ብዘይ ሕጋዊ ሰነድ ይነብሩ ከምዝነበረ ተሓቢሩ። ቤት ፅሕፈት ቆንስላ ሊባኖስ ጉዳዮም ኣብ መንግስቲ ሊባኖስ ምስ ኣፈፀመ ሎሚ መዓልቲ ናብ…

9 ኣባላት ጉጅለ ህውሓት ኣብ ቁፅፅር ዉዒሎም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ) ሓላፊ መምርሒ ወፍሪ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ብ/ጄኔራል ተስፋዬ  ኣያሌው ከምዝበልዎ  9 ኣባላት ጉጅለ ጁንታ ህውሓት ኣብ ቁፅፅር እንትውዕሉ ኣርባዕተ ድማ ስጉምቲ ተወሲዱሎም ኣሎ። ብመሰርት እዚ፥ 1.  ኣቐባሊ ቃል እቲ ጁንታ ሴኩቱሬ…

ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 545 ሰባት ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ታሕሳስ፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 5 ሺሕን 801 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 545 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 126 ሺሕን 786…

135 ኢትዮጵያውያን ካብ ኦማን ናብ ሃገሮም  ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ) 135 ኢትዮጵያውያን ካብ ኦማን ናብ ሃገሮም  ትማሊ ከምዝተመለሱ ቤት ፅሕፈት ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ። ተወካሊ ዳይሬክቶሬት ጄኔራል ጉዳያት ቆንስላ እቲ ሚኒስቴር ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ብምርካብ ኣቀባብላ ገይረሙሎም።…

በዓል ልደት ኢየሱስ ክርስቶስ ብኩሎም ሰዓብቲ እምነት ክርስትና ሎሚ መዓልቲ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ልደት ኢየሱስ ክርስቶስ ብኩሎም ሰዓብቲ እምነት ክርስትና ሎሚ መዓልቲ ብድሙቕ ኩነታት ይኽበር ኣሎ። እቲ በዓል ኣብ መላእ ኢትዮጵያ ኢዩ ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊን ባህላዊን ስነ ስርዓታት ዝኽበር ዘሎ። ኣቦታት ሃይማኖት በዓል ልደት እየሱስ…

ፕሬዚዳንት ሳህለ ወርቅ ዘውዴ መልእኽቲ ሰናይ ትምኒት በዓል ልደት ኣመሓላሊፈን

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ታህሳስ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለ ወርቅ ዘውዴ መልእኽቲ ሰናይ ትምኒት በዓል ልደት ኣመሓላሊፈን። ምክእል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ፍድሪኢ ኣይተ ደመቀ መኮነን መልእኽቲ ሰናይ ትምኒት በዓል ልደት ኣመሓላሊፎም። እተን ፕሬዚዳንት ንመላእ…

ኣይተ ደመቀ መኮነን መልእኽቲ ሰናይ ትምኒት በዓል ልደት ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ታህሳስ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ምክእል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ፍድሪኢ ኣይተ ደመቀ መኮነን መልእኽቲ ሰናይ ትምኒት በዓል ልደት ኣመሓላሊፎም። ኣብ ውሽጢ ዓዲን ወፃኢን ንዝነብሩ ሰዓብቲ እምነት ክርስትና ኢትዮጵያውያን ርሑስ በዓል ልደት ንክኾነሎም እምነ እውን…

ኢትዮጵያን ሱዳንን ኣብ ጉዳይ ዶብ ናይ ሓባር መፍትሒ ንምምፃእ ዝተፈራረማሉ ስምምዕነት ብወገን ሱዳን ተጣሒሱ – ኮሚሽን ዶብ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ታህሳስ ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትዮጵያን ሱዳንን አብ ጉዳይ ዶብ ናይ ሓባር መፍትሒ ንምምፃእ ዝተፈራረማሉ ስምምዕነት ብወገን ሱዳን ተጣሒሱ ክብሉ ኣባላት   ኮሚሽን ዶብ ኢትዮ ሱዳን ገሊፆም። ብወገን ኢትዮጵያ ዝተወከሉ ኣባላት እቲ ኮሚሽን ሎሚ መዓልቲ መግለፂ ሂቦም።…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፤ 28 ታህሳስ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ በዓል ልደት ኢግዚእነ እየሱስ ክርስቶስ ምኽኒያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር አብዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ሎሚ ዘበን እነኽብሮ ዘለና በዓል ልደት ዘሕለፍናዮ ፈታኒ ተጋድሎን…