Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
200 ልዑል ናይ ምዕባይ ዓቕሚ ዘለዎም ሓሳባት ንግዲ ፈጠራ ንምብቃዕ ውድድር ተዳሊዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝቕፅሉ ሰለስተ ዓማውቲ 200 ልዑል ናይ ምዕባይ ዓቕሚ ዘለዎም ሓሳባት ንግዲ ፈጠራ ንምብቃዕ ዝዓለመ ሃገር ለኸ መርሃ ግብሪ ውድድር ኮሚሽን ፈጠራ ዕድል ስራሕ ምስ ማስተርካርድ ፋውንዴሽን ብምትህብባር ከምዝተዳለወ ተገሊፁ።
ውድድር ብሩህ…
ኣብ ጥሕሰት ሲቪል፣ ፖለቲካዊን ሰብኣዊን መሰላት ተቓላዕቲ ዝኾኑ ክፋላት ሕብረተሰብ ዘድሃበ ዘተ ተሳሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጥሕሰት ሲቪል፣ ፖለቲካዊን ሰብኣዊን መሰላት ተቓላዕቲ ዝኾኑ ክፋላት ሕብረተሰብ ዘድሃበ ዘተ ምክያዱ ላዕለዋይ ዓቃቢ ሕጊ ፌዴራል ኣፍሊጡ።
እቲ ዘተ ኣብ ረቂቕ ሰነድ ሳልሳይ ናይ ተግባር መርሃ ግብሪ ብሄራዊ ሰብኣዊ መሰል ትኹረት ዝገበረ…
በዓል ልደት እንትነኽብር ባርዕ ሓዊን ሃንደበታዊ ሓደጋታትን ከይፍጠሩ ጥንቃቐ ምግባር የድሊ – ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረተሰብ በዓል ልደት እንተኽብር ባርዕ ሓዊን ሃንደበታዊ ሓደጋታትን ከይፍጠሩ ጥንቃቐ ምግባር ከምዘድሊ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ሓደጋ ባርዕ ሓዊን ሃንደበታዊ ሓደጋታትን ኣተሓሳሲቡ።
መራሒ ጉጅለ ርክብ ህዝቢ እቲ ኮሚሽን ኣይተ ጉልላት ጌታነህ፥…
ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ለውጢ ናይ ማእኸል ተዋሳኣይነትን ናይ ጫፍ ተዓዛብነትን ዘትረፈ ኢዩ-ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ለውጢ ናይ ማእኸል ተዋሳኣይነትን ናይ ጫፍ ተዓዛብነትን ዘትረፈ ኢዩ ክብላ ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን።
ተሳትፎን ተረባሕነትን ደቂ ኣንስቲዮ ዘለዎ ሐዚ ዘሎ ኩነታት ብዝምልከት ምስ ኣወዳድባ ደቂ ኣኒስትዮ ዘተ ተገይሩ።
ኣብቲ…
በዓል ልደት ብዘይምንም ፀገም ፀፅታ ንክኽበር ዘኽእል ቅድመ ምድላው ከምዝገበረ ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ ፣27 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)በዓል ልደት ብዘይምንም ፀገም ፀፅታ ንክኽበር ዘኽእል ቅድመ ምድላው ከምዝገበረ ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ።
ዳይሬክተር ዳይሬክቶሬት ርከብ ህዝቢ እቲ ኮሚሽን ኮማንደር ፋሲካ ፋንታ ከምዝበልዎ፥ ኣብ ዝተፈለላዩ ከባቢታት እታ ከተማ ምስ ዝርከቡ…
ውፅኢት ክልላዊ ፈተና ተምሃሮ 8ይ ክፍሊ ክልላት ኦሮሚያ ኣምሓራን ዕላዊ ኮይኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ውፅኢት ክልላዊ ፈተና ተምሃሮ 8ይ ክፍሊ ክልላት ኦሮሚያ ኣምሓራን ዕላዊ ኮይኑ።
ብምኽንያት ለበዳ ቫይረስ ኮሮና ደንጉዩ ኣብዚ ዓመት ዝተውሃበ ክልላዊ ፈተና 8ይ ክፍሊ ውፅኢቱ ዕላዊ ከምዝኾነ ቢሮ ትምህርቲ ክልቲአን ክልላት ኣፍሊጦም፡፡
ኣብ…
ነበርቲ ዞባ ምዕራብ ወለጋ ወረዳ ቦጂ ዲርመጂ ንኦነግ ሽኔ ኣውጊዞም
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበርቲ ዞባ ምዕራብ ወለጋ ወረዳ ቦጂ ዲርመጂ ኦነግ ሽኔ ኣብ ልዕሊ ህይወት ሰብን ንብረትን ንዘብፅሖ ጥፍኣት ኣውጊዞም።
ኣመሓዳሪ እታ ወረዳ ኣይተ ጨነቀ ቡልቻ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ዘግናኒ ተግባር ይፍፅም ምህላዉ ብምግላፅ፥ እቲ ሕብረተሰብ ነቲ ጉጅለ…
ኣብ ወታደራዊ መሰልጠኒ ሁርሶ እናሰልጠኑ ዝነበሩ ምልምል ወታደራት ስነ-ስርዓት ምረቓ ተኻይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ወታደራዊ መሰልጠኒ ሁርሶ እናሰልጠኑ ዝነበሩ ምልምል ወታደራት ስነ-ስርዓት ምረቓ ተኻይዱ።
ኣብቲ መርሃ ግብሪ ኣዛዚ ማእኸል ምኽባር ሰላም ሰራዊት ምክልኻል ሌተናል ጄኔራል ደስታ ኣብቼ ሓዊሱ ላዕለዎት ወታደራዊ ኣመራሓታት፣ ፃውዒት ዝተገበረሎም…
ኢትዮጵያ ንኣፈላላይ ዶብ ኢትዮጵያን ሱዳንን ኲናት መፍትሒ ኣይኮነን ኢላ ከምተኣምን ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ ገሊፆም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ንኣፈላላይ ዶብ ኢትዮጵያን ሱዳንን ኲናት መፍትሒ ኣይኮነን ኢላ ከምተኣምን ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ ገሊፆም።
እቶም ኣቐባሊ ቃል ኣብ ዘሃቡዎ ሰሙናዊ መግለፂ፥ ምስ ዶብ ኢትዮጵያን ሱዳንን ተተሓሒዙ ዘሎ…
ብገበን ኽሕደት ሃገር ተጠርጢሮም ትእዛዝ ማእሰርቲ ወፂኡሎም ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ዝወዓሉ ኣመራርሓታትን ጦር መኮንናትን ምርመራ እናተገበረሎም ከምዝኾነ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ እዋናት ብገበን ኽሕደት ሃገር ተጠርጢሮም ትእዛዝ ማእሰርቲ ወፂኡሎም ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ዝወዓሉ ኣመራርሓታትን ጦር መኮንናትን ምርመራ እናተገበረሎም ከምዝኾነ ኮሚሽን ፖሊስ ፈፌዴራል ኣፍሊጡ።
ሰራዊት ምክልኻል ፌዴሪኢን ኮሚሽን ፖሊስ…