Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ኢትዮጵያ፣ ኬንያን ሶማሊያን ኣብ ኮሪደር ጁባላንድ ብሓባር ንምስራሕ ኣብ ዘኽእል ኣገባብ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ፣ ኬንያን ሶማሊያን ኣብ ኮሪደር ጁባላንድ ብሓባር ንምስራሕ ኣብ ዘኽእል ኣገባብ ተዛቲየን። ኣብ እዋን እቲ ዘተ ኣብቲ ቀጠና ብዛዕባ ዘሎ ምንቅስቓስ ፀላኢ ዝተላዘባ እንትኾና፥ ኣብቲ ቀጠና ብሓባር ንምስራሕ ተረዳዲአን። ኣዛዚ ሴክተር…

ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ሓዊሱ ኣርባዕተ ኢትዮጵያውያን ኣብ ውሽጢ ፅዕንቶ ፈጠርቲ ኣፍሪካ ተኻቲቶም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ሓዊሱ ኣርባዕተ ኢትዮጵያውያን ኣብ ውሽጢ ፅዕንቶ ፈጠርቲ ኣፍሪካ ተኻቲቶም። መፅሄት ኒው ኣፍሪካ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2020 ኣብ ኣፍሪካ 100 ፈጠርቲ ፅዕንቶ ዕላዊ ገይሩ። እቲ መፅሄት ዕላዊ…

ብዋና ፈፃሚ ስራሕ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኣይተ ሰንዶካን ኣበበ ዝተመርሐ ልኡኽ ጅግጂጋ ኣቲዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዋና ፈፃሚ ስራሕ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኣይተ ሰንዶካን ኣበበ ዝተመርሐ ልኡኽ ጅግጂጋ ኣቲዩ። እቶም ልኡኻት ኣብ ከተማ ጂግጂጋ መዕርፎ ነፈርቲ ገራድ ዊልዋል እንትበፅሑ ሓላፊ ቢሮ ልምዓት ከተማን ኮንስትራክሽንን ክልል ሶማሌ…

ብሰነድ ዝተቐመጠ ብር 23 ነጥቢ 8 ቢሊየን፤ ናብ ገንዘብ ንኽቕየር ኮሚቴ ኣተሓሳሲቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ጨንፈር ቤት ፅሕፈት ልዑል ገበርቲ ክፍሊ ብሰነድ ጥራሕ ዘቐመጦ ብር 23 ነጥቢ 8 ቢሊየን፤ ናብ ገንዘብ ንኽቕየር ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት እቶት፣ በጀትን ፋይናንስን ኣተሓሳሲቡ። እቲ ቀዋሚ ኮሚቴ፥ ስራሕቲ ምንቅስቓስ እቲ ጨንፈር ቤት ፅሕፈት ብኣካል…

ኣብ ትግራይ ሰፊሕ ምምዝባል ከምተፈጠረ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትግራይ ዝተኻየደ ወፍሪ ሕጊ ምኽባር ስዒቡ ዓበይቲ ፀገማትን ቅልውላውን ምግጣሙ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ግዝያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ገብረመስቀል ካሳ ንጋዜጠኛታት ኣብ ዝሃብዎ መብርሂ ገሊፆም። ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ዳርጋ ሙሉእ ንሙሉእ ዝተዛዘመ…

ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 297 ሰባት ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 4 ሺሕን 157 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 297 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 125 ሺሕን 919…

ቦርድ መረፃ ዝርገሐ ቫይረስኮሮና ንምክልኻልን ንምቁፅፃርን ኣብ ዘውፀኦ መምርሒ ርእይቶ ህዝቢ ንምቕባል ፃውዒት ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ኣብ ቀፃሊ ዝግበር 6ይ ሃገራዊ መረፃ ዝህሉ ዝርገሐ ቫይረስኮሮና ንምክልኻልን ንምቁፅፃርን ኣብ ዘውፀኦ መምርሒ ርእይቶ ህዝቢ ንምቕባል ፃውዒት ገይሩ። ቀንዲ ዕላማ እቲ መምርሒ ኣብ ከይዲ እዋን መረፃ ዝርገሐ…

ንሰብ ሞያታት ሕክምና ስፔሻሊቲ ስልጠና ንመሃብ ዘኽእል ፈተና ምዘና ብቕዓት ይወሃብ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ንሰብ ሞያታት ሕክምና ስፔሻሊቲ ስልጠና ንመሃብ ዘኽእል ፈተና ምዘና ብቕዓት እናተውሃበ ከምዝኾነ ሚኒስቴር ኣፍሊጡ። እቲ ፈተና 4 ሺሕን 800 ሰብ ሞያታት ሕክምና ቀዳማይ ዲግሪ ኣብ 22 ማእኸላት እናተውሃበ ከምዝኾነ ኣብቲ ሚኒስቴር ኣተሓባባሪ…

እናተኸለሰ ኣብ ዘሎ ፖሊሲ ሳይንስ፣ ቴክኖሎጂን ኢኖቬሽንን ዘተኮረ ምስ ተፀዋዕቲ ኣመራርሓታት ዘተ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)እናተኸለሰ ኣብ ዘሎ ፖሊሲ ሳይንስ፣ ቴክኖሎጂን ኢኖቬሽንን ዘተኮረ ምስ ተፀዋዕቲ ኣመራርሓታት ዘተ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ ፖሊሲ ናብ ኣመራርሓታትን ሓፈሻዊ ፈፀምቲን ተፀዋዕቲ ትካላት ክወርድ ንምግባር ዝዓለመ ዘተ ከምዝኾነ ተሓቢሩ፡፡ ኣብ ከይዲ…

ነብርቲ ከተማ ሻምቡን ወረዳ ሆሮን ንኦነግ ሸኔ ኮኒኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ወለጋ ነብርቲ ከተማ ሻምቡን ወረዳ ሆሮን ንኦነግ ሸኔ ብሰላማዊ ሰልፊ ኮኒኖም። እቶም ሰልፈኛታት “ንልምዓት ማሕለኻ ዝኾነ ኦነግ ሸኔ ብምቅላዕ ሰላምና ክነረጋግፅ ኢና” ኢሎም፡፡ ኦነግ ሸኔ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት እቲ ዞባ ብተደጋጋሚ…