Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣብ ክፍለ ከተማ ቂርቆስ ንዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ዝኸውን ልዕሊ ብር 471 ሚሊየን ብዕድጊት ቦንድ ህያብን ተኣኪቡ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ክፍለ ከተማ ቂርቆስ ንዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ዝኸውን ልዕሊ ብር 471 ሚሊየን ብዕድጊት ቦንድ ህያብን ተኣኪቡ።
እቲ ብር 471 ሚሊየን ፅዋዕ ግድብ ህዳሰ ኣብቲ ክፍለ ከተማ ኣብ ዝፀንሐሎም 25 መዓልቲታት ዝተኣከበ እንትኸውን፥ እቲ ፅዋዕ ድማ…
ኣብ ዞባ መተከል ኣብ ልዕሊ ዜጋታት መጥቃዕቲ እናፈፀሙ ካብ ዝነበሩ ዕጡቓት እቶም 17 ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ መተከል ኣብ ልዕሊ ዜጋታት መጥቃዕቲ እናፈፀሙ ካብ ዝነበሩ ዕጡቓት እቶም 17 ብምትሕብባር ሕብረተሰብ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ መምርሒ ፀረ ሽምቅን ፍሉይ ሓለዋ በታኒ ኣድማን ክልል ቤኒንሻንጉል ጉሙዝ ኣፍሊጡ።
ኣብ ክልል ቤኒንሻንጉል…
ህልውና ግድብ ህዳሰ ንምሕላው ኩሉ ሰብ ኣብ ሓለዋን ልምዓትን ሃፍቲ ተፍጥሮ ርብርብ ክገብር ከምዝግባእአ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ገሊፆም
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ህልውና ዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ንምሕላው ኩሉ ሰብ ኣብ ሓለዋን ልምዓትን ሃፍቲ ተፍጥሮ ርብርብ ክገብር ከምዝግባእአ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ኣገኘሁ ተሸገር ኣተሓሳሲቦም።
ቢሮ ሕራሻ ክልል ኣምሓራ፥ ስራሕቲ ሓለዋን ልምዓትን ሃፍቲ ተፈጥሮ…
ኣብ ዞባ ምዕራብ ወለጋ ንኦነግ ሽኔ ዝቃወም ሰልፊ ተኻይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ) ኣብ ዞባ ምዕራብ ወለጋ ንኦነግ ሽኔ ዝቃወም ሰልፊ ተኻይዱ።
ኣብቲ ዞባ ወረዳታት ጊምቢ፣ ጃርሶን ቦጂ ጮቆርሳን ነበርቲ ኦነግ ሸኔ ብምውጋዝ ኢዮም ሰልፊ አካይዶም።
እቲ ጉጅለ ኣብ ልዕሊ ህይወት ሰብን ንብረትን ንዘብፀሖ ጥፍኣት…
ኣብ ኣመላልኣን ኣሳድዳን ማይ ግድብ ህዳሰ ኣድሂቡ ዝግበር ሰለስተኣዊ ድርድር ሎሚ መዓልቲ ክጅመር ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኣመላልኣን ኣሳድዳን ማይ ግድብ ህዳሰ ኣድሂቡ ዝግበር ሰለስተኣዊ ድርድር ኢትዮጵያ፣ ሲዳንን ግብፂን ሎሚ መዓልቲ ክጅመር ኢዩ።
ብኣተሓባባራይነት ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ እዋናዊ ኣቦ መንበር ሕብረት ኣፍሪካን እቲ ቢሮን ደቡብ ኣፍሪካ ዝተፀውዐ…
ኣብ ዞባ ደቡብ ትግራይ መንግስታዊ መሓውር ዳግም ይጣየሸ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ታሕሳስ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ዞባ ደቡብ ትግራይ መንግስታዊ መሓወር ዳግም ናይ ምጥያሽን ዝዓነወ መሰረተ ልምዓት ናብ ዝነበሮ ናይ ምምላስ ስራሕቲ እናተሰርሑ ምዃኖም ግዝያዊ ኣመሓዳሪ እቲ ዞባ ኣይተ ሚልዮን ኣብርሃ ኣፍሊጦም።
ኣይተ ሚሊዮን ንጋዜጣ ወጋሕታ ከምዝገለፅዎ፥…
ኮርፖሬሽን ባቡር ምድሪ ኢትዮጵያ ምስ ተቛራፂ ሲ ሲ ኢ ሲ ሲ ቻይና ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪሙ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኮርፖሬሽን ባቡር ምድሪ ኢትዮጵያ ምስ ተቛራፂ ሲ ሲ ኢ ሲ ሲ ቻይና ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪሙ።
እቲ ሰነድ ስምምዕነት መስመር ባቡር ኣብ ኣዋሽ መስ ዝርከብ ዴፖ መፃረዪ ነዳዲ ዘራኽብ እንትኸውን፥ ንኣገልግሎ መፅዓኒን መራገፈን ዘድሊዩ ህንፀት…
ኮሌጅ ሕክምናን ጥዕና ሳይንስን ዩኒቨርሲቲ ኣርባ ምንጭ 87 ዶክተራት ሕክምና ኣመሪቑ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኮሌጅ ሕክምናን ጥዕና ሳይንስን ዩኒቨርሲቲ ኣርባ ምንጭ 87 ዶክተራት ሕክምና ኣመሪቑ።
ካብ መንጎ እቶም ተመረቕቲ እተን 32 ደቂ ኣኒስቲዮ ከመዝኾና ተገሊፁ።
ኣብዛ ሃገር ንምምሕያሽ ጥዕና ማሕበረሰብ ዓሊሙ መነግስቲ ንዝገብሮ ዘሎ መርምራብ…
መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ምስ ክልተ ኩባንያታት ብምዃን ፈላማይ ኣገልግሎት ፅዕነት ስምምዕነት ትግበራ ናፃ ቀጠና ንግዲ ኣፍሪካ ኣጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ምስ ክልተ ኩባንያታት ብምዃን ፈላማይ ኣገልግሎት ፅዕነት ስምምዕነት ትግበራ ናፃ ቀጠና ንግዲ ኣፍሪካ ኣጀሚሩ።
እቲ መገዲ ኣየር ምስ ዲ ኤች ኤልን ትሬድ ግሩፕ ኤሌክትሮኒክ ኣፍሪካን ብምዃን ኢዩ ፈለማ ግልጋሎት ፅዕነት…
ተመረቕቲ ተምሃሮ ዩንቨርስቲ ዓዲግራት ኣብ ዩንቨርስቲ መቐለ ክምረቑ ኢዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ተምሃሮ ዩንቨርስቲ ዓዲግራት ኣብ ዩንቨርስቲ መቐለ 30 ታሕሳስን 1 ጥሪን 2013 ዓ.ም ሪፖርት ብምግባር ትምህርቲ ንክጅምሩ ተወሲኑ።
ተምሃሮ ሕክምና ድማ ኣብ ዩንቨርስቲ መቐለ ካምፓስ ዓይደር ከምዝኣትዉ ተገሊፁ።
የሳይንስና ከፍተኛ ትምህርት…