Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣሜሪካ እትገብሮ ሰብዓዊ ደገፍ አጠናኺራ ክትቅፅል ኢያ-ኣምባሳደር ጊታ ፓሲ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣሜሪካ እትገብሮ ሰብዓዊ ደገፍ አጠናኺራ ክትቅፅል ኢያ ክብላ ኣምባሳደር ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ጊታ ፓሲ ገሊፀን።
ሚኒስትር ሰላም ወይዘሮ ሙፈሪሃት ካሚል ምስ ኣምባሳደር ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ጊታ ፓሲ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ብምድሃብ ተዛቲየን።…
ኣልጀሪያን ደቡብ ሱዳንን ምስ ኢትዮጵያ ዘለወን ርክብ ንምጥንኻር ባህጊ ከምዘለወን ገሊፀን
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣልጀሪያን ደቡብ ሱዳንን ምስ ኢትዮጵያ ዘለወን ርክብ ንምጥንኻር ባህጊ ከምዘለወን ገሊፀን።
ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣይተ ታገሰ ጫፎ፥ ምስ ኣምባሳደር ኣልጀሪያ ኣብ ኢትዮጵያ ራቻድ ቢሎንስ ተዛቲዮም።
ኣይተ ታገሰ ርክብ ክልቲአን ሃገራት…
ኢትዮጵያ ህዳሰ ግድብ ብዝምልከት ዘለዉ ዘይምርድዳኣትን ምጉታት ዘተን ብዝምልከት ኣኼባ ንኽካየድ ሓሳብ ኣቕሪባ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትዮጵያ ህዳሰ ግድብ ብዝምልከት ዘለዉ ዘይምርድዳኣትን ምጉታት ዘተን ብዝምልከት ኣኼባ ንኽካየድ ኣብ ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ሓሳብ ኣቕሪባ።
ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ንቀዳማይ ሚኒስትር ሱዳን ኣብደላ…
ንዓብዪ ግድብ ህዳሰ ዝኸውን እቶት መተኣኻኸቢ ምልዕዓል ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ንዓብዪ ግድብ ህዳሰ ዝኸውን እቶት መተኣኻኸቢ ምልዕዓል ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተጀሚሩ።
እቲ እቶት መተኣኻኸቢ ምንቅስቓስ፥ “ግድብና መግለፂ ሓድነትናን ሉእላውነትናን” ዝብል መሪሕ ቃል ዘለዎ እንትኸውን፥ ኣብ 11 ክፍለ ከተማታት ካብ ሎሚ መዓልቲ…
295 ዜጋታት ካብ ስዑዲ ዓረብ ተመሊሶም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ሚያዚያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)295 ዜጋታት ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ትማሊ ተመሊሶም።
ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ምስ ካልኦት ተሓባበርቲ ኣካላት ብምዃን ኣብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ዝርከቡ ዜጋታት ናብ ሃገሮም ንምምላስ ሰፊሕ ስራሕ ይስራሕ ከምዘሎ ዝፍለጥ ኢዩ።
ተወካሊ…
ኣብዚ ሰሙን ሱዳን 61 ኢትዮጵያውያን ወታደራት ሒዛ ሰዲዳ ብዝብል ዝናፈስ ወረ ካብ ሓቂ ዝረሓቐ ኢዩ – ኣምባሳደር ዲና
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብዚ ሰሙን ሱዳን 61 ኢትዮጵያውያን ወታደራት ሒዛ ሰዲዳ ብዝብል ዝናፈስ ወረ ካብ ሓቂ ዝረሓቐ ከምዝኾነ ኣምባሳደር ዲና ገሊፆም።
ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ፥ ኣብ ዋናዋና ሃገራዊ ጉዳያት ዘድሃበ ሰሙናዊ መግለፂ…
ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ሪፎርም እናገበረ ከምዝኾነ ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ሕገ-መንግስታዊ ልኡኽቱኡ ንምውፃእ ትካላዊ ሪፎርም እናገበረ ከምዝኾነ ኣፍሊጡ።
እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ትካላዊ ሪፎርም ኣድሂቡ ምስ መዳርግቲ ኣካላት እናተዛተየ ይርከብ፡፡
ሃገራዊ ሓድነትን ዘላቒ ሰላምን ምህናፅ፣ ውፅኢታዊ…
ፀገም ጥዕና ከስዕቡ ዝኽእሉ ኣፋውስ ብዘይሕጋዊ መገዲ ይከፋፈሉ ኣለዉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ልዑልፀገም ጥዕና ከስዕቡ ዝኽእሉ ኣፋውስ ብዘይሕጋዊ መገዲ እናተኸፋፈሉ ምዃኖም በዓል መዚ ምቁፅፃር ኣፋውስን ምግቢን ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
ዋና ዳይሬክተር እቲ በዓል መዚ ወይዘሪት ሄራን ገርባ፥ ሕብረተሰብ ካብ ወፃኢ ዝመፅኡ ፍርያታት ኣፋውስ ፅሬቶም…
ወ/ሮ ፅዮን ተኽሉ ምስ ጉጅለ ልኡኽ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ኣብ ሰሜን ኣሜሪካ ተዛቲየን
ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ) ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ ወ/ሮ ፅዮን ተኽሉ ምስ ጉጅለ ልኡኽ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ኣብ ሰሜን ኣሜሪካ ተዛቲየን።
እቲ ጉጅለ ልኡኽ ብኣባል ሊቀጳጳስ ቅዱስ ሲኖዶስ ሰሜን ካሊፎርኒያ ኔቫዳና ኣሪዞና ሀገረ ስብከት ብፁእ…
ኤጀንሲ ኣቕራቢ ኣፋውስ ኢትዮጵያ ልዕሊ ብር 134 ሚሊየን ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ኣፋውስን ናውቲ ሕክምናን ኣብ ክልል ትግራይ የከፋፍል ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኤጀንሲ ኣቕራቢ ኣፋውስ ኢትዮጵያ ጨንፈር መቐለ ልዕሊ ብር 134 ሚሊየን ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ኣፋውስን ናውቲ ሕክምናን ኣብ ክልል ትግራይ ንዝርከባ ትካላት ጥዕና እናከፋፈለ ምዃኑ ኣፍሊጡ።
መካየዲ ስራሕ እቲ ጨንፈርኣይተ ኣለማየሁ ገብረማርያም…