Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ብብሄራዊ ቤት ምኽሪ ድሕንነት ኣብ ዝተዳለወ ሃገራዊ ትልሚ ፀፅታ መረፃ ዘተኮረ ዘተ ተሳሊጡ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብብሄራዊ ቤት ምኽሪ ድሕንነት ኣብ ዝተዳለወ ሃገራዊ ትልሚ ፀፅታ መረፃ መዳርግቲ ኣካላት ፌዴራልን ክልልን ተዛቲዮም።
እቲ ትልሚ ኣብዚ ዓመት ዝካየድ ሃገራዊ መረፃ ፍትሓዊ፣ ተኣማኒ፣ ሰላማዊን ዴሞክራሲያዊን ንኽውን ተሓሲቡ ዝተዳለወ ከምዝኾነ…
ፖሊሲ ሳይንስ፣ ቴክኖሎጂን ኢኖቬሽንን ኣብቲ ዓውዲ ጥንንኩር ሃገራዊ ዓቕሚ ክፈጥር ዝኸኣለ ከምዝኾነ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣመራርሓታት ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ኣብ ኣፈፃፅማ ፖሊሲ ሳይንስ፣ ቴክኖሎጂን ኢኖቬሽንን ኣድሂቦም ልዝብ ኣካይዶም።
ኣብቲ ዘተ ዓለም ለኸ ምትእስሳር ብምፍጣር ሃገራዊ ዘፈር ሳይንስን፣ ቴክኖሎጂን ኢኖቬሽንን ሃፍቲ ሰብን ሓበሬታን ብምልማዕ፣…
ኣብ ኮንሶን ከባቢኡን ተፈጢሩ ዝነበረ ፀገም ፀፅታ ንምፍታሕ ልዝብ ተኻይዱ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኮንሶን ከባቢኡን ተፈጢሩ ዝነበረ ፀገም ፀፅታ ንምፍታሕ ልዝብ ተኻይዱ።
ኣብቲ እዋን ዘተ፥ ህዝቢታት ኮንሶን ኣሌን ንዘበናት ዝዘለቐ ሓድነቶም ክቕፅል ብምገባር ነኒባዕሎም ከም ሓደ ኣባል ስድራቤት ኮይኖም ዝመፅኡ ከምዝኾኑ ተገሊፁ፡፡
እዚ…
ህዝቢ ትግራይ ጁንታ ህወሓት ተመሊሱ ክመፅእ እዩ ካብ ዝብል ሓሳብ ክወፅእ ከም ዘለዎ ላዕለዋይ አመራርሓ ፖርቲ ብልፅግና ዶክተር አብርሃም በላይ ኣፍሊጦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ህዝቢ ትግራይ ጉጅለ ጁንታ ተመሊሱ ክመፅእ እዩ ካብ ዝብል ሓሳብ ክወፅእ ከም ዝግበኦ ላዕለዋይ አመራርሐ ፖርቲ ብልፅግና ዶክተር ኣብርሃም በላይ ኣፍሊጦም፡፡
ነበርቲ ከተማ መቐለ ምስ ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዝገብርዎ ዘለው ዘተ ሎሚ ውን…
ክልል ኦሮሚያ ካብ ወፃኢ ዓዲ ዝዕድጎ ፍሪያት ስርናይ ብፍሪያት ውሽጢ ዓዲ ንምትካእ ይሰርሕ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ኦሮሚያ ካብ ወፃኢ ዓዲ ዝዕድጎ ፍሪያት ስርናይ ብፍሪያት ውሽጢ ዓዲ ንምትካእ ይሰርሕ ምህላዊ ገሊፁ።
በዚ ድማ ንዕድጊት ስርናይ ዝወፅእ ዝነበረ ዓመታዊ ልዕሊ 1 ቢሊየን ብር ንምድሓን ክካኣል ኢዩ ተባሂሉ።
እቲ ትልሚ…
ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ 4 ሺሕን 87 ተምሃሮ ሎሚ መዓልቲ ከመርቕ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ 4 ሺሕን 87 ተምሃሮ ሎሚ መዓልቲ ከመርቕ ኢዩ።
ካብ መንጎ እቶም ተመረቕቲ እቶም 48 ብሳልሳይ ዲግሪ ዝሰልጠኑ ኢዮም ተባሂሉ። 3940
ብቐዳማይ ዲግሪ ብምሸታዊ ፕሮግራም 809፣ ብስሩዕ 3 ሺሕን 39፣ ብርሕቐት ድማ…
በዓል ዋና ሙለር ሪልስቴት ኣይተ ሙሉጌታ ተስፋኪሮስ ብገበን ሙስና ተጠርጢሮም ሓዱሽ መዝገብ ምርመራ ተኸፊቱዎም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ዋና ሙለር ሪልስቴት ኣይተ ሙሉጌታ ተስፋኪሮስ ብገበን ሙስና ተጠርጢሮም ሓዱሽ መዝገብ ምርመራ ተኸፊቱዎም።
እቶም ተጠርጣሪ በዝተኸፈተሎም መዝገብ ምርመራ ቀፃሊ ዕለተ ሰኑይ 19 ታሕሳስ 2013 ዓ.ም ኣብ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ እቲ ጉዳዮም…
ትካላት መንግስቲን ውልቀን ብመሰረት ዝኣተውኡ ቃል ንፕሮጀክት “መኣዲ ሃገር” ዝኸውን ገንዘብ ኣታዊ ገይረን
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካላት መንግስቲን ውልቀን ብመሰረት ዝኣተውኡ ቃል ንፕሮጀክት “መኣዲ ሃገር” ዝኸውን ገንዘብ ኣታዊ ገይረን።
ብመሰረት እዚ ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያን ማሕበረሰብ እቲ ባንኪን - 1 ነጥቢ 1 ቢሊየን ብር
ባንኪ ልምዓት ኢትዮጵያ - 90 ሚሊየን ብር…
መንግስቲ ኣብ ክልለ ትግራይ ምስ ዘለዉ ሰብ ዋና መፍረይቲ ኢንዱስትሪን መንቀሳቐስቲን መድረኽ ዘተ የካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ንግዲን ኢንዱስትሪን ኣብ ክልለ ትግራይ ምስ ዘለዉ ሰብ ዋና መፍረይቲ ኢንዱስትሪን መንቀሳቐስቲን መድረኽ ዘተ የካየድ ኣሎ።
እቲ ልዝብ እቶም ትካላት ዳግማይ ናብ ስራሕ ብዛዕባ ዝኣትውሉ ዘነፃፀረ ከምዝኾነ ተሓቢሩ።
ኣብቲ መድረኽ…
መበል ሻድሻይ ሃገራዊ ምርጫ 28 ግንቦት 2013 ዓ.ም ንክኸውን ሓሳብ ቀሪቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል ሻድሻይ ሃገራዊ ምርጫ 28 ግንቦት 2013 ዓ.ም ንክኸውን ሓሳብ ቀሪቡ።
ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ምስ ፓርቲታት ፖለቲካ ረቂቕ ግዘ ሰሌዳ ምርጫ ብዝምልከት መድረኽ ዘተ የሳልጥ ኣሎ።
ኣብቲ መድረኽ ሎሚ ዘበን ናይ ዝካየድ ሃገራዊ…