Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ፅባሕ ካብ ኑጉሆ ሰዓት 11፡30 ጀሚራ መበል 125 በዓል ዓወት ዓድዋ ክተኽበር ኢያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 125 በዓል ዓወት ዓድዋ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ፅባሕ ካብ ኑጉሆ ሰዓት 11፡30 ጀሚሩ ከምዝኽበር ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ኣፍሊጠን። እተን ምክትል ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፀን ከምዝገለፀኦ፥ ፅባሕ…

300 ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)300 ኢትዮጵያውያን ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ከተማ ጂዳ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ተወካሊ ዳይሬክተር ጀነራል ጉዳያት ቆንስላ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ተረኺቦም ነቶም ተመለስቲ ኣቀባብላ ምግባሮም ካብቲ ሚኒስቴር…

ፍሉይ ልኡኽ ሕብረት ኣውሮፓ ብዛዕባ ክልል ትግራይ ሓቅነትን ተኣማንነትን ዘይብሉ መግለፂ ሂቦም ኢዮም – ኣምባሳደር ሂሩት

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ፍሉይ ልኡኽ ሕብረት ኣውሮፓን ብዛዕባ ክልል ትግራይ ኣብ ሓቂ ዘይተደረኸን ተኣማንነት ዘይብሉን መግለፂ ከምዘሃቡ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ቤልጂም፣ ሉክዘምበርግን ሕብረት ኣውሮፓን ሂሩት ዘመነ ገሊፀን። ዶክተር ሂሩት እዚ…

እዋን ምዝገባ መረፅቲ ናብ 16 መጋቢት ተናዊሑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምዝገባ መረፅቲ ቅድም ክብል ካብ ዝተትሓዘሉ 22 ለካቲት 2013 ዓ.ም ናብ 16 መጋቢት 2013 ዓ.ም ከምዝተናወሐ ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቲ ቦርድ ምዝገባ መረፅቲ ኣመልኪቱ ሎሚ መዓልቲ መግለፂ ኣውፂኡ፡፡ ቦርድ መረፃ…

በዓል ዓወት ዓድዋ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ብብርኪ ክልል ተኸቢሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 125 በዓል ዓወት ዓድዋ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ብብርኪ ክልል ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሆቴል ሸራተን ኣዲስ ተኸቢሩ በዓል ዓወት ዓድዋ ኣርማ ሓድነትን ህብረ ብሄራዊነትን ብዝብል መሪሕ ቃል ኢዩ ተኸቢሩ ዘሎ። ኣብቲ ስነ-ስርዓት ርእሰ ምምሕዳር…

መበል 125 ዓወት ዓድዋ ምኽንያት ብምግባር መድረኽ ፓናል ዘተ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 125 ዓወት ዓድዋ ምኽንያት ብምግባር “ዓድዋ ብዓይኒ ሙሁራት ታሪኽ” ብዝብል ርእሲ መድረኽ ፓናል ዘተ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ ፓነል ዘተ ሚኒስትር ዲኤታ ባህሊን ቱሪአዝምን ወይዘሮ ብዙነሽ መሰረት ሓዊሱ ፃውዒት ዝተገበረሎም ኣጋይሽ ተረኺቦም፡፡…

ሚኒስትር እቶት ስወራ ታክሲን ምጭብርባርን ኣብ ሃገር እናብፀሖ ዝርከብ ጉድኣት ኣመልኪቱ ይዛተ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ለካቲት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር እቶት ስወራ ታክሲን ምጭብርባርን ኣብ ሃገር እናብፀሖ ዝርከብ ጉድኣት ኣመልኪቱ ኣብ ከተማ ጅማ ይዛተ ኣሎ። እቲ ዘተ “ስትራቴጂካዊ ምሕዝነት ንኹመዳይ ኣተኣኻኽባ እቶት” ብዝብል መሪሕ ቃል ኢዩ እናተኻየደ ዝርከብ፡፡ ሚኒስትር ዲኤታ…

በዓል ዓወት ዓድዋ ውፅኢት ጅግንነት፣ ስምዒት ፍቕሪ ሃገርን ጥበብ ኲናትን ኢዩ – ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣቢይ ኣሕመድ መበል 125 በዓል ዓወት ዓድዋ ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም። ኣብ መልእኽቶም ድማ ዓወት ዓድዋ ውፅኢት ጅግንነት፣ ስምዒት ፍቕሪ ሃገርን ጥበብ ኲናትን ከምዝኾነ ገሊፆም። “ጎራዴ ተዓጢቕካ መድፍዕ…

ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንክልክ ትግራይ 100 ሚሊየን ብርን ዝተፈላለዩ ደገፋትን ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንክልክ ትግራይ 100 ሚሊየን ብር፣ 35 ሚሊየን ብር ዝግመት ናውቲ ቢሮ፣ 3 ኣምቡላንስን 2 መኪናን ደገፋትን ገይሩ። ምክትል ከንቲባ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ አዳነች አቤቤ እቲ ደገፍ ንግዚያዊ ምምሕደር እቲ ክልል…

ጨፌ ዝተፈላለዩ ሹመታት ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ለካቲት ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ጨፌ 158 ሹመታት ዳያኑ ኣፅዲቑ። ብተወሳኺ ኣይተ ነመራ ቡሊ ሓላፈ ሓይኢ ሰብን ፐብሊክ ሰርቪስን ኦሮሚያ፣  ኣይተ ጌቱ ወዬሳ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፕሬዚዳንት፥ ኣይተ ሁሴን ኡስማን ናይ ለዕለዋይ ዓቃቤ ሕጊ፣ ወ/ሮ ሰይዳ ኡስማን ሓላፊት ቢሮ ደቂ…