Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ 1 ሺሕን 516 ኣባላት ፖሊስ ኣመሪቑ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣካዳሚ ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣብ መበል 22 ን 23 ዙር ዘሰልጠኖም 1 ሺሕን 516 ስሩዕ ኣባላት ፖሊስ ኣመሪቑ።
ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ፥ ነቶም ኣባላት ፖሊስ ናይ ስራሕ መምርሒ ብመሃብ ናብ ስራሕ…
ላዕለዎት ከፈልቲ ግብሪ ሕጊ ታክሲ ኣብ ምኽባር መርኣያ ክኾኑ ይግባእ – ኣይተ ላቀ ኣያሌው
ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዎት ከፈልቲ ግብሪ ሕጊ ታክሲ ኣብ ምኽባር መርኣያ ክኾኑ ከምዝግባእ ሚኒስትር እቶት ኣይተ ላቀ ኣያሌው ገሊፆም።
ጨንፈር ቤት ፅሕፈት ላዕለዎት ከፈልቲ ግብሪ ሚኒስቴር እቶት፥ ምስ ከፈልቲ ግብሪን መዳርግቲ ኣካላትን ተዛቲዩ፡፡
ኣብቲ…
ሚኒስትር ጥዕና ደ/ር ሊያ ታደሰ ምስ ተወካሊት ፖፑሌሽን ፈንድ ኣብ ኢትዮጵያ ዴኒያ ጋይል ተዛቲየን
ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጥዕና ደክተር ሊያ ታደሰ ምስ ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ተወካሊት ፖፑሌሽን ፈንድ ኣብ ኢትዮጵያ ዴኒያ ጋይል ተዛቲየን።
ኢትዮጵያ ምስቲ ፈንድ ዘለዋ ንነዊሕ ዓማውቲ ዝፀንሐ ምትሕብባር ንምቕፃል ቆራፅ ምዃና ዶክተር ሊያ ተዛሪበን፡፡…
ፓርቲታት ፖለቲካ ኣብ ምዝገባ ሕፁያት ንዘጋጥሙዎም ፀገማት ሓበሬታ ንኽህቡ ቦርድ መረፃ ሓቲቱ
አዲስ አበባ ፣ የካቲት 20 ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ኣብ 6ይ ሃገራዊ መረፃ ኣብ ምዝገባ ሕፁያት ንዘጋጥሙ ፀገማት ሓበሬታ ንኽወሃብ ሓቲቱ።
እቲ ቦርድ መረፃ ፓርቲታት ሕፁያቶም እናመዝገቡ ከምዝኾኑ ገሊፁ፡፡
ስለዝኾነ ድማ ኣብ እዋን ምዝገባ ሕፁያት ንዘጋጥሙ…
ብመንፈስ ዓወት ዓድዋ ንሃገርና ኢትዮጵያ ናብ ብራኸ ክነሰጋግራ ኢና – ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብመንፈስ ዓወት ዓድዋ ንሃገርና ኢትዮጵያ ናብ ብራኸ ክነሰጋግራ ኢና ክብላ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ገሊፀን።
ናይ ሓባር ፀገማት ብሓባር ንምፍታሕ ዘኽእል ብሄራዊ መድረኽ ልዝብ ኣብ ፓርክ ሸገር ይካየድ ኣሎ፡፡
ኣብቲ መድረኽ ተረኺበን መደረ…
ዩኒቨርሲቲ ሃረማያ ልዕሊ 4 ሺሕን 100 ተምሃሩኡ ኣመሪቑ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ሃረማያ ብዝተፈላለዩ ዓይነታት ትምህርቲ ዘሰልጠኖም ልዕሊ 4 ሺሕን 100 ተምሃሩኡ ኣመሪቑ።
እቲ ዩኒቨርሲቲ ንመበል 65 ዙር ዘመረቖም ተምሃሮ፥ ካብ ቀዳማይ ዲግሪ ክሳብ ሳልሳይ ዲግሪ ዝሰልጠኑ ኢዮም፡፡
52 ፕሮግራማት ትምህርቲ…
ጨፌ ኦሮሚያ መበል 13 ስሩዕ ጉባኤኡ የካይድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጨፌ ኦሮሚያ 5ይ ዘበን ስራሕ 6ይ ዓመት መበል 13 ስሩዕ ጉባኤኡ የካይድ ኣሎ።
ኣፈ ጉባኤ ጨፌ ኦሮሚያ ሎሚ በዶ ኣብ ዝገበረኦ መኽፈቲ መደረ፥ ህወሓት ኣማራፂታት ሰላም ብምሕዳግ ንባዕሉ ዘጥፈአሉ ዘይኸውን መገዲ መሪፁ ኢዩ ኢለን፡፡
ድሕሪ…
ኣብ ትግራይ ዝወሃብ ፈተና 12 ክፍሊ ብፍሉይ ኩነታት ንምሃብ ምድላው ተገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትግራይ ፈተና 12 ክፍሊ ንዝወስዱ ተምሃሮ ብፍሉይ ኩነታት ንምሃብ ምድላው ከምዝተገበረ ቢሮ ትምህርቲ ግዚያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ገሊፁ።
ምክትል ሓላፊት እቲ ቢሮ ኢንጅነር አስቴር ይትባረክ፥ ኣብ ትግራይ 12 ሺሕ ተምሃሮ 12 ክፊሊ ከምዘለዉ…
ኣብ ከተማ ኣክሱም ተፈፂሙ ዝተብሃለ ተግባር ገበን ንምምርማር ምስ ላዕለዋይ ዓቃቤ ሕጊ ፌዴራልን ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራልን ዝተውፃእፀአ ጉጅለ ናብ ክልል ትግራይ…
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ከተማ ኣክሱም ብዝምልከት ኣምነስቲ ኢንተርናሽናል ዘውፀኦ ሪፖርት ኣመልኪቱ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ መግለፂ ኣውፂኡ።
እቲ ትካል ንፍልፍል መረዳእታ ዝተጠቐመሉ ኣብ ምብራቕ ሱዳን መዕቖቢ ስደተኛታት ዝርከቡ ሰባት ከምኡውን ዝተወሰኑ ነበርቲ ኣክሱም…
መንግስቲ ኣብ ክልል ትግራይ ህይወት ናብ ንቡር ኩነታት ንምምላስ ብምትሕብባር እናሰርሐ ምዃኑ ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ኣብ ክልል ትግራይ ህይወት ናብ ንቡር ኩነታት ንምምላስ ምስ ዓለም ለኸ ገበርቲ ሰናይ ብምትሕብባር እናሰርሐ ምዃኑ ኣፍሊጡ።
ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ክልል ትግራይ ዘሎ እናዊ ኩነታት ኣመልኪቱ መግለፂ ኣውፂኡ፡፡
ኣብ…