Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
መበል 125 ዓመት በዓል ዓወት ዓድዋ ኣብ ኣወስትራሊያ ተኸቢሩ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 125 ዓመት በዓል ዓወት ዓድዋ እምብሲ ፌዴሪኢ ብዘዳለዎ ኣብ ኣወስትራሊያ ተኸቢሩ።
ኣብቲ ብኢንተርንት ዝተገበረ ዘተ ዝተሳተፈ ዋና ዳይሬክተር ኤጀንሲ ዲያስፕራ ኢትዮጵያ ወ/ሮ ሰላማዊት ዳዊት፥ ዓወት ዓድዋ ናይ ኩሎም ኢትዮጵያውያን ዓወትን…
ሳማሪታንስ ፐርስ ንተጋሩ ተመዛበልቲ ጊዚያዊ መፅለሊ ዝኸውን ቴንዳን ብሓይሊ ፀሓይ ዝሰርሑ ኣምፑላትን ደገፍ ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ለካቲት ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሳማሪታንስ ፐርስ ልዕሊ 8 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎ ንተጋሩ ተመዛበልቲ ጊዚያዊ መፅለሊ ዝኸውን ቴንዳን ብሓይሊ ፀሓይ ዝሰርሑ ኣምፑላትን ደገፍ ገይሩ።
እቲ እካል ዝገበሮ ሓገዝ ሎሚ መዓልቲ ናብ መቐለ ዝኣተወ እንትኸውን፥ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ…
ምክትል ከንቲባ ኣዲስ ኣበባን ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሃረሪን መቐለ ኣቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ከንቲባ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣበቤን ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሃረሪ ኣይተ ኦርዲን በድሪን ጉድኣት ንዝበፅሖም ወገናት ደገፍ ንምግባር መቐለ ኣቲዮም።
እቶም ኣባላት ጉጅለ ልኡኽ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ኣሉላ ኣባነጋ እንትበፅሑ ዋና…
መዐቀኒ ከየማልኣ ምርመራ ላቦራቶሪ ኮቪድ 19 ነካይድ ኢና ዝብላ ዘለዋ ትካላት ካብ ተግባረን ክቑጠባ ይግባእ ተባሂሉ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) መዐቀኒ ከየማልኣ ምርመራ ላቦራቶሪ ኮቪድ 19 ነካይድ ኢና ዝብላ ዘለዋ ትካላት ካብ ተግባረን ክቑጠባ ይግባእ ክብል ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብ ኢትዮጵያ ኣተሓሳሲቡ።
እቲ ኢንስቲትዩት ካብ ሓደ ጠካል ምርመራ ላቦራቶሪ ብምብጋስ ኣብ ትካላት…
ህዝቢ ካብ ድኽነት ንምልቓቕን ተረባሒ ልምዓት ንምግባርን ብትኹረት ከምዝስራሕ ጨፌ ኦሮሚያ ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ህዝቢ ካብ ድኽነት ንምልቓቕን ተረባሒ ልምዓት ንምግባርን ብትኹረት ከምዝስራሕ ጨፌ ኦሮሚያ ኣፍሊጡ።
ጨፌ ኦሮኢያ ኣብ ዘካይዶ ዘሎ ስሩዕ ኣኽብኡ፥ ኣፈፃፅማ መደባት ቀዳማይ ፈረቓ ዓመት 2013 ዓ.ም ገምጊሙ።
ብተወሳኺ ረቀቕቲ ኣዋጃት…
ኢትዮጵያውያን ኣብ ዓድዋ ዘርኣይዎ ዘመን ተሻጋሪ ዓወት ግድብ ህዳሰ ብምዝዛሞ ናይ ሎሚ ትውልዲ ክደግሞ ይግባእ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ቀደም ኢትዮጵያውያን ኣብ ዓድዋ ዘርኣይዎ ዘመን ተሻጋሪ ዓወት ህንፀት ግድብ ህዳሰ ብምዝዛሞ ናይ ሎሚ ትውልዲ ንክደግሞ ፃውዒት ቀሪቡ።
ሚኒስትር ማይ፣ መስኖን ኢነርጂን ዶክተር ኢንጂነር ስለሺ በቀለ፥ እዋናዊ ኩነታት ህዳሰ ግድብ ብዝምልከት…
ብሄራዊ ኣገልግሎት ሓበሬታን ድሕንነትን ንእግሪ ምትካል ትግራይ ዝውዕል 10 ሚሊየን ብር ደገፍ ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ኣገልግሎት ሓበሬታን ድሕንነትን ንእግሪ ምትካል ትግራይ ዝውዕል 10 ሚሊየን ብር ደገፍ ገይሩ።
እቲ ትካል ህዝቢ ትግራይ ምሉእ ብምሉእ ናብ ንቡር ናብርኡ ክሳብ ዝምለስ ኣድላዪ ደገፍ ምግባሩ ከምዝቕፅል ኣረጋጊፁ።
ሰላምን ድሕንነትን…
ምዝገባ ሕፁያት ንኣርባዕተ መዓልቲ ተናዊሑ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢተዮጵያ ምዝገባ ሕፁያት ንኣርባዕተ መዓልቲ ከምዝተናወሐ ኣፍሊጡ።
እቲ ቦርድ ቀዳማይ ዙር ምዝገባ ሕፁያት ዝካየደሎም ክልላትን ምምሕዳር ከተማታት ማለት እውን
ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ
ምምሕዳር ከተማ ድሬዳዋ…
ተተኮስቲ ጠያይቲ እናተዓዳደጉ ዝተረኸቡ ሰለስተ ጠያይቲ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ደቡብ ወሎ ከተማ ኮምቦልቻ ብዘይሕጋዊ መገዲ ብሕቡእ 2 ሺሕ ተተኮስቲ ክላሽንኮቭ እናተዓዳደጉ ዝተረኸቡ ሰለስተ ጠያይቲ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ፖሊስ እታ ከተማ ኣፍሊጡ።
ኣብቲ ከተማ ምምሕዳር ሓላፊ ክፍሊ ቤት ፅሕፈት ፖሊስ…
ኣብ ኣዲስ ኣበባ ናይ ከባቢ ብኽለት ሓበሬታ ንምእካብ ዘኽእል ሶፍትዌር ስራሕ ጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኮሚሽን ሓለዋ ከባቢን ሓምለዋይ ልምዓትን ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንብኽለት ከባቢ እታ ከተማ ሓበሬታ ንምእካብዝሕግዝ ሶፍትዌር ስራሕ ጀሚሩ።
እቲ ኮሚሽን፥ ኣብታ ከተማ እናወሰኸ ዝመፀአ ብኽለት ከባቢ ንምቁፅፃር ልዕሊ 500 በቲ ሞያ ዝተመረቑ መናእሰይ…