Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣይተ ደመቀ መኮንን ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ካምፓላ ኣብ ዘዳለዎ መበል 125 በዓል ዓድዋ ብኢንተርኔት በይነ ተሳቲፎም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ፌዴሪኢ ኣይተ ደመቀ መኮንን ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ካምፓላ ኣብ ዘዳለዎ መበል 125 በዓል ዓድዋ ብኢንተርኔት በይነ ተሳቲፎም።
እቲ መድረኽ ''ዓወት ዓድዋን ፓን ኣፍሪካዊነትን'' ዝብል…
ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ምስ መሳታኦም ጀስቲን ትሩዶ ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ካናዳ ጀስቲን ትሩዶ ተዛቲዮም።
እቶም መራሕቲ ኣብ ሃገራዊን ቀጠናዊን ጉዳያት ፀፅታ ብምድሃብ ውፅኢታዊ ዘተ ከምዝገበሩ ተገሊፁ።
ካናዳ ንኢትዮጵያ ናይ ኩሉ ጊዘ መሻርኽታ ኮይና…
ዓወት በዓል ዓድዋ ኣብ ከተማ ዓድዋ ንምኽባር ምድላው ይግበር ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 125 ዓወት በዓል ዓድዋ ኣብ ከተማ ዓድዋ ንምኽባር ምድላው እናተገበረ ምዃኑ ምምሕዳር ዞባ ማእኸል ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ።
እቲ ዞባ ምምሕዳር ካብ ዘመሓድረን ወረዳታት ሓንቲ ዝኾነት ዓድዋ፥ እቲ በዓል ብዝደመቐ ኩነታት ንምኽባር ምድላው…
ሓለፍቲ ስራሕ ዋና ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ንሰብኣዊ ሓገዝ ዝውዕል ካብ ወርሓዊ መሃየኦም 50 ሚኢታዊ ለጊሶም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓለፍቲ ስራሕ ዋና ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ክልል ትግራይን ዞባ መተከልን ንሰብኣዊ ሓገዝ ዝውዕል ካብ ወርሓዊ መሃየኦም 50 ሚኢታዊ ለጊሶም።
መንግስቲ ዝተጎድኡ ወገናት መሊስካ ንምጥያሽ፣ ሰብኣዊ ሓገዝ ንምብፃሕን ዕለታዊ ናብራ ሕብረተሰብ…
ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ንዘሓለፉ 7 ዓማውቲ እምነ ኹርናዕ ተቐሚቱሎም ስራሕ ዘይጀመሩ ናይ ክልተ ሆስፒታላት ህንፅት ኣጀሚረን
ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ንዘሓለፉ 7 ዓማውቲ እምነ ኹርናዕ ተቐሚቱሎም ስራሕ ዘይጀመሩ ናይ ክልተ ሆስፒታላት ህንፅት ሎሚ መዓልቲ ኣጀሚረን።
ኣብ ክፍለ ከተማታት ንፋስ ስለኪ ላፍቶን ኮልፌ ቀራንዮን ዝህነፁ…
ኣምባሳደር ናሲሴ ጫሊ ምስ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ካናዳ ተዛቲየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ካናዳ ኣምባሳደር ናሲሴ ጫሊ ምስ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ካናዳ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ኣድሂበን ተዛቲየን።
እተን ኣምባሳደር ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ካናዳ ዴቪድ ሞሪሰን፣ ኣብ…
ዓወት ዓድዋ ብህዝቢ ኦሮሞን መላእ ብሄር ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ተጋድሎ ዝተረኸበ ናይ ኣፍሪካን መላእ ፀለምቲ ህዝቢታት ዓወት ኢዩ – ወ/ሮ ሎሚ በዶ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣፈ ጉባኤ ጨፌ ኦሮሚያ ወይዘሮ ሎሚ በዶ ኣብ ዝሓለፉ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ኣብቲ ክልል ዝተሰርሑ ቀንዲ ቀንዲ ስራሕቲ ኣመልኪተን መግለፂ ሂበን።
ኣብ በግለፂአን ድማ ብህዝቢ ኦሮሞን መላእ ብሄር ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ተጋድሎ ዝተረኸበ ዓወት ኣፍሪካን…
ፖሊስ ኣብ ማይ ካድራ ብዝተፈፀመ ገበን ብዙሓት ሰባት ተቐቲሎም 10 ደቂ ኣንስትዮ ከምዝተደፈራን ልዕሊ ብር 17 ሚሊየን ዝግመት ጉድኣት ምብፅሑን ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፖሊስ ኣብ ማይ ካድራ ብዝተፈፀመ ገበን ብዙሓት ሰባት ተቐቲሎም 10 ደቂ ኣንስትዮ ከምዝተደፈራን ብር 17 ሚሊየን 620 ዝግመት ጉድኣት ከምዝበፅሐ ገሊፁ።
ንደቂ ኣንስትዮ ኣገዲዶም ክድፈራ ብምግባርን ኣብ ቅንፀላ ንፁሃን ሰባት ቀጥታ ተሳትፎ…
ኢትዮጵያዊ ዕርቂ እንታይ ኢዩ ብዝብል ርእሲ መደረረኽ ዘተ “ወግዒ ሰላም” ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኣሰናዳእነት ሚኒስቴር ሰላም ኢትዮጵያዊ ዕርቂ እንታይ ኢዩ ብዝብል ርእሲ መደረረኽ ዘተ “ወግዒ ሰላም” ይሳለጥ ኣሎ።
ቀንዲ ዕላማ እቲ መድረኽ ሚኒስቴር ሰላም ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ኣዋርሕ በቢብርኩ እናካየዶም ዝነበሩ ማሕበረሰብ ተኮር ልዝባት…
ጉባኤ ኮሚሽነራት ኮሚሽን ኣቢያተ ህንፀት ፌዴራልን ክልላትን ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምምሕያሽ ኣተሓሕዛ ሰብዓዊ መሰላት ዕላማ ዝገበረ መበል 12 ጉባኤ ኮሚሽነራት ኮሚሽን ኣቢያተ ህንፀት ፌዴራልን ክልላትን ኣብ ከተማ ኣዳማ ይሳለጥ ኣሎ።
እቲ ጉባኤ ብመምርሒ ለውጢ ዝተቓነየ ኣተሓሳስባን ብሞያ ስነ ምግባር ብምሕጋዝ ኣተሓሕዛ…