Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ጉባኤ ኮሚሽነራት ኮሚሽን ኣቢያተ ህንፀት ፌዴራልን ክልላትን ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምምሕያሽ ኣተሓሕዛ ሰብዓዊ መሰላት ዕላማ ዝገበረ መበል 12 ጉባኤ ኮሚሽነራት ኮሚሽን ኣቢያተ ህንፀት ፌዴራልን ክልላትን ኣብ ከተማ ኣዳማ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ ጉባኤ ብመምርሒ ለውጢ ዝተቓነየ ኣተሓሳስባን ብሞያ ስነ ምግባር ብምሕጋዝ ኣተሓሕዛ…

ኣፈፃፅማ ስራሕ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዝተረኸቡሉ ተገምጊሙ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፈፃፅማ ስራሕ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዝተረኸቡሉ ተገምጊሙ። እቲ ገምጋም ብመንፅር ኣብታ ከተማ ዝተቐመጠ ሽቶ ዝተቓነዩ ከምዝኾኑ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣፍሊጦም፡፡ ምክረትል ከንቲባ…

ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዘሓለፉ ሸውዓተ መዓልቲታት ጥማዕ ደም ካብ ሞንጎ ዘሃቡ ውልቀ ሰባት 13 ሚኢታዊ ኮቪድ19 ተረኺቡዎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ካብ 11 ክሳብ 17 ለካቲት ካብ ሞንጎ ጥማዕ ደም ዘሃቡ ውልቀ ሰባት 13 ሚኢታዊ ኮቪድ19 ከምዝተረኸቦም ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ኣብ ዘሓለፉ ሸውዓተ መዓልቲታት ጥራሕ 79 ሰባት ብምኽንያት እቲ ቫይረስ…

ናይ ወፃኢ ሃገር ገንዘብን መሳርሒታት ኲናትን አናዘዋወሩ ዝተረኸቡ ሓሙሽተ ተጠርጠርቲ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ልዕሊ 3 ሺሕ ናይ ወፃኢ ሃገር ገንዘብን መሳርሒታት ኲናትን አናዘዋወሩ ዝተረኸቡ ሓሙሽተ ተጠርጠርቲ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዘውሎም ኮሚሽን ፖሊስ ክልል ጋምቤላ ኣፍሊጡ። ምክትል ኮሚሽነር እቲ ክልል ቱት ኮር ንግዜኢ ከምዝገለፁዎ፥ እቶም ተጠርጠርቲ…

አምባሳደር ተፈሪ መለሰ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ኣፍሪካ እንግሊዝ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ብሪታኒያ አምባሳደር ተፈሪ መለሰ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ኣፍሪካ እንግሊዝ ጀምስ ዱድሪጅ ተዛቲዮም። ኣብዘተኦም ድማ ኣብ ሓበራዊ ጉዳያት ከምኡ እውን ኣብ እዋናዊ ኩነታት ኢትዮጵያ ኣድሂቦም ሓሳብ ተለዋዊጦም። ኣብ…

300 ኢትዮጵያውያን ካብ ሱዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)300 ኢትዮጵያውያን ካብ ሱዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ተወካሊ ዳይረክቶሬት ጄኔራል ጉዳያት ቆንስላ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ብምርካብ ኣቀባብላ ገይረሙሎም። እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ…

ዳያስፖራታት ተወለድቲ ትግራይ ንህዝቢ ትግራይ ሰብኣዊ ሓገዝ ክድግፉ ይግባእ-ዶክተር ሙሉ ነጋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)''ዳያስፖራታት ተወለድቲ ትግራይ ንህዝቢ ትግራይ ሰብኣዊ ሓገዝ ክድግፉ ይግባእ'' ክብሉ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ጊዚያዊ ምምሕዳር ትግራይ  ዶክተር ሙሉ ነጋ ፃውዒት ኣቕሪቦም። ኣብቲ ክልል ዝተገበረ ተልእኾ ምኽባር ሕጊ ስዒቡ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ዝበፅሐ…

ኢትዮጵያ ኣለዉ ኣብ ዝበሃሉ ግህሰት ሰብኣዊ መሰላት ኣድላዪ ምፅራይ ክትገብር ኢያ-ደመቀ መኮነን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣለዉ ኣብ ዝበሃሉ ግህሰት ሰብኣዊ መሰላት ኣድላዪ ምፅራይ ክትገብር ኢያ ክብሉ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ፌዴሪኢ ኣይተ ደመቀ መኮነን ገሊፆም። ኣይተ ደመቀ፥ ኣብ መበል 46 ኣኼባ ቤት ምኽሪ ሰብኣዊ መሰል ውድብ…

ኣብ ከተማ መቐለ ተቛሪፁ ዝነበረ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ተመሊሱ ኣገልግሎት ምሃብ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ መቐለ ተቛሪፁ ዝነበረ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ተመሊሱ ኣገልግሎት ምሃብ ጀሚሩ። ኣብ ልዕሊ መሰረተ ልምዓት ኤሌክትሪክ ዝተፈፀመ መጥቃዕቲ ተፀጊኑ ናብ ኣገልግሎት ንኽበቅዕ ተገይሩ ኢዩ። ካብ 9 ለካቲት ጀሚሩ ክሳብ ሎሚ መዓልቲ ተቛሪፁ…

መንግስቲ ኣብ ክልል ትግራይ ን3 ነጥቢ 1 ሚሊየን ዜጋታት ሓገዝ ምክፍፋሉ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ኣብ ክልል ትግራይ ክሳበ ሕዚ ን3 ነጥቢ 1 ሚሊየን ዜጋታት ሓገዝ ምክፍፋሉ ኣፍሊጡ። ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ክልል ትግራይ ዘሎ እዋናዊ ኩነታት ኣመልኪቱ መግለፂ ኣውፂኡ፡፡ ኣብ መግለፂኡ ድማ ኣብቲ ክልል ካብ ውሽጢ ዝርከባ…