Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ኢትዮ ቴሌኮም ኣገልግሎት ኢንተርኔት ራብዓይ ትውልዲ ካብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወፃእ ኣጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ ቴሌኮም ኣገልግሎት ኢንተርኔት ራብዓይ ትውልዲ ንፈለማ እዋን ካብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወፃእ ኣጀሚሩ። ምጅማር እቲ ኣገልግሎት ኣብ ሪጅን ደቡብ ምብራቕ ከተማ ኣዳማ ተኻይዱ፡፡ ኣዳማ ሓዊሱ ከተማታት ቢሾፍቱ፣ ዱከም፣ ገላን፣ ሞጆን ኣዋሽ…

ዋና መምርሒ ጥዕና ሰራዊት ምክልኻልን ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብ ኢትዮጵያን ሓቢሮም ንምስራሕ ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና መምርሒ ጥዕና ሰራዊት ምክልኻልን ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብ ኢትዮጵያን ሓቢሮም ንምስራሕ ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪሞም። እቲ ስምምዕነት፥ ካብ ዝተፈላለዩ ክፍሊታት ሰራዊት ምክልኻልን ፖሊስ ፌዴራልን ዝተውፃእፅኡ ሰብ ሞያታት ተፈራሪሞምዎ፡፡…

ኣብ ዝቕፅል መረፃ ቀንዲ ዛዕባ ፓርቲታት ፖለቲካ ሰብኣዊ መሰል ክኸውን ይግባእ – ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰል ኢትዮጵያ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝቕፅል ሻድሻይ ሓፈሻዊ ሃገራዊ መረፃ ቀንዲ ዛዕባ ፓርቲታት ፖለቲካ ሰብኣዊ መሰል ክኸውን ከምዝግባእ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰል ኢትዮጵያ ኣተሓሳሲቡ። እቲ ኮሚሽን “ሰብኣዊ መሰላት ኣብ እዋን መረፃ” ብዝብል ሓሳብ ምስ መዳርግቲ ኣካላት ኣብ ኣዲስ…

ኣብ ጅቡቲ ዝተሃነፀ መፅንሒ ናይ ፅዕነት ተሸከርከርቲ ዶብ ተሳጋሪ ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጅቡቲ ዝተሃነፀ መፅንሒ ዶብ ተሳጋሪ ፅዕነት ተሸከርከርቲ ኢትዮጵያ ተመሪቑ። ሚኒስትር ዲኤታ ትራንስፖርት ኣይተ ኣወል ወግሪስ፥ ህንፀት እቲ መፅንሒ ተሸከርከርቲ እናዓበየ ምስ ዝመፅአ ኣቑሑት ኣታዊን ወፃኢን ድሌት ግልጋሎት ንምምላእ መንግስቲ…

ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካን ኣብ ምትግባር ትልሚ ልምዓት ትራንስፖርት ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዖም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ትራንስፖርት ፌዴሪኢ ወይዘሮ ዳግማዊት ሞገስ ምስ ኤክስኪውቲቭ ዳይሬክተር ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ቼፕሮ ኣሞስ ኪፕሮኖህ  ተዛቲየን። ክልቲኦም ሓለፍቲ፥ ኣብ ዝቕፅሉ 10 ዓማውቲ ኣብ ዝትግበር መሪሕ ትልሚ ልምዓት ዘፈር ትራንስፖርት ኣድሂቦም…

ኣብ ክልላት ትግራይን ቤኒንሻንጉልን ዝተመዛበሉ ወገናት ንጥያሽ ዝውዕል ሒሳብ ቁፅሪ ባንኪ መተኣኻኸቢ ሓገዝ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ለካቲት ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ኣብ ክልላት ትግራይን ቤኒንሻንጉልን ዝተመዛበሉ ወገናት ንጥያሽ ኣብ ዝገብሮ ፃዕሪ ንምድጋፍ ዝውዕል ሒሳብ ቁፅሪ ባንኪ መተኣኻኸቢ እቶት ዕላዊ ገይሩ። ሓገዝ ንምትእኽኻብ ብተደጋጋሚ ሕቶ እናቐረበ ከምዝነበረ ሚኒስቴር ሰላም ገሊፁ።…

ኣብ መላእ ትግራይ ዳግም ኤሌክትሪክ ተቛሪፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ተረፍምረፍ እቲ ጁንታው ኣብ መሰረተ ልምዓት ኤሌክትሪክ ብፈፀሙዎ መጥቃዕቲ ኣብ መላእ ትግራይ ዳግም ግልጋሎት ኤሌክትሪክ ተቛሪፁ። ዓዲ ጉዱም ኣብ ዝበሃል ከባቢ ካብ ኣላማጣ- መኾኒ- መቐለ ኣብ ዝተዘርገሐ ልዑል መተሓላለፊ ሓይሊ ኤሌክትሪክ…

ልኡኽ ውሽጣዊ ጉዳያት ድሕንነት ደቡብ ሱዳን ኣብ ኤጀንሲ መርበብ ሓበሬታን ድሕሕነትን ዑደት ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዋና ዳይሬክተር ውሽጣዊ ጉዳያት ድሕንነት ደቡብ ሱዳን ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ምስ ኣመራርሓታት ኤጀንሲ መርበብ ሓበሬታን ድሕሕነትን ተዛቲዩ። እቲ ዘተ ብዋንኡ ክልቲአን ሃገራት ኣብ ጉዳይ መርበብ ሓበሬታን ድሕንነትን ብሓባር ንምስራሕ ኣብ…

ፓርቲ ብልፅግና ሽመት ስራሕ ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ንዝተፈላለዩ ኣመራርሓታት ሽመት ሂቡ፡፡ ብመሰረት  እዚ ኣይተ ሃፍታይ ገብረእግዚአብሔር ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ክልል ትግራይ ኣይተ ነብዩ ስሑል ኣብ ዋና ቤት ፅሕህፈት ፓርቲ ብልፅግና ሓላፊ…

ኣብ ዞባ ሃላባ ንህንፀት ግድብ ህዳሰ ዝውዕለ ብር 27 ነጥቢ 4 ሚሊየን ሓገዝ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ሃላባ ንህንፀት ግድብ ህዳሰ ዝውዕለ ብር 27 ነጥቢ 4 ሚሊየን ሓገዝ ተገይሩ። ኣብ ሃላባ ቁሊቶ “ቱር ህዳሰ ጎስጓ መኪና” ተኻይዱ፡፡ ኣማኻሪ ዋና ኣመሓዳሪ ዞባ ሃላባ ኣይተ ከድር ቆርቾ፥ እቲ ዞባ ህንፀት ግድብ ህዳሰ ካብ ዝጅመር…