Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣብ መደቀሲ ሴኮቱሬ 2 ቡምባ፣ 17 ሽጓጉጥን ካልኦት መሳርሒታት ኲናትን ከምዝተረኸቡ ሰብኣይ ጓሉ ንመጋባእያ ኣረዲኡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ መንበሪ ሰብኣይ ጓሉ ንሴኮቱሬ ኣብነት ኃይሉሸዋ፥ ብተፍቲሽ ዝተረኸበ 2 ቡምባ፣ 17 ሽጓጉጥን ካልኦት መሳርሒታት ኲናትን ሴኮቱሬ ኣብ መደቀሲኡ ዘቐመጦ እንበር ናተይ ኣይኮነን ክብል ተኸራኺሩ።
እቲ ተጠርጣሪ ኣብ ቀዳማይ ብርኪ ቤት ፍርዲ ፌዴራል…
ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኢትዮጵያ ኣብ ልዑል ጎዳና ዕብየት ንክትጓዓዝ ዘኽእል ብሄራዊ ትልሚ 10 ዓመት ኣፅዲቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 02 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኢትዮጵያ ኣብ ልዑል ጎዳና ዕብየት ንክትጓዓዝ ዘኽእል ብሄራዊ ትልሚ 10 ዓመት ኣፅዲቑ።
ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ፥ እቲ ትልሚ ኣብ ህንፀት ሰላምን ትካላዊ ህዳሰን ዘተኩሩ 10 ዓምዲታት ከምዘለውዎ…
ሓይሊ ኮማንዶ ፖሊስ ፌዴራል ጉጅለ ህወሓት ኣብ ቤት ማእሰርቲ ባዶ 6 ንዘይሕጋዊ ተግባር እንትጥቀመሎም ዝነበረ ክዳውንቲን ናውቲን ኣወጊዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓይሊ ኮማንዶ ፖሊስ ፌዴራል ኣብ መቐለ ዝርከብ ቤት ማእሰርቲ ባዶ 6 ኣብ ዝገበሮ ዳህሳስ ጉጅለ ህወሓት ንዘይሕጋዊ ተግባር እንትጥቀመሎም ዝነበረ ክዳውንቲን ናውቲን ኣወጊዱ።
እተ ቦታ ዘይሕጋዊ ቤት ማእሰርቲን መግረፍቲን ዝፍፀመሉ ከምዝነበረ ምክትል…
ንዶብ ተሻገርቲ ገናሕቲ መኪናን ሓገዝቶምን ምስ ኮቪድ-19 ብዝተተሓሓዘ ኢንሹራንስ ህይወት ከምዝእተወሎም ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ንዶብ ተሻገርቲ ገናሕቲ መኪናን ሓገዝቶምን ምስ ኮቪድ-19 ብዝተተሓሓዘ ኢንሹራንስ ህይወት ከምዝእተወሎም ሚኒስቴር ትራንስፖርት ገሊፁ።
እቲ ኢንሹራንስ ህይወት ኣብ ቀረባ እዋን ተግባራዊ ከምዝግበርን ብሰብ ዋናናን ኩባኒያታትን ብዝኽፈል መጠን ኣርቦን…
መንግስቲ ፌዴራል ኣብ ክልል ትግራይ ድሕንነት ዜጋታት ንምሕላውን ተቓላዕቲ ንዝኾኑ ክፋላት ማሕበረሰብ ሰብኣዊ ደገፍ ንምቕራብን ብቑርፀኝነት ይሰርሕ ኣሎ…
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ፌዴራል ኣብ ክልል ትግራይ ድሕንነት ዜጋታት ንምሕላውን ተቓላዕቲ ንዝኾኑ ክፋላት ማሕበረሰብን ሰብኣዊ ደገፍ ንምቕራብ ብቑርፀኝነት ይሰርሕ ምህላዉ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚሚኒስቴር ኣፍሊጡ።
መንግስቲ ኣብ ክልል ትግራይ ስጉምቲ ምኽባር ሕጊ ካብ…
ኣብ ዞባ ምብራቕ ጎጃም ወረዳ ጎንቻ ሲሶ እነሴ ብዝበፅሐ ሓደጋ ትራፊክ 6 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ኣብ ዞባ ምብራቕ ጎጃም ወረዳ ጎንቻ ሲሶ እነሴ ብዝበፅሐ ሓደጋ ትራፊክ 6 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም
እቲ ሓደጋ ካብ መካነ ሰላም ናብ ኣዲስ ኣበባ ለይቲ ሰዓት 8 ሰባት ኣሳፊሩ ኣብ ምጉዓዝ ዝነበረት ዶሊፊን ዝዓይነታ ተሽከርካሪት…
ኣብ ዞባ ደቡብ ትግራይ ወረዳ ኦፍላ ዝርከቡ ሓረስቶት ናብ ዕለታዊ ምንቅስቓስ ስራሕ ከም ዝተመለሱ ገሊፆም
ኣዲስ ኣበባ፣ 02 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ደቡብ ትግራይ ወረዳ ኦፍላ ጣቢያ ሓያሎ ዝነብሩ ሓረስቶት ሰላም ብምንጋሱ ናብ ንቡር ህይወቶም ምምላሶም ገሊፆም።
ተዓጠቕቲ ጁንታ ኣብ ውሽጢ መረበቶም ብምምሻጎም ካብ ከባቢኦም ርሒቖም ንምኻድ ተገዲዶም ምንባሮም ኣመልኪቶም።
ድሕሪ ኽልተ…
“ኣብ ክልል ትግራይ ሰብኣዊ ድጋፍ ናይ ምብፃሕ ስራሕ ተጠናኺሩ ክቕፅል እዩ”ዶክተር ኣብርሃም በላይ
ኣዲስ ኣበባ፣ 02 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ሰብኣዊ ድጋፍ ናይ ምብፃሕ ስራሕ ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ላዕለዋይ ኣመራርሓ ብልፅግና ትግራይ ዶ/ር ኣብርሃም በላይ ገሊፆም።
ኣፍቲ ክልል ኣብ ዝተፈላለዩ ከተማታት እቲ ሓገዝ ምክፍፋል ስራሕቲ ምጅማሩ ተዛዊሪቦም።
ኣብዚ ሕዚ…
“ኢትዮጵያ ሓንቲ ኮይና፥ ጁንታ ካብ ወሪዱ ንብሕቱ ቀሪዩ!” – ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ጄነራል ብርሃኑ ጁላ
ኣዲስ ኣበባ፣ 02 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጁንታ ብዝፈፀሞ ልክዕ ናይ ሰብ እንስሳ ክኸውን ኢዩ ኢልና ኣይገመትናን ነይርና ክብሉ ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ጄነራል ብርሃኑ ጁላ ተዛሪቦም።
ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወረቅ ዘውዴ ኣብ ዝተረኸባሉ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣብ…
ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 526 ሰባት ተረኺቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 02 ታሕሳስ፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 5 ሺሕን 741 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 526 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ።
ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 115 ሺሕን…