Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ቦርድ ምርጫ ኣብ መንጎ ኣመራርሓ ኦብነግ ዘሎ ዘይምርድዳእ ኣመልኪቱ ዝቐረቡ ሰነዳት ብምምርማር ውሳነ ሂቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ ለ9 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ኣብ መንጎ ኣመራርሓ ኦጋዴን ብሔራዊ ነጻነት ግንባር (ኦብነግ) ዘሎ ዘይምርድዳእ ኣመልኪቱ ዝቐረቡ ሰነዳት ብምምርማር ውሳነ ከምዝሃበ ኣፍሊጡ።
ብእኒ ኣይተ ራያል ሃሙድ ካብ 12 ክሳብ 15 ጥሪ 2013 ዓ.ም ተኻይዱ…
ሞት ኣዴታት ብ50 ሚኢታዊት ንምቕናስ ይስራሕ ከምዘሎ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ለካቲት ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሞት ኣዴታት ብ50 ሚኢታዊት ንምቕናስ ይስራሕ ከምዘሎ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ።
“ኮቪድ-19 ኣብ ኣዴታትን ህፃናትን ኣብ ስነ ተዋልዶ መናእሰይ ኣተሓላልዋ ጥዕና ዘበፅሖ ዘሎ ፅዕንቶ” ብዝብል ርእሲ መበል 29 ዓመታዊ ኮንፈረንስ ማሕበር ሓካይም…
ንቀ/ሚን መላእ ኣመራርሓ ለውጢን ዝድግፍ ሰልፊ ኣብ ዞባ ምምሕዳር ብሄረሰብ ኦሮሞ ከተማታት ከሚሴን ባቲን ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ንቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድን መላእ ኣመራርሓ ለውጢን ዝድግፍ ሰልፊ ኣብ ዞባ ምምሕዳር ብሄረሰብ ኦሮሞ ከተማታት ከሚሴን ባቲን ይካየድ ኣሎ።
ዕላማ እቲ ሰልፊ ድማ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ናብ ስልጣን ካብ ዝመፅኡሉ እዋን ኣትሒዙ…
ኣብ ኮንጎ ብዘጋጠመ ሓደጋ ምጥሓል ጀልባ ብውሑዱ 60 ሰባት ህይወቶም ሓሊፉ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዲሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኣብ ኮንጎ ብዘጋጠመ ሓደጋ ምጥሓል ጀልባ ብውሑዱ 60 ሰባት ህይወቶም እንትሓልፍ ልዕሊ 100 ሰባት ደሃዮም ኣይተረኸበን።
እታ ጀልባ ኣብ ምብራቓዊ ርእሰ ከተማ እታ ሃገር ከተማ ኪንሳሻ ምሸት እናተጓዘት እናሃለወት ምስ…
ኣብ ከተማ ደሴ ንቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድን ኣመራርሓ ለውጢን ዝድግፍ ሰልፊ ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ደሴ ንቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድን ኣመራርሓ ለውጢን ዝድግፍ ሰልፊ ይካየድ ኣሎ።
ካብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት እታ ከተማ ብምብጋሰድን ኣብ ስታዲየም ሆጤ ብምትእኅኻብን ዝተፈላለዩ ናይ ድጋፍ መልእኽቲታት ኣመሓላሊፎም።
ንድጋፍ ሰልፊ ዝወፅአሁ…
ኣብ ዞባ ደቡብ ወሎ ከተማ ኮምቦልቻ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድን ኣመራርሓ ለውጢን ዝድግፍ ሰልፊ ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ደቡብ ወሎ ከተማ ኮምቦልቻ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድን ኣመራርሓ ለውጢን ዝድግፍ ሰልፊ ይካየድ ኣሎ።
ብተወሳኺ ብልፅግና ንምትብባዕ ዝተኻየደ ሰልፊ ኢዩ ተባሂሉ።
ብዙሕ ቁፅሪ ዘለዎም ሰልፈኛታት ካብ ንጎሆ 12 ሰዓት ጀሚሩ…
ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ዝድግፍ ሰልፊ ኣብ ኮንሶ ተኻይዱ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበርቲ ዞባ ኮንሶ ንቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድን ዝምዝገብ ዘሎ ለውጢን ዝድግፍ ሰልፊ ኣካይዶም።
እቶም ነበርቲ፥ ቀዳማይ ሚኒስተር ዶክተር ኣቢይ ዘመዝግብዎ ዘለዉ ኣመራርሓ ለውጢን ውፅኢትን ብምንኣድ ኣብ ጎድኖም ከምዝስለፉ ዘረጋግፅ…
ሚኒስትር ሳይንስን ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲን ምስ ተወከልቲ ባንኪ ዓለም ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ሳይንስን ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲን ዶክተር ሳሙኤል ኡርቃቶ ምስ ተወከልቲ ባንኪ ዓለም ተዛቲዩ።
ኣብቲ መድረኽ ዘተ፥ ኣብቲ ሚኒስቴር ብዛዕባ ዘሎ ተግባርት ምምሕያሽ ብፍላይ ፅባሕ ዕላዊ ዝግበር ሃገር ቦቆል ኣፈፃፅማ ሳልሳይ ዲግሪ…
ቦርድ ምርጫ ሓላፍነቱን ግዴታኡን ከምዝዋፃእ ኣካቢት እቲ ቦርድ ብርቱካን ሚደቅሳ ኣፍሊጠን
ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ፌዴሪኢ ሓላፍነቱን ግዴታኡን ከምዝዋፃእን ይዋፃእ ከምዘሎን ኣካቢት እቲ ቦርድ ብርቱካን ሚደቅሳ ኣፍሊጠን።
እተን ኣካቢት ንኣመራርሓታት ፓርቲታት፣ ሕፁያት ተወዳደርቲ ፓርቲታትን ብውልቆም ንዝወዳደሩን ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስቡክ…
ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቱርኪ ርክብ ክልቲአን ሃገራት ኣብ ዘጠናኽር ዛዕባ ተዛቲዮም ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ምክትል ቀዳማጥ ሚኒስትርን ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቱርኪ ሜቭሉት ካቩሶግሉ ርክብ ክልቲአን ሃገራት ኣብ ዘጠናኽር ዛዕባ ተዛቲዮም ተዛቲዮም።
እቶም መራሕቲ ኣብ ጉዳይ ዲብ ኢትዮ ሱዳንን ካልኦት…