Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 531 ሰባት ተረኺቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሕዳር፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 5 ሺሕን 288 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 531 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ።
ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 114 ሺሕን…
ቀዳማይ ስራሕ መንግስቲ መሰረተ ልምዓታት መሊሱ ምህናፅን ዝተጎድኡ ዜጋታት ምጥያሽ ኢዩ – ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴን
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ መሰረተ ልምዓታት መሊስካ ምህናፅን ዝተጎድኡ ዜጋታት ምጥያሽን ቀዳማይ ተግባር መንግስቲ ከምዝኾነ ኣቐባሊ ቃል ዋሕዚ ሓበሬታ ኣዋጅ ክፁፅ እዋን ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴን ገሊፆም።
ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴንን ኮሚሽነር ኮሚሽን…
ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ልዕሊ 26 ሺሕ ናይ ሓባር መንበሪ ኣባይቲ ክሃንፅ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ሕዳር፣2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኤጀንሲ ህንፀትን ዲዛይንን ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ በጀት ዓመት 2013 ዓ.ም ልዕሊ 26 ሺሕ ናይ ሓባር መንበሪ ኣባይቲ ከምዘሃንፅ ኣፍሊጡ።
እቲ ኤጀንሲ ኣብ ትልሚ በጀት ዓመት ዝሓዞም ተግባራት ኣመልኪቱ ምስ ሰራሕተኛታት እቲ ትካል ዘተ…
ኣብ ከይዲ ምኽባር ሕጊ ጉድኣት ዘጋጠሞም ወገናት ዝርከቡሎም ዝግበር ሰባኣዊ ሓገዝ ተጠናኺሩ ከምዝቐፀለ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ ፣29 ሕዳር፣2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ) ኣብ ኣላማጣ፣ መኾኒ፣ ጨረጨር፣ ዳንሻ፣ ማይካድራን ካልኦት ከባቢታትን ኣብ ከይዲ ምኽባር ሕጊ ጉድኣት ዘጋጠሞም ወገናት ዝርከቡሎም ዝግበር ሰባኣዊ ሓገዝ ተጠናኺሩ ከምዝቐፀለ ሚኒስቴር ሰላም ኣፍሊጡ።
ዓለ፣ ለኸ ትካላት ወሃብቲ ሰብኣዊ ሓገዝ ምስ…
ስርዓት ጉምሩኽ ንምዝማን ዝሕግዝ ስምምዐዕነት ተፈሪሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኮሚሽን ጉምሩኽ ኣሰራርሕኡ ቅልጡፍ፣ ግልፂን ተበፃሒን ንምግባር ኣስተዋፅኦ ከምዘለዎ ዝተኣመነሉ ስምምዕነት ምስ ኢትዮጵያ ፍራይት ፎርዋርደርስ ሺፒንግ ኤጀንትስ አሶስሽን ተፈራሪሙ።
እቲ ስምምዕነት ኮሚሽነር ኮሚሽን ጉምሩኽ ኣይተ ደበሌ ቃበታን ኣዶ…
ሚኒስቴር ትምህርቲ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝኸውን 10 ሚሊየን ብር ደገፍ ገይሩ
ኣዲስ፣ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስቴር ትምህርቲ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝኸውን 10 ሚሊየን ብር ደገፍ ከምዝገበረ ኣፍሊጡ።
መርሃ ግብሪ ትምህርቲ ንምቕፃል ሰላም ሃገር ወሳኒ ከምዝኾነ ዝገለፁ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣይተ ሚሊየን ማቴዎስ፥ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር…
እኒ እስክንድር ነጋ ሓዊሱ ኣብ 5 ተኸሰስቲ፤ ዓቃቢ ሕጊ መሰኻኽረይ ኣብ ድሕሪት መጋረጃ ኮይኖም ይመስክሩለይ ኢሉ ዘቕረቦ ሕቶ ውድቂ ኮይኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)እኒ እስክንድር ነጋ ሓዊሱ ኣብ ሓሙሽተ ተኸሰስቲ፤ ዓቃቢ ሕጊ መሰኻኽረይ ኣብ ድሕሪት መጋረጃ ኮይኖም ይመስክሩለይ ኢሉ ዘቕረቦ ሕቶ ውድቂ ኮይኑ።
ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌዴራል 1ይ ጉዳያት ገበን ሕገመንግስቲን ፀረ ግብረ ራዕዲን መጋባእያ ምድብ ልደታ፥…
ኣምባሳደር ድሪባ ኩማ ምስ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፊንላንድ ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ስዊድንን ካልኦት ሃገራት ዮርዲክን በዓል ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደር ፌዴሪኢ ድሪባ ኩማ ምስ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፊንላንድ ካይ ሱዌር ተዛቲዮም።
እቶም መራሕቲ፥ መንግስቲ ፌዴራል ኣብ ክልል ትግራይ ብዛዕባ ዘካየዶ ወፍሪ ምኽባር…
ንስደተኛታት ዝረድእ “ስንቂ ጉዕዞ” ዝተብሃለ መተግበሪ ሞባይል ዕላዊ ኮይኑ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ሕዳር ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ንኢትዮጵያውይን ስደተኛታት ኩለመዳይ ሓበሬታ ዘቕርብ “ስንቂ ጉዕዞ” ዝተብሃለ መተግበሪ ሞባይል ሎሚ መዓልቲ ዕላዊ ኮይኑ።
ዓለም ለኸ ትካል ስራሕ ተዳሊዩ ዕላዊ ዝተገበረ መተግበሪ ንስደተኛታት ዝተማልአ ሓበሬታ ምሃብ ዘኽእል ኢዩ ተባሂሉ፡፡…
ኣብ ውሽጢ ሓደ ሰሙን ልዕሊ ብር 33 ሚሊየን ዝግመት ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ሕዳር ፣2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ውሽጢ ሓደ ሰሙን ልዕሊ ብር 33 ሚሊየን ዝግመት ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም።
እቶም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ዝተትሓዙ ኢየም ተባሂሉ።
ክብ ሞንጎ እዚኣቶም ብር 31 ሚሊየን 253 ሺሕን 301 ዝግመት…