Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ኣብ ዞባ ሰሜን ሸዋ ንፕሮጀክት መኣዲ ንሃገር ልዕሊ ብር 8 ሚሊየን ተኣኪቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ሰሜን ሸዋ ከተማ ፍቼ ንቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዝተኻየደ ናይ ድጋፍ ሰልፊ ንፕሮጀክት መኣዲ ንሃገር ብር 8 ሚሊየን 500 ሺሕን ተኣኪቡ። ኣብቲ እዋን ማሕበረሰብ እቲ ዞባ ኣብዛ ሃገር ዝስርሑ ስራሕቲ ልምዓት ብንቕሓት ንምስታፍ…

ሚኒስትር ዲኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴን ምስ ልኡኽ ፓርቲ ዩናይትድ ሩሲያ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዲኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴን ምስ ልኡኽ ፓርቲ ዩናይትድ ሩሲያ ተዛቲዮም። ብምክትል ሓላፊ ዓለም ለኸ ርክብ ፓርቲ ዩናይትድ ሩሲያ ኣንድሬ ክሊሞቭ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ኢትዮጵያ ዑደት ስራሕ ይገብር ኣሎ፡፡ ኣብቲ…

ክልል ትግራይ ሓዊሱ ሰብኣዊ ሓገዝ ኣብ ዘድሊዮም ከባቢታት እናተሰርሐ ዝርከብ ስራሕ ተጠናኺሩ ይቕፅል ኣሎ – ሚኒስቴር ሰላም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልል ትግራይ ሓዊሱ ሰብኣዊ ሓገዝ ኣብ ዘድሊዮም ከባቢታት እናተሰርሐ ዝርከብ ስራሕ ተጠናኺሩ ይቕፅል ከምዘሎ ሚኒስቴር ሰላም ገሊፁ። ሚኒስትር ሰላም ወይዘሮ ሙፈሪያት ካሚል ኮሚቴ ሚኒስትራት ወሃቢ ምላሽ ህፁፅ እዋን እናተኸታተሎ ዝርከብ ሰብኣዊ…

ቤት ፍርዲ ኣብ ልዕሊ ዶክተር ኣዲስ ኣለም ባሌማ ተወሳኺ ምርራ ንምግባር 12 መዓልቲታት ንፖሊስ ፈቒዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ፍርዲ ኣብ ልዕሊ ዶክተር ኣዲስ ኣለም ባሌማ ተወሳኺ ምርራ ንምግባር 12 መዓልቲታት ንፖሊስ ፈቒዱ። ዶክተር ኣዲስ ኣለም ባሌማ ብዝተጠርጠሩዎ ሕገመንግስቲን ሕገ-መንግስታዊ ስርዓት ብሓይሊ ንምፍራስ ናይ ምፍታን ገበን ምርመራ እናተገረበሎም…

ንፓርኪታት ኢንዱስትሪ መቀነባበሪ ፍርያት ሕርሻ ሓይሊ ንምቕራብ ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ንፓርኪታት ኢንዱስትሪ መቀነባበሪ ፍርያት ሕርሻ ሓይሊ ንምቕራብ ዝተፈላለዩ ይስራሕቲ እናተሰርሑ ከምዝኾኑ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ንክምረቑ ድሉው ንዝኾነ ፓርክ ኢንዱስትሪ መቀነባበሪ ፍርያት ሕርሻ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ንምቕራብ ክልተ ኣማራፂታት…

ፓርቲ ብልፅናን ፓርቲ ዩናይትድ ሩሲያን ብሓባር ንምስራሕ ስምምዕነት ተፈራሪሞም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርቲ ብልፅና ምስ ፓርቲ ዩናይትድ ሩሲያ ብሓባር ንምስራሕ ዘኽሎ ስምምዕነት ተፈራሪሙ። እቲ ስምምዕነት ኣብ ሞጎ ኢትዮጵያን ሩሲያን ንዘበናት ዝዘለቐ ጥቡቕ ምሕዝነት ኣብ ውሽጢ ግንዛበ ዘእተወን ብብርኪ ፓርቲ ክስርሑ ዝግበኦም ጉዳያት ብሓባር ንምስራሕ…

ክፍለ ኢኮኖሚ ሕርሻ ንምምሕያሽ ናብ ተግባር ዝኣተወ ስርዓት ሊዝ ፋይናንስ ወድዓዊ ኩነታት ኢትዮጵያ ኣብ ግምት ዘእተወ ክኸውን ከምዝግባእ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ክፍለ ኢኮኖሚ ሕርሻ ንምምሕያሽ ናብ ተግባር ዝኣተወ ስርዓት ሊዝ ፋይናንስ ወድዓዊ ኩነታት ኢትዮጵያ ኣብ ግምት ዘእተወ ክኸውን ከምዝግባእ ሚኒስቴር ሕርሻ ሓቲቱ። ሚኒስቴር ሕርሻ ምስ ትካላት ፋይናንስ ኣብ ዙሪያ ሊዝ ፋይናንስ ይዛተ ኣሎ፡፡ ኣብቲ…

ንቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ዝተገበረ ሰልፊ ድጋፍ ፓርቲ ብልፅግናን መንግስቲን ኣብ ቀፃሊ ስረሖም ብዝበለፀ ንኽሰርሑ ዘበረታትዕ ኢዩ – ኣይተ ሽመልስ…

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ንቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ዝተገበረ ሰልፊ ድጋፍ ፓርቲ ብልፅግናን መንግስቲን ኣብ ቀፃሊ ስረሖም ብዝበለፀ ንኽሰርሑ ዘበረታትዕ ምዃኑ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ገሊፆም። እቶም ርእሰ ምምሕዳር ንቀዳማይ…

ኣብ ከተማ መቐለ ትምህርቲ 1 ለካቲት 2013 ዓ.ም ክጅነር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራ ብምኽንያት ዝተኻየደ ወፍሪ ምኽባር ሕጊን ቫይረስኮሮናን ኣብ መቐለ ከተማ ተቛሪፁ ዝነበረ ትምህርቲ 1 ለካቲት 2013 ዓ.ም ከምዝጅመር ከንቲባ ግዚያዊ ምምሕዳር እታ ከተማ ኣይተ ኣታኽልቲ ሃይለስላሰ ኣፍሊጦም። ኣብዚ ሕዚ እዋን ሰላም…

ብብር 18 ነጥቢ 2 ቢሊየን ሸሞንተ መገዲታት ንምህናፅ ስምምዕነት ተፈሪሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)በዓል መዚመገዲታት ኢትዮጵያ ብብር 18 ነጥቢ 2 ቢሊየን ሸሞንተ መገዲታት ንምህናፅ ስምምዕነት ተፈራሪሙ። ሎሚ መዓልቲ ስምምዕነት ዝተፈራረሞም መገዲታት ሓዊሱ ኣብ ሽዱሽተ ኣዋርሕ 2013 ዓ.ም ጥራሕ ብብር 43 ነጥቢ 3 ቢሊየን ዝህነፁ 21 ፕሮጀክታት…