Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ደመቀ መኮነን ምስ ፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳን ሳልቫ ኪር ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ለካቲት ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ደመቀ መኮነን ምስ ፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳን ሳልቫ ኪር ተዛቲዮም።
እቲ ዘተ ኣብ ክልቲኣዊን ቀጠናዊን ዛዕባ ትኹረት ዝገበረ ከምዝኾነ ተገሊፁ።
እቶም መራሕቲ ርክብ ክልቲአን ሃገራት ናብ…
ፅባሕን ድሕሪ ፅባሕን “ሓድነት ንኢትዮጵያ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ግዝኣታት ዋሸንግተን ዲሲን ኒውዮርክን ሰላማዊ ሰልፊ ክካየድ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፅባሕን ድሕሪ ፅባሕን “ሓድነት ንኢትዮጵያ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ግዝኣታት ዋሸንግተን ዲሲን ኒውዮርክን ሰላማዊ ሰልፊ ከምዝካየድ ኣብ ኣሜሪካ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ገሊፆም።
“ኣብ ወፃኢ ሃገራት ዝንዝሑ ናይ ሕሶት ፕሮፓጋንዳታት ምስሊ ኢትዮጵያ…
ባህሬን ኣብ ትግራይ ዘሎ ምንቅስቓስ ውሽጣዊ ጉዳይ ኢትዮጵያ ከምዝኾነ ገሊፃ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ለካቲት 30 ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ባህሬን ኣብ ትግራይ ዘሎ መንቅስቓስ ውሽጣዊ ጉዳይ ኢትዮጵያ ከምዝኾነ ገሊፃ።
ጄነራል ቆንስል ቤት ፅሕፈት ጀኔራል ቆንስላ ፌዴሪኢ ኣብ ባህሬን ኣምባሳደር ጀማል በክር ምስ ሓጋዚ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ እታ ሃገር ዶክተር ሻይካ ራና ኣብ…
ኣብ ዓመት ልዕሊ 3 ሚሊየን ኩንታል ፍርያት ህብ ኢዩ ዝተብሃለ ፋብሪካ ሽኮር በለስ ኣብ ውሽጢ ሓደ ወርሒ ንመዝዛም ይስራሕ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዓመት ልዕሊ 3 ሚሊየን ኩንታል ፍርያት ህብ ኢዩ ዝተብሃለ ፋብሪካ ሽኮር በለስ ኣብ ውሽጢ ሓደ ወርሒ ንመዝዛም እናተሰርሐ ምዃኑ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ኮርፖሬሽን ሽኮር ኢትዮጵያ ኣይተ ወዮ ሮባ ኣፍሊጡ።
እቲ ፋብሪካ ቅድሚ ሸውዓተ ዓማውቲ ልዕሊ…
መንግስቲ ስኮትላንድ ኣብ ኢትዮጵያ ሰብኣዊ ሓገዝ ዝውዕል ልዕሊ 471 ዶላር ድጋፍ ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ስኮትላንድ ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ እዋን ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ጉድኣት ንዝበፅሖም ዜጋታት ሰብኣዊ ሓገዝ ንምቕራብ ልዕሊ 471 ዶላር ሓገዝ ዕላዊ ገይሩ።
መሰረቶም ስኮትላንድ ብዝገበሩ ትካላት ተራድኦ ኣቢሉ ኣብ ክልል ትግራይ ህፁፅ ሰብኣዊ…
ቦርድ ምርጫ ቀፃሊ ኣብ ኢትዮጵያ ዝካየድ ምርጫ ንዝዕዘቡ ሃገር በቆል ትካላት ስቪክ ማሕበራት ስልጠና ሂቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ቀፃሊ ኣብ ኢትዮጵያ ዝካየድ ምርጫ ንዝዕዘብ ማመልከቻ ንዘእተዉን ቀዳማይ ዙር ንዝሓለፉን ሃገር በቆል ትካላት ስቪክ ማሕበራት ስልጠና ሂቡ።
እቲ ስልጠና ዝተፈላለዩ ክፍሊታት ዘለዎ እንትኸውን፥ ዓለም ለኸዊ ተመክሮ ብዝወነኑ ሰብ…
ኣብ ዞባ መተከል ዝተፈጠረ ፀገም እቲ ጁንታ ህንፀት ህዳሰ ግድብ ንምትእጉጓል ምስ ሓይሊታት ጥፍኣት ተዋዲዱ ብምስርሑ ከምዝኾነ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት 30፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ መተከል ዝተፈጠረ ፀገም እቲ ጁንታ ህንፀት ህዳሰ ግድብ ንምትእጉጓል ምስ ሓይሊታት ጥፍኣት ተዋዲዱ ብምስርሑ ከምዝኾነ ዋና ኣተሓባባሪ ዝተዋደደ ገብረ ሓይሊ ዞባ መተከል ሌተናል ጄኔራል አስራት ዴኔሮ ገሊፆም።
ኣብቲ ዞባ ነበርቲ ጉባ…
ኣብ ቤት ማእሰርቲ የመን ብዝበፅሐ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ብዙሓት ኢትዮጵያውያን ህይወቶም ሓሊፉ – ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቤት ማእሰርቲ የመን ብዝበፅሐ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ብዙሓት ኢትዮጵያውያን ህይወቶም ከምዝሓለፈ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ።
ኣቐባሊ ቓል እቲ ሚኒስቴር ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘሃቡዎ ሰሙናዊ መግለፂ፥ በቲ ሓደጋ ህይወቶም ዝሓለፉ…
ወተሃደር ሱዳን ዶብ ሓሊፉ ምእታው ድሌት ህዝቢ ሱዳን ከይኾነን ኣጀንዳ ካልእ ኣካል እዩ-ኣይተ ታገሰ ጫፎ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ወተሃደር ሱዳን ዶብ ኢትዮጵያ ሓሊፉ ምእታው ድልየት ህዝቢ ሱዳን ከይኾነስ ኣጀንዳ ካልእ ኣካል እዩ ክብሉ ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ተወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ኣይተ ታገሰ ጫፎ ገሊፆም።
እቶም ኣፈ ጉባኤ፥ ኢትዮጵያ ኣብ ወፍሪ ሕጊ ምኽባር ኣብ ዝነበረትሉ…
ኣብ ክልል ትግራይ 5 ፋብሪካታት ብሙሉእ ዓቕመን ስራሕ ጀሚረን
ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኣካብነት ሚኒስትር ሰላም ወይዘሮ ሙፈሪያት ካሚል ዝምራሕ ኮሚቴ ሚኒስትራት ብሄራዊ ማእኸል መተሓባበሪ ሃንደበታዊ ሓደጋ ሰብሳቢነት የሚመራው ኣኼባ ኣካይዱ፡፡
ኣብቲ ኣኼባ ኣባል ሚኒስቴር ቤት ዕዮታት እቲ ኮሚቴ ኣብ ክልል ትግራይን ዞባ መተከልን…