Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኢትዮጵያን ሞሮኮን ኣብ ኩለመዳይ ዓውዲታት ዘለዎን ምትሕብባር ንምጥንኻር ተስማሚዐን
ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ኣይተ ታገሰ ጫፎ ምስ ኣምባሳደር ኢትዮጵያን ጂቡቲን ንጉሠ ነገሥታዊ መንግስቲ ሞሮኮ ንዝሃ አላውዊ ሚሃምዲ ተዛቲዮም።
ኣብ እዋን እቲ ዘተ፥ ኢትዮጵያን ሞሮኮን ኣብ ኩለመዳይ ዓውዲታት ዘለዎን ምትሕብባር…
ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 509 ሰባት ተረኺቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 05 ሕዳር፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 5 ሺሕን 532 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 509 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ።
ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 101…
ትማሊ ምሸት ናብ ባህርዳርን ጎንደርን ሮኬት ከምዝተተኮሰ መፃረዪ መረዳእታ ህፁፅ ግዜ ኣዋጅ ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ትማሊ ምሸት ናብ ባህርዳርን ጎንደርን ሮኬት ከምዝተተኮሰ መፃረዪ መረዳእታ ህፁፅ ግዜ ኣዋጅ ኣፍሊጡ።
ብመሰረት እዚ ኣብ ከባቢ መዕርፎ ኣውሮፕላን መጠነኛ ጉድኣት በፂሑ ኢዩ ኢሉ።
ስግብግቡ ጁንታ ኣብ ኢዱ ዘሎዉ ናይ መወዳእታ መሳሪታት ጋጊኑ…
ግድብ ተከዘ ብቡምባ ተደብዲቡ ብዝብል ዝናፈስ ሓበሬታ ሓሶት ከምዝኾነ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መፈልፈሊ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ተከዘ ብቡምባ ተደብዲቡ ተባሂሉ ብኣመራርሓታት ህወሓት ዝተፈነወ ሓበሬታ ሓሶት ምዃኑ መፃረዪ ሓበሬታ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ኣፍሊጡ።
እቲ መፃረዪ ሓበሬታ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ፥ ግድብ ተከዘ ከምካልኦት ግድባት…
ኮሚቴ ኣቕራቢ ሕፁያት ኮሚሽነራት ስርሑ ብዕሊ ጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኮሚቴ ኣቕራቢ ሕፁያት ኮሚሽነራት ስርሑ ብዕሊ ምጅማሩ ገሊፁ።
ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣይተ ታገሰ ጫፎ ምስ ኮሚቴ ኣቕራቢ ሕፁያት ኮሚሽነር ኮሚሽን ኣብ ዝገበሩዎ ቀዳማይ መዓልቲ ዘተ ስርሑ ብዕሊ ከምዝጀመረ ኣብሲሮም፡፡
ኣወዳድባን…
ኣምነስቲ ኢንተርናሽናል ኣብ ማይካድራ ብዙሓት ሰላማዊ ሰባት ከምዝተቐተሉ ኣረጋጊፀ ኢሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኻዊ ተኻታዒ ሰብኣዊ መሰላት ኣምነስቲ ኢንተርናሽናል ኣብ ማይ ካድራ ብዙሓት ንፁሃን ሰባት ከምዝተቐተሉ ምርግጋፁ ገሊፁ።
እቲ ትካል ብምርመራ ሓበሬታ ላብራቶሪ ህውከትን ሳትላይትን ኣብ ማይ ካድራ ብዘስካሕኽሕ ኩነታት ዝተቐተሉ ሰባት በቢቦትኡ…
ቀ/ሚ ኣቢይ ህዝቢ ትግራይን ሓይሊታት ፀፅታ ትግራይን ካብ ገባቲ ጉጅለ ህወሓት ንባዕሎም ከድሕኑ ፀዊዖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ እዋናዊ ጉዳይ ኣመልኪቶም ንህዝቢ ትግራይን ሓይልታት ፀጥታን መልእኽቲ ኣመሓላለፎም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ዘመሓላለፉዎ ሙሉእ መልእኽቲ ከምዚ ዝስዕብ ቀሪቡ ኣሎ፦
ዝኸበርካ ህዝቢ ትግራይ
ከምዝፍለጥ…
ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ እስራኤል ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ፌዴሪኢ ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ እስራኤል ጋቢ ኣሽክናዚ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ኢትዮጵያ ኣድሂቦም ተዛቲዮም።
ኣይተ ደመቀ መኮንን፥ መንግስቲ ኣብ ክልል ትግራይ እናካየዶ ብዛዕባ…
ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳት ዘድሃበ መድረኽ ዘተ ሙሁራት ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ሕዳር ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ንልዕሊ 300 ዝኾኑ ሙሁራት ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳያት ኣድሂቡ ገለፃ ይግበረሎም ኣሎ።
እቲ ገለፃ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር እናተገበረ ዝርከብ እንትኸውን፥ ካብ ዝተፈላለያ ትካላት ትምህርቲን ትካላትን ዝተውፃእፅኡ ሙሁራት ኢዮም ተባሂሉ።…
ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኦሮሚያ ሰልፊ ድጋፍ ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ክልል ኦሮሚያ ዝነብሩ ነበርቲ መንግስቲ ኣብ ልዕሊ ከሓዲ ጉጅለ ህወሓት እናወሰዶ ዝርከብ ስጉምቲ ምኽባር ሕጊ ኣጠናኺሩ ንኽቕፅል ሓቲቶም።
ነበርቲ ከተማ ኣዳማን ከባቢኣን ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዘለዎም ድጋፍ ብሰላማዊ ሰልፊ…