Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ሰራዊት ምክልኻል ኣብዚ ሕዚ እዋን ካብ ሑመራ ክሳብ ሸራሮ ዘሎ ቦታ ብምጥቃዕ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር የውዕል ኣሊ – ሜጀር ጄኔራል…
ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ሕዳር ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሑመራን ከባቢኣን ሙሉእ ብሙሉእ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ሰራዊት ምክልኻል ከምዝወዓለ ዋና ዳይሬክተር ኢንዶክትሪኔሽን ሰራዊት ምክልኻል ፌዴሪኢ ሜጀር ጄኔራል መሐመድ ተሰማ ኣፍሊጦም።
እቲ ሰራዊት ኣብዚ ሕዚ እዋን ካብ ሑመራ ክሳብ ሸራሮ ዘሎ ቦታ ብምጥቃዕ…
ሓይሊ ኣየር ፌዴሪኢ ፀላኢ ክጥቀመሎም ሓሲቡዎም ዝነበሩ ዒላማታት ብምድብዳብ ካብ ጥቕሚ ወፃኢ ገይሩዎም – ሜ/ጄ ይልማ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓይሊ ኣየር ፌዴሪኢ ፀላኢ ክጥቀመሎም ሓሲቡዎም ዝነበሩ ዒላማታት ብምድብዳብ ካብ ጥቕሚ ወፃኢ ከምዝገበሮም ኣዛዚ ሓይሊ ኣየር ፌዴሪኢ ሜጀር ጄነራል ይልማ መርዳሳ ኣፍሊጦም።
እቶም ኣዛዚ ሓይሊ ኣየር ኣብ እዋናዊ ኩነታት ኣመልኪቶም መግለፂ ሂቦም።…
273 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ማእሰርቲ ዝነበሩ 273 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ሎሚ መዓልቲ ናብ ሃገሮም ከምዝተመለሱ ቤት ፅሕፈት ቆንስላ ኢትዮጵያ ኣብ ጅዳኣፍሊጡ።
ካብ ሞንጎ እቶም ሎሚ መዓልቲ ዝተመለሱ ሰባት 134 ሰገናት፣ 137 ደቂ ኣንስቲዮን ክልተ ድማ ህፃናት…
ዩኒቨርሲቲ ኮሌጅ ብሄራዊ ሓበሬታ ብኪነ ሙያ መርበብ ሓበሬታ ዘሰልጠኖም ሰብ ሞያታት ኣመሪቑ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትሕቲ ብሄራ ኣገልግሎት መርበብ ሓበሬታን ድሕንነትን ዝርከብ ዩኒቨርሲቲ ኮሌጅ ብሄራዊ ሓበሬታ ብኪነ ሙያ መርበብ ሓበሬታ ዘሰልጠኖም ሰብ ሞያታት ኣመሪቑ።
ምክትል ዳይሬክተር ጀነራል ህንፀት ዓቕሚን ዘፈር ምምሕዳርን እቲ ኣገልግሎት ኣይተ ነብዩ…
ኣብ ውሽጢህወሓት ዘሎ ጉጅለ ብዙሓት ነበርቲ ዓፊኑ ብምውሳድ ሰዊሩዎም – ነበርቲ ከተማ ዳንሻ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውሽጢህወሓት ዘሎ ጉጅለ ብዙሓት ነበርቲ ዓፊኑ ብምውሳድ ከምዝሰወሮምን ክሳብ ሕዚ ዘለዉዎ ከምዘይፍለጥን ነበርቲ ከተማ ዳንሻ ገሊፆም።
ነበርቲ ከተማ ዳንሻን ከባቢኣን ካብ ፅንፈኛ ጉጅለ ህወሓት ናፃ ምውፃኣ ኣመልኪቶም ሓጎሶም ገሊፆም።…
ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ 6ይ ዓመት ዘበን ስራሕ 4ይ ስሩዕ ኣኼቡኡ ፅባሕ ከካይድ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 2ሕዳር ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ 6ይ ዓመት ዘበን ስራሕ 4ይ ስሩዕ ኣኼቡኡ ፅባሕ ከምዘካይድ ተገሊፁ።
እቲ ኣኼባ ኣብ መአከቢ ኣዳራሽ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ከምዝካየድ እቲ ባይቶ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝለኣኾ መግለፁ ኣፍሊጡ።…
ንሰራዊት ምክልኻል ዝግበር ዘለሎ ሓገዝ ንምትእንጋድ ትካላት ፌዴራል ዘሳተፈ ብሄራዊ ኮሚቴ ተጣይሹ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ንሰራዊት ምክልኻል ዝግበር ዘለሎ ሓገዝ ንምትእንጋድ ትካላት ፌዴራል ዘሳተፈ ብሄራዊ ኮሚቴ ከምዝተጣየሸ ሚኒስቴር ሰላም ኣፍሊጡ።
ሚኒስትር ሰላም ወይዘሮ ሙፈሪያት ካሚል ኣብ እዋናዊ ኩነታት ሃገር ኣመልኪቱ ኣብ ዝሰተሰናድአ መድረኽ ከምዝበለኦ፥…
ኣብ ኣዲስ ኣበባ ወዲቑ ዝተረኸበ ቦምቢ ተፈንጂሩ ኣብ ልዕሊ ሓደ ውልቀሰብ ጉድኣት ኣካል ከምዘብፀሐ ኮሚሽን ፖሊስ ኣድስ ኣበባ ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ወዲቑ ዝተረኸበ ቦምቢ ተፈንጂሩ ኣብ ልዕሊ ሓደ ውልቀሰብ ጉድኣት ኣካል ከምዘብፀሐ ኮሚሽን ፖሊስ ኣድስ ኣበባ ኣፍሊጡ።
ንጉሆ ከባቢ ሰዓት ክልተ ኣብ ክፍለ ከተማ የካ ወረዳ 7 ፍሉይ ሽሙ “ዓድዋ ድልድይ” ተባሂሉ ኣብ ዝፅዋዕ ቦታ…
እስራኤል ዕስለ ኣምበጣ በረኻ ንምክልኻል 27 ድሮናት ሓገዝ ገይራ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍቢሲ)መንግስቲ እስራኤል ዕስለ ኣምበጣ በረኻ ንምክልኻል ዝሕግዛ 27 ድሮናት ሓገዝ ምግባሩ ሚኒስቴር ሕርሻ ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ።
እቲ ሚኒስቴር ከምዝገለፆ፥ ካብተን ድሮናት ብተወሳኺ ክልተ ጀነሬተራት እውን ኣበርኪቱ ኢዩ፡፡
ሚኒስትር ሕርሻ ኣይተ ዑመር ሑሴን፥…
ልዕልነት ሕጊ ናይ ምርግጋፅ ስራሕና እንተይዛዘምና ምስ ጁንታ መቐለ ዝግበር ድርድር ኣይህሉን – ቀ/ሚ ኣቢይ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ልዕልነት ሕጊ ናይ ምርግጋፅ ስራሕና እንተይዛዘምና ምስ ጁንታ መቐለ ዝግበር ድርድር ኣይህሉን ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣፍሊጦም።
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ማሕበራዊ ትዊተር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፥ “ስግብግብን ኣረመኔ ዝኾነን…